uk
Feedback
መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ(ኢ/ር)

መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ(ኢ/ር)

Відкрити в Telegram

መኑ ስምከ ( ሽምካ መን እዩ )? ነቅዕ ዘእምዐዘቅት ንፁሕ ወእማይ ዘኢይማስን ክርስቲያን ስምየ (ካብ ንፁህ ዐዘቕትን ካብ ዘይልወጥ ካብ ዘይነፅፍ ማይን ዝተረኸበ ክርስቲያን እዩ ሽመይ) ሕቶታትኩም @Megabemiki ።።።።፡።።።።።።።።።።።።።።።።።። ንዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ሕቶን መልስን ይፀንበሩና 👇👇👇 @hadiswebluy

Показати більше
1 481
Підписники
-124 години
-117 днів
-2830 день

Триває завантаження даних...

Хмара тегів
Немає даних
Виникли проблеми? Будь ласка, оновіть сторінку або зверніться до нашого support-менеджера.
Вхідні та вихідні згадування
---
---
---
---
---
---
Залучення підписників
червень '26
червень '26
+6
в 0 каналах
травень '26
+13
в 0 каналах
Get PRO
квітень '26
+19
в 0 каналах
Get PRO
березень '26
+6
в 0 каналах
Get PRO
лютий '26
+4
в 0 каналах
Get PRO
січень '26
+9
в 1 каналах
Get PRO
грудень '25
+24
в 0 каналах
Get PRO
листопад '25
+3
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '25
+16
в 0 каналах
Get PRO
вересень '25
+92
в 1 каналах
Get PRO
серпень '25
+22
в 1 каналах
Get PRO
липень '25
+16
в 2 каналах
Get PRO
червень '25
+15
в 0 каналах
Get PRO
травень '25
+15
в 0 каналах
Get PRO
квітень '25
+24
в 0 каналах
Get PRO
березень '25
+20
в 0 каналах
Get PRO
лютий '25
+17
в 1 каналах
Get PRO
січень '25
+21
в 0 каналах
Get PRO
грудень '24
+34
в 0 каналах
Get PRO
листопад '24
+42
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '24
+44
в 0 каналах
Get PRO
вересень '24
+35
в 0 каналах
Get PRO
серпень '24
+75
в 0 каналах
Get PRO
липень '24
+62
в 0 каналах
Get PRO
червень '24
+79
в 0 каналах
Get PRO
травень '24
+32
в 0 каналах
Get PRO
квітень '24
+45
в 0 каналах
Get PRO
березень '24
+67
в 0 каналах
Get PRO
лютий '24
+25
в 0 каналах
Get PRO
січень '24
+40
в 0 каналах
Get PRO
грудень '23
+21
в 0 каналах
Get PRO
листопад '23
+23
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '23
+152
в 0 каналах
Get PRO
вересень '23
+25
в 0 каналах
Get PRO
серпень '23
+42
в 0 каналах
Get PRO
липень '23
+48
в 0 каналах
Get PRO
червень '23
+58
в 0 каналах
Get PRO
травень '23
+26
в 0 каналах
Get PRO
квітень '23
+25
в 0 каналах
Get PRO
березень '23
+12
в 0 каналах
Get PRO
лютий '23
+20
в 0 каналах
Get PRO
січень '23
+88
в 0 каналах
Get PRO
грудень '22
+49
в 0 каналах
Get PRO
листопад '22
+56
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '22
+58
в 0 каналах
Get PRO
вересень '22
+27
в 0 каналах
Get PRO
серпень '22
+92
в 0 каналах
Get PRO
липень '22
+111
в 0 каналах
Get PRO
червень '22
+103
в 0 каналах
Get PRO
травень '22
+146
в 0 каналах
Get PRO
квітень '22
+143
в 0 каналах
Get PRO
березень '22
+149
в 0 каналах
Get PRO
лютий '22
+115
в 0 каналах
Get PRO
січень '22
+136
в 0 каналах
Get PRO
грудень '21
+190
в 0 каналах
Get PRO
листопад '21
+20
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '21
+86
в 0 каналах
Get PRO
вересень '21
+186
в 0 каналах
Get PRO
серпень '21
+28
в 0 каналах
Get PRO
липень '21
+60
в 0 каналах
Get PRO
червень '21
+200
в 0 каналах
Get PRO
травень '21
+43
в 0 каналах
Get PRO
квітень '21
+65
в 0 каналах
Get PRO
березень '21
+57
в 0 каналах
Get PRO
лютий '21
+4
в 0 каналах
Get PRO
січень '21
+14
в 0 каналах
Get PRO
грудень '20
+628
в 0 каналах
Дата
Залучення підписників
Згадування
Канали
22 червня0
21 червня0
20 червня0
19 червня+1
18 червня0
17 червня+1
16 червня0
15 червня0
14 червня+1
13 червня0
12 червня0
11 червня0
10 червня+1
09 червня+1
08 червня0
07 червня0
06 червня0
05 червня0
04 червня+1
03 червня0
02 червня0
01 червня0
Дописи каналу
ገፅ ንገፅ ተቓወምክዎ እቲ ንእሽተይ ነቲ ዓብዪ ክግስፆ ይኽእል ዶ? ዘከፋፍል መልእኽቲ ነይሩዎ subscribe ብምባል https://youtu.be/KdjL77ua5NY የድምፁ

2
ዘይሕጋውያን ሰበኽቲ ተባሂሎም ዝተኣገዱ https://youtu.be/QYasx2ZHweM የድምፁ
111
3
Немає тексту...
98
4
ሚካኤል ሰነ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ሰለስተ ሹመታት ኣለውዎ ✔️ኣብ ልዕሊ ኃይላት ✔️ኣብ ልዕሊ አጋዕዝት ✔️ኣብ ልዕሊ ኩሎም መላእክት ✔️ ንኹልና ደቂ ሰባት ብኣማላድነቱ ካብ ፈጣሪና ምሕረት ዘምፀአልና ንዝተፀገሙ ዝረድእ ንዝወደቑ ዘተስእ ረዳኤ ምንዱባን እዩ። ብትሕትንኡ ዝተመስከረሉ ብንፅህንኡ ብራህርህንኡ ቅደስት ድንግል ማርያም ትመስሎ ናይ እግዚአብሔር መልአኽ ምኽሪ ዝተብሃለ ብባሕሪ ብምድሪ ብላዕሊ ብታሕቲ ዝረድእ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር እናቐረበ ጸሎትና ዘዕርግ ናይ ልመናና መልሲ ካብ እግዚአብሔር ዘመፀአልና እስራኤል ዘስጋ ዝመርሐ ባሕሪ ዝኸፈለ ኃያል መልአክ እዩ መልአክ ብርሃን እዩ። ቅዱስ ያሬድ፦ " ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል፤ አስተምሕር ለነ ሰአልናከ በ፲ወ፬ቱ ትንብልናከ፤ ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል፤ ዓይኑ ዘርግብ ልብሱ ዘመብረቅ ሐመልማለ ወርቅ፤ ሚካኤል እመላእክት መኑ ከማከ ልዑል፤ ይሰግድ በብረኪሁ እስከ ይመጽእ ሥርየት ለኃጥአን፤ ሚካኤል መኑ ከማከ ልዑል መኑ ከማከ ክቡር።። ይብል ኣብዚ 14 ትንብልና ተባሂሎም ዘለዉ ኣብ ሕድ ሕድ ወርሒ ዘሎ ናይ ቅዱስ ሚካኤል በዓላት ድምር ኣብ ዓመት 12 ይኾኑ ናይ አእላፍ መላእክት ክብረ በዓል 13 ሕዳር እዩ። ነዞም እልፍ አእኣፋት መላእክት መሪሑ ካብ እግዚአብሔር ምሕረት ንደቂ ሰባት ዘምፀአሉ ዕለት ስለዝኾነ መበል 13 እዙይ ተደሚሩ፤ 19 ታሕሳስ ወሲኹ 14 ትንብልንኡ ዝበሃሉ እዚኣቶኣቶም እዮም ይብሉዎም። ካልኦት እውን ሕድሕድ ናይ ኣስማቱ ፊደላት እዮም ዝብሉ ኣለዉ።። ሰላም ዕብል ለአስናኒከ ዘመንፈስ፡ ዘኢይረክቦን ጥረስ፡ ሚካኤል ረዳኢ ለእለ ውስተ ባሕር ወየብስ፡ እስመ ረሰየከ ካህነ ምሥዋዑ ክርስቶስ፡ መፍትው ሊተ ትተንብል ቀሲስ። ባሕራንኒ ይቤ ዘነገደ ባሔረ ምስሌሁ፡ ርኢክዎ ለሚካኤል ወስእንኩ ጠይቆቶ፡ ዮም ሰማያዊ በምድር አስተርአየ። መልአከ ሰላምነ ሊቀ መላእክት ሚካኤል፡ ሰአል ወጸሊ በእንቲአነ፡ አዕርግ ጸሎተነ ቅድመ መንበሩ ለንጉሥ ዐቢይ። ንቅደስት አፎምያ ዝረድአ ናይ ባሕራን ሞት ናብ ሕይወት ዝቐየረ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብረድኤቱ ናይ ኩልና ዝተበላሸወ ህይወት ይቐይረልና። subscribe https://www.youtube.com/@michaeltube
83
5
ኩሉ ክሰምዖ ዝግባእ https://youtu.be/CNk9CJEjddc የድምፁ
128
6
ሰላም ደሓን ዶ ውዒላትኩም
155
7
ሰላም ከመይ ውዒላትኩም
200
8
እግዚኦ ዘብል እዚ እዩ በሰንኪ ናይ ሃገረ ስብከት ሰራሕተኛታት 3+ ደቀይ ሞይቶም በቢመዓልቱ ብፖሊስ የቐጥቅጡኒ ነይሮም ፍትሒ ሓቂ ዝረሓቖ ጉዕዞ https://youtu.be/01CcVhzHCX0 ልቢ ኢልኩም ኣድምፁዎ
215
9
ሰላም ከመይ ውዒላትኩም
182
10
ንሕና ዘይበልናይ እዩ ተባሂሉ በቲ መግለፂ ኣይተሰማማዕናን መግለፂ ክልተ ሊቃነ ጳጳሳት ሓደ ጳጳስ ህይወቱ ናብርኡ እንታይ ክመስል ኣለዎ https://youtu.be/TfC-7CblfCw የድምፁ
198
11
ኩሉ ከሰንገድፎ ኢሎም ኣትዮም ዘይገደፉዎ መንገዲ ኣብ 12 ዙፋን ተቐሚጦም ዝፈርዱ https://youtu.be/SuWqXOKytxA የድምፁ
196
12
✔️ ሓባጥ ጎባጥ ልቦና እንተ ሃልዩናኻ ፦ (( ኢነጸረ እግዚአብሔር ልዕለ እገለ ፡ እገለ )) እዩ ዝኸውን ። እግዚአብሔር ኣብ ልዕሊ እገለ እገሊት መሥዋእቲ ኣይተቐበለን ። መባእ ነቕርብ  ኢና ፡ ምጽዎት ንህብ ኢና ፡ ሓባጥ ልቦና እንተ ሃልዩና ፡  ርኵሰት እንተ ሃልይዎ እቲ ልቦናና  ኣይቕበሎን  እግዚአብሔር ። ስለዚ እንታይ ክንገብር ኣለና ከነፅርዮ ኣለና ፦ ክንፅሊ እንከለና መሥዋእቲ እዩ ። ✔️ እቶም ዓበይቲ ጸሎትና ዝባሃሉ ፦ አቡነ ዘበሰማያት ኣብ ቤተ ክርስቲያና ኣብ ዝኾነ ይኹን መእሰሪ ናይ ጸሎታትና እዩ ። ዓቢ ጸሎት እዩ ። ዓቢ ጸሎት ስለ ዝኾነ ኢና ንኣስሮ ዘለና ። ✔️ መዝሙር ዳዊት ክድገም እንከሎ ሐዚ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ካብቶም ስሩዓት  ናይ ጸሎታት ሓደ መዝሙረ ዳዊት እዩ ኣብ ኣብ ቤተ ክርስቲያን  ዝተፋላለየ  ። ኣትዩ ዘሎ መዝሙረ ዳዊት እዩ። ካባኡ ኸ" ውዳሴ ማርያም  ፡ ዓነቀጸ ብርዓን ፡ ይወድስዋ ፡ መልክአ ማርያም ፡ መልክአ ኢየሱስ ፡ ኣሎ ፡ ካልኦቶም ዘለዉ ኸ ? በቢ ጊዜኡ ንሳተፈሎም እዮም ። ✔️ እቲ ዓብዪ ጸሎት ግን ፦ ✔️ ንመልከት ፦ እግዚአብሔር ከምዙይ ኢልኩም ጸልዩ ኢሉ  (( አቡነ ዘበሰማያት  )) ሰርዐ ኣብ ኹሎም ጸሎታት  መእሰሪኦም (( ኣቡነ ዘበሰማያት  )) እዩ ። ክንደየናይ ጥቕሚ ከም ዘለዎ ክንደየናይ ዓቢ ከም ዝኾነ  እዚ ጸሎት እዙይ ። ናይቲ ምንኣሱ ጥራሕ ኣይንርአ  ፡ኣብ ውሽጡ ዘሎ ምሥጢር ንርኣዮ ። ✔️ ሓደ ኣቦ ይጽልዮ ነይሩ እዩ ንዚ ጸሎት ። አቡነ ዘበሰማያት ፡ አቡነ ዘበሰማያት ፡ አቡነ ዘበሰማያት ፡ አብነ ዘበሰማያት ፡ ((ይቀደስ ስምከ)) ኣይብልን ።ደሓር መልኣኽ መፅኡ ኣንታ ኢልዎ ኣቤት ፡ ንምንታይ ኢኻ አብነ ዘበሰማያት ጥራሕ ትብል ስገሮ እንዶ ((አቡነ ዘበሰማያት ይቀደስ ስምከ  )) እንዶ በል ከምኡ ገይርካ እንዶ ኺድ ምስ በሎ             ✔️ ኣይ ! ኢሉ " ንስኻትኩም ንፁሃን መላእኽቲ ኢኸኹም ኣነ ግን ንዙይ ማዓስ መንየዮ ፡ ማዓስ በፂሐዮ ፡ ጣዕሙ እኮ ካብ ኣፈይ ኣይተፈለየን ። ናብዚስ ማዓስ ክሰግር  ከመይ ገይረ ክሰግር ኢልዎ ። ዝጽልዮ ዝነበረ ጸሎት (( አቡነ ዘበሰማያት ጥራሕ እዩ)) ኣይሰግርን (( ይትቀደስ ስምከ ትምጻእ መንግስተከ )) ኣይብልን ። (( አቡነ ዘበሰማያት)) እቲ ጣዕሚ ንሱ ካብ ኣንደበቱ ኣይተፈለየን  ኣይበፃሕኽዎን እዩ ዝብል ዘሎ ናብቲ (( ይቀደስ ስምከ )) ዝብልሲ ደረጃ ኣይበፃሕኹን አነ ሓጢአተኛ እየ ! ንባዕሉ እኮ እዩ ዘዋርድ ዘሎ   ንባዕሉ ትሕት ትሕት ዘብል ዘሎ  ✔️ስለዚ እግዚአብሔር ጸሎትና መሥዋእትና ክቕበለልና እንተ ኾይኑ ኣብ ልቦናና ዘሎ ርስሓት አወጊድና ብውነና ፡ብትሕትና ክንጽልዮ ይግባአና  ። ✔️ ንመምህርና ፡ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ። ✔️ወስብሐት ለእግዚአብሔር ።
169
13
✔️ እኽሊ እንተ በሲሉ እዩ ንኸብድኻ ዘፅግበካ ፡ ካብኡ ኸ" ሓይሊ ይህበካ ፡ ጽንዒ ፡ ጉልበት ይህበካ ፡ ወዲ ሰብ ብመንፈስ ቅዱስ እቲ ናይ መንፈስ ቅዱስ ስራሕና እውን ከነዕብዮ ኣለና እንዳ በሰለ ክኸይድ ኣለዎ ። እንዳ ዓበየ ክኸይድ ኣለዎ ። ናይ ነብስና ምግቢ ቃለ እግዚአብሔር እዩ ። ✔️ መላእኽቲ ምግቦም ምስጋና እዩ ኢልናዮ ኢና  ። ናይ ነፍስና ምግቢ እውን ምስጋና ስለ ዝኾነ እዚ ምስጋና እዙይ እዩ ከዕብየና ዘለዎ ክንዓቢ ይግበአና ✔️ መላእክት   በቢ ማዓልቲ ሓይሊ እዩ ዝዋሃቦም ንመልከት ፦ ✔️ በቢ ማዓልቲ ሓይሊ ✔️ በቢ ማዓልቲ ፅንዒ ✔️ በቢ ማዓለቲ ጸጋ ✔️ በቢ ማዓልቲ ጣዕሚ ኣብ ልዕሊ ጣዕሚ እዩ ዝውሰኸሎም ፡  ብዘመስገንዎ ቑፅሪ እንዳ ተወሰኸሎም እዩ ዝነብር  ፦ ንሕና እውን እንዳ ተወሰኸልና በቢ ማዓልቱ እኮ ንምገብ ኣለና እዚ ዝዋሃበና ዘሎ ኣለና ጣዕሚ እኮ እዩ ✔️  ክብሪ እኮ ጸጋ እኮ ፡ በቢ ማዓልቱ እዩ ዝውሰኸልና ዘሎ ።  ቃለ እግዚአብሔር ንንገር ዘለና ክብሪ እዩ ።  ስለዚ እዙይ እንዳ ሓዝናዮ ክንኸድ እዩ ዘለና እዩ ፡ እቲ ነብስና እውን እንዳ ጎልበተት እንዳ ዓበየት እዩ ክኸይድ ዘለዎ ካባኡ ኸ? ✔️ ናብ መንግስተ  ሰማይ ዘእትወና ንስራሕ ፡ ኣብቲ ዓብዪ ደረጃ እንተ በፅሕና ጽቡቕ እንተ ዘይኮይኑ እቲ ዘድልየና ሒዝና ንኺድ  ። ✔️ ብኻሊእ ምሥጢር ፦ (( ከማሁ በምድር ሲሳየ ዘለለ ዕለትነ ሀበነ ዮም )) ✔️ ቅዱስ ሥጋኻ ፡ ✔️ክቡር ደምካ ፡ ✔️ ንስሓ ፡ ✔️ትምህርቲ ✔️ዓስቢ  ጸሎትና ሃበና በሉኒ ማለት እዩ ። ✔️(( ሕድግ ለነ አበሳነ ወጌጋየነ ከመ ንሕነኒ ንሕድግ ለዘአበሠ ለነ )) ይብል ። ✔️ ንሕና ንዝበደሉና ይቕረ ንኽንብል ፡ በደልና ይቕረ በለልና  ማለት እዩ ። ✔️ ኣብዙይ ሐዚ ሓደ ሓደ ጊዜ ከም ምትህልላኽ ዝመስለና ምንፅፃር ዝመስለና ኣለና ✔️ በደሎም ከም ዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና  ኢልና ንትርጉሞ ሓቀይ ? ወይ ካዓ በደሎም ክንሓድገሎም ሕደገልና እዩ ፦ እዙይ ምትህልላኽ ኣይኮነን ። ✔️ሓደ ሰብ ንዝበደሉ  ይቕረ በለለይ ወይ ካዓ  ኣነ እከለ በዲለዮ እየ  ይቕረ በለለይ  በሎ ። ✔️ በዲልካዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ወላ በዲሉካስ ባዕልኻ  ይቕረ በለሉ እዩ ትሕትና እዩ  እዙይ ። በዲልካ እንዳ ሃለወ ኸይድካ ይቕረ በለሉ እቲ በደል ናቱ እንተ ወሲድካዮሲ ፦ ካብ እግዚአብሔር ይቕሬታ ተቐቢልካ ማለት እዩ ።  ምሕረት ተቐቢልካ ማለት እዩ ። ዝበለፀ ዓስቢ ወሲድካ ማለት እዩ ። ✔️ በሊጽካዮ ኣለኻ ንዕኡ ፦ ንሱ ታዓብዪ ኣነ በዲለዮ እንዳ ሃለኹ እዙይ ይቕረ ኣይብለሉን እንተ ኢሉኳ እኳ ፡ ባዕልኻ ከይድካ ይቕረ በለለይ ፡ በዲለካ እየ ፡ ኣነ እየ ተሳሓሒተይ ይቕረ በለለይ ፡ንፋቐር እንተ ኢልናዮ ንሰብ እንታይ ንጉዳእ ንሕና ፡  ምንም ብፍጹም ኣይንጉዳእን ዋላ ንሱ ወቒዑና እንዳ ሃለወ  ተቐይምናዮ ንኸይንነብር ኣይ ኣነ እየ ንኽትወቕዐኒ ገይረካ በዲለካ እየ ፡ እንተ ኢልካዮ ንሓደ ሰብ ቅድስና ረኺብካ ኣለኻ ማለት እዩ ትሕትና እዩ እዙይ ። ✔️ ንሰብ በዲልካዮ ፦ ይቕረ በለለይ እንተ ኢልካዮ ግዲታኻ እዩ ። ✔️ በዲልካ እንዳ ሃለወ ፦ ተመሊስካ ንስኻ ይቕረ በለለይ እንተ ኢልካዮ ግን ፦ ትሕትና ይባሃል ። ቅድስና ይባሃል ፣ ናቱ ቅድስና  ከይተረፈ  ጸጋ እዩ ዝውሰኸልካ ዘሎ ። ✔️ ስለዚ መፅሓፍ እውን ኸምዙይ እዩ ዝብለና ዘሎ ። በደሎም ከም ዛሓደግናሎም በደልና ሕደገልና ስለዚ እግዚአብሔር ክንደይ ጊዜ በደልና ሓዲግልና እዩ ። ንሕና ኸ" ክንደይ ጊዜ ናይ ደቂ ሰባት በደል ሓዲግና ንኸውን ክንደይ ጊዜ ይቕረ ኢልናሎም ?ነፍስና ንሕተት ። ✔️ ቅፅል ኣቢሉ እንታይ ይብል (( ኢታብአነ እግዚኦ ውስተ መንሱት )) ይብል ✔️ ንመልከት ፦አቤቱ ፡  ናብ ሓጢኣት ፡ ናብ ክሕደት ፡ ናብ መንከራ ፡ ናብ ጋሃንም ፡ ኣይተእትወና በሉኒ  ማለት እዩ ። ክንትርጉሞ እንከለና ቀጠታ ናብ መንከራ ኣይተእትወና ኢና ንብል ። ✔️ ምሥጢሩ ግን ንመልከት ፦ ጎይታ ኣቦና እግዚአብሔር ናብ ሓጢኣት ኣይተእትወና ፡ ናብ ክሕደት ኣይተእትወና ፡ ናብ መንከራ ኣይተእትወና ፡ ናብ ጋሃንም ኣይተእትወና በሉኒ ፡ ይብል ✔️ ካብኡ ቐፅሉ ድማ ፦ ((አላ አድሕነነ ወባልኀነ እም ኵሉ እኩይ )) ካብ ሓጢኣት ፡ ካብ ክሕደት ፡ ካብ  ጋሃንም ፡ ኣድሕነና እንበር በሉኒ በለ ። ✔️ ቐፅሉ ፦ (( እስመ ዚአከ ይእቲ መንግሥት )) መንግስተ ሰማያት ገንዘብካ እያ እሞ ፡ ይብል ✔️ ቐፅሊ ፦ (( ሐይል ወስብሐት ለዓለመ ዓለም )) ካሃሊነት ፡ ጎይትነት ፡ ንዘልዓለም ገንዘብካ እዩ ። ኣሜን ይብል ። ✔️ ኣሜን ፦ ማለት ባሓቂ ፡ ሓሶት ዘይብሉ ፡  ክሕደት ዘየብሉ ፡ ዕልወት ዘየብሉ ፡ ምንም ምልውዋጥ ዘየብሉ ፡  ባሓቂ ማለት እዩ  ✔️ ኣየናይ  እዩ እቲ ሓቂ ፦ (( እስመ ዚአከ ይእቲ መንግሥት ሐይል ወስብሐት )) ሓይሊ ፡ ካሃሊነት   ጎይትነት ኩሉ ናትካ እዩ ። ገባሬ ኵሉ ፡ ካሃሌ ኵሉ ፡  መጋቤ ኵሉ ። ኹሉ ትገብር ኣምላኽ ንስኻ ኢኻ ፡ ስለዚ  እዙይ ካዓነይ ጥርጣሬ ዘይብሉ ብሓቃዊ ምኻኑ ንሕና ናኣምን  ኢና ። ✔️ ስለዚ (( አቡነ ዘበሰማያት ምሥጢሩ )) እዙይ ይመስል ። ✔️ ስለዚ እግዚአብሔር ንሐዋርያት እዙይ ኢልኩም ጸልዩ ክብሎም እንከሎ ፡ ካብፍቶም ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ስለ ጸሎት ዘምሃረሉ ፡ ✔️እዙይ ፦ ዓንቀጸ ጸሎት ይባሃል እዙይ  ። ✔️ ስለዚ ፦ ጸሎት ልቦናኻ ስብስብ ኣቢልካ  ካብ ልቦናኻ ንፁህ  ስርናይ ከተውፅእ ኣለካ ወይ ካዓ ንፁህ ቃል ከተውፅእ ኣለካ  ምንም ዘየብሉ እግዚአብሔር እውን እዘይ እዩ ዝደልዮ ስለ ዝበዝሐ ኣይኮነን ዝደልዮ እግዚአብሔር ሕፅር ኢሉ ንፁህ እንተ ኾይኑ እቲ ቓልካ ወይ ካዓ እቲ ኣንደበትካ ፡ ኣብ ልቦናኻ ዘሎ ኹሉ  ኣወጊድካ ብንፁህ ልቦና ክትቐርቦ እንከለኻ ናብ እግዚአብሔር እግዚአብሔር ደስ ይብሎ ። ✔️ ንመልከት ፦ አቤል ፡ ቃኤልን ፡ መስዋእቲ ክገብሩ እንከለዉ (( 🌅ኢነጸረ እግዚአብሔር ላዕለ ቃኤል ወላዕለ መሥዋእቱ )) እግዚአብሔር ናብ ቃኤልን ናብ መሥዋእቱን ኣይተመልከተን ።  ✔️ ናብ ናይ አቤል ከ'? ((🌅ነጸረ እግዚአብሔር ላዕለ አቤል ወላዕለ መሥዋእቱ  )) እግዚአብሔር ናብ ኣቤልን መሥዋእቱን ተመልከተ ። ✔️ አቤል እንታይ እዩ ነይሩ ? እግዚአብሔር ፁሩይ ባህሪ እዩ ። ስለዚ ንእግዚአብሔር ዘድልዮ ነገር ፁሩይ እዩ ኢሉ ካፍቶም ፁሩያት ፁሩይ መሥዋእቲ ኣቕሪብሉ እዩ ። ✔️ ቃኤል ግና እንታይ እዩ ገይሩ ፦ እግዚአብሔርሲ ካብ ፀረየ ፡ ኣይፀረየ ፡ እግዚአብሔር ኣይበልዖ ኣይሰትዮ ስለዚ ካብ ኩሉ ገፊጠይ ዘይገብር ኢሉ ፡ ስርናይ ምስ ኽርዳድ  ገይሩ መሥዋእቲ ገይሩ እዩ ። ስለዚ እዙይ ምስ ገበረ ናይ ልቦናኡ ሕብጠት ፡  ስለ ዝተመለከተ እግዚአብሔር (( ኢነጸረ እግዚአብሔር ላዕለ ቃኤል ወላዕለ መሥዋእቱ )) እዩ ዝብል ✔️ እግዚአብሔር ናብ ቃኤልን ናብ መሥዋእቱን ኣይተመልከተን ባህ ኣይበሎን እግዚአብሔር ማለት እዩ ። ✔️ ስለዚ ንሕና  እውን ልቦናና ፡  እቲ ነቕርቦ ጸሎት መሥዋእቲ እዩ ። ብኑፁህ ልቦና እንተ ቐሪብካዮ እግዚአብሔር ባህ ኢልዎ ይምለከተካ ይርኤካ ፡ ጸሎትና ይሰምዖ ፡ ይቕበሎ ፡ ውኩፍ ይገብሮ ፡
124
14
መቐፀልታ ! ✔️ (( ወይኩን ፈቃድከ በከመ በሰማይ )) ኢልና ደው ኣቢልና ነይርና ። ✔️ ((" ወይኩን ፈቃድከ በከመ በሰማይ")) ✔️ " ወይኩን ፈቃድከ በከመ በሰማይ  ከማሁ በምድር ")፦ ቀጥታ ትርጉሙ እንታይ ማለት እዩ ፍቓድካ ኣብ ሰማይ ይኹን ፦ ከምቲ ፍቓድካ ኣብ ሰማይ ዝኾነ ማለት እዩ ፦ ካባኡ ኸ" (( ከማሁ በምድር ")) ✔️  ኣብዙይ ግን እቲ ትርጓሜኡ ክንወስዶ እንከለና ፦ (( ወይኩን ፈቃድከ በከመ በሰማይ  )) ይብል ፦ መላእክት ፡ ኣብ ሰማይ   ንኸመስጉኑኻ  ፍቓድካ ከም ዝኾነ ። ንሕና እውን ንኸነምስግናካ ፍቓድካ ይኹን ይብል ። ✔️ ብኻሊእ ምሥጢር ፦ ንመልከት ደሓር ሞይትና ፣ ተሲእና ከነመስግነካ ፍቓድካ ይኹን  ። እንታይ ማለት እዩ ? ✔️ ደሓር ሞይትና ተሲእና ነኸነመስግነካ ማለት ? ኣብዚ ምድሪ እዙይ ንሰርሖ ፡ ዕዮ ኣለና ፡ ዕዮ ገዛ ዝተውሃበና ። እዚ ዕዮ እዙይ ኣብ ምድሪ እዩ ዘለና ፡ ኣብ ሰማይ ኣይኮነን ንዓዮ ፣ ኣብ ምድሪ ምስ ዓየናዮ ኢና ናብ ሰማይ ክንሰግር ንኽእል ። ወይ ካዓ ገነት ኢልና ናብ መንግስተ ሰማያት ክንሻጋገር  ስለዚ እቲ ዝሃብካና ዕዮ ፡ ድሕሪ ሞት  ፡ ኣብ መንግስተ ሰማያት ((🌅 ሐዩው ከመ መላእክት ))ኰይንኩም ከተመስግኑኒ ኢኹም ። ምስ መላእክት ሕብረት ክትፈጥሩ  ኢኹም ። ((ፅንዓ ነፍስ )) ተዋሂቡና እዩ ፡ ሓድነት ምስ መላእኽቲ ተዋሂቡና ። ✔️ ስለዚ  ሓድነት ምስ መላእኽቲ ተዋሂቡኩም ኣብ መንግስተ ሰማያት  ፡ናዓይ እንዳ ኣመስገንኩምኒ ክትነብሩ ኢኹም ኢልካና ኢኻ እሞ ፦  እዙይ ንኽን ገብርሲ እቲ ኣብ ምድሪ  ንገብሮ ዘለና ዕዮ ወይ ካዓ  ፡ ወይካዓ ንገብሮ ዘለና ተጋድሎ ፡ ወዲእና ናባኡ ንኽንሳጋገር ፍቓድካ ይኹነልና ። ወይካዓ ብምሕረትካ ሓግዘና ማለት እዩ ። ✔️((" በከመ ምሕረተከ አምላክነ ወአኮ በከመ አበሳነ ")) 🌅 ብምሕረትካ እንበር ብበደልና ኣይኹን ። ✔️ ብኻሊእ ምሥጢር ንመልከት ፦ መላእክት ኣብ ሰማይ ኣመስጊኖምካ  እቲ ምስጋና ንሱ  ምግቢ ኾይንሎም ከም ዝነብሩ ይብል' (( ከማሁ በምድር )) ✔️(( ከማሁ በምድር ሲሳየነ ዘለለ ዕለትነ ሀበነ ዮም ይብል 🌅 )) ናዓና እውን ኣብዚ ዓለም እዙይ እንዳ ሃለና ናይ ዕለት ምግቢ ሃበና በሉኒ ። ንመልከት ኣብ ሰማይ መላእኽቲ እንታይ እዮም ዝገብሩ  ኣብ ሰለስተ ሰማይ ዘለዉ መላእኽቲ ማለት እዩ ንግዚአብሔር ምስ አመስገንዎ እቲ ምስጋና ንሱ ምግቢ እዩ ዝኾኖም ። ✔️ ንሕና እውን ኣብዚ ምድሪ እዙይ እንዳ ሃለናሲ ናይ ዕለት ምግብና ሃበና በሉኒ እዩ ዝብለና ዘሎ ። ((🌅 ከማሁ በምድር ሲሳየ ዘለለ ዕለትነ ሀበነ ዮም )) ✔️ ኣብዙይ ሊቃውን እውን ታሓባቢርሎም እዩ  ። ፡ ቅዱስ ያዕቆብ ኣብ ኦሪት 28:20  ክንርኢ እንከለና ((🌅እምከመ ረከብኩ እክለ ዘእበልዕ ዘእሴሰይ ወልብሰ ዘእትአረዝ ዘእለብስ ይከውነኒ እግዚአብሔር አምላኪየ )) ይብል ። እንድሕር ዝበልዖ እኽሊ ፡ ዝኽደኖ ኪዳን ረኺበይሲ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ክኾነኒ እዩ ይብል ። ✔️ ቅዱስ ጳውሎስ ((1ይ ጢሞ6፣8))  ክልእኽ እንከሎ እንታይ ኢሉ ነይሩ ይመስለኩም ((🌅1ይ ጢሞቴዎስ 6 :8 እምከመ ረከብነ ሲሳየነ ወዐራዘነ  የአክለነ። )) ምግብናን ኪዳናን እንተ ረኺብናሲ ይኣኽለና እዩ ። ✔️ሰለስቱ ምእት ዝበልዎ መነኮሳት ነዙይ ኣታሒዞም እንታይ ኢሎም ነይሮም  ፦ (( ኢትኩን መፍቀሬ ብሩር ዘእንበለ በአምጣነ ዘየአክል ለሕይወትከ ለሲሳይከ ወለዐራዝከ በዐቅም ። )) ብሩርን ወርቅን ፈታዊ ኣይትኹን ።  ብመጠን ድኣ ይኹን እንበር ንምንታይ ? ንሕይወትካ ዝኸውን ፡ ንምግብኻ ዝኸውን ፣ ንኽዳንካ ዝኸውን ድኣ እንበር ፡  እዙይ እንተ ርኢናዮ ሐዚ  ናይ ዕለት እንጀራና ሃበና ኢልና ንፅሊ ኢና ኣብዚ ምሥጢር ክንሕዞ ኣለና ብደንቢ ክንርደኦ ኣለና ።  ሓደ ሰብ  ኣብዚ ዓለም እዙይ ዝነብር ናይ ዕለት እንጀራይ እዚኣ ትኣኽለኒ እያ  ። ኢሉ ኹሉ ንብረቱ ንነዳያን ክምጽዎት የብሉን ከማኡ ኣይኮነን ፡  ወላ ኣብ ዝኾነ ጥርጣሬ ኣቲና ምስ እግዚአብሔር ከይንባኣስ ✔️ ምሥጢር ኣለዎ ፣ መፅሓፍቲ ትርጓሜ ኣለዎም ንብሎ ዘለና እውን ንዙይ እዩ ፦ ናይ ዕለት ዕንጀራና እንተ ሂብካና ይኣኽለና እዩ ይብል ኣሎ ፦ ወዲ ሰብ ንፍጹማን እዩ ዝብል  ንፍጹማን ንዝኾኑ ካብዚ ዓለም እዙይ ንዝኸዱ ናይ ዕለት እንጀራኦም እንተ ሒዞም ናይ ዓመት ክዳኖም እንተ ሒዞም ይኣኽሎም እዩ ይብል ንዚኦም ይኣኽሎም እዩ ። ንፅባሕ ኽብሉ የብሎምን ፡ ንመን ? እቶም ፍጹማን ንምንታይ ካብ ዓለም ተፈልዮም እዮም ዘለዉ ። ✔️ ኣብ ዓለም ንዝነብር ግን ፦ ናይ ዓመት ክዳኑን ፡ ናይ ዓመት ምግቡን እዩ ክሕዝ ዘለዎ  ካባኡ ንዳሓር እዩ ክህብ ዘለዎ ። ምኽንያቱ ወዲእኻ እንተ ሂብካዮ ንሓደ ሰብ ፡ ዝዘራእኻዮ ኩሉ እንካ  እግዚአብሔር ክህበኒ እዩ ኢልካ ስቕ ኢልካ ብሓደ ጊዜ እንተ ሂብካዮ ኣብ ጥርጣሬ ኣቲኻ ምስ እግዚአብሔር ክትባኣስ ትኽእል ኢኻ ። ✔️ ስለዚ ኣብ ፍጹምነት ደረጃ ኣይበፃሕኻን ዘለኻ ፦ ዓንተዎ እንታይ ኢልና ነይርና ✔️ ጀማሪ ✔️ማእኸላይ ✔️ ፍጹም ኢልና ነይርና ፦ ✔️ ኣብ ፍጹምነት ስለ ዘይበቓዕኻ ፦ ባሓደ ጊዜ ንላዕሊ ስር ትብል እንተ ኾይንካ ትወድቕ ኢኻ ። ፈተና ክመፀካ እንከሎ ልዕሊ ዓቕመይ ድዩ ዘሎ እዚ ፈተና ኢልካ  ተማርር ኢኻ ✔️ ኣብዚ ጊዜ እኮ ንሪኦ ዘለና ፦ ፈተና ክመፅእ እንከሎ ምስ እግዚአብሔር ዝተብኣሰ ብዙሕ እዩ ።  ዘቕረምረመ ብዙሕ እዩ ። ንእግዚአብሔር ዝረገመ እውን ኣሎ ። ✔️ ስለዚ ኣብዙይ ኣፋላላይ ኣለዎ ፦ ስለዚ እንታይ በለ መላእክት ኣብ ሰማይ ስምካ ፀዊዖም  እቲ ምስጋና ንሱ ምግቢ ኮይንዎም ከም ዝነብሩ ፡ ንሕና ኣብዚ ምድሪ ንዘለና እውን ምግብና ሃበና ይብል ኣሎ ። ናዓና ዝኸውን ፡ በቢ መጠና ፡ በቢ ዝምልከተና ፡ ✔️ ንጀማሪ  ፡ ከም ጀማራይነቱ ✔️ ንማእኸላይ ፡ ናይ ማእኸላይነቱ ✔️  ንፍጹም ካዓ ፡ ናይ ፍጽምነቱ ። ✔️ ፍጹም እንታይ እዩ ዝግበኦ ፡ ናይ ዕለት እንጀራ እዩ ዝግበኦ  ፡ ናይ ዓመት ፡ ናይ ሰሙን ፡ ናይ ወርሒ ኣይኮነን ናይ ዕለት ። ፅባሕ ኸ" ፍጹም ስለ ዝኾነ ምሳኻ ተዛራሪቡ መፍትሒ የምፅእ እዩ ። ✔️ አነን ፤ ንስኹምን ግን ፦ ምስ እግዚአብሔር ዘይንዛራረብ መፃሕፍቲ ዝሓንጎጉልና ኢና ሒዝና ንኸይድ ። ✔️ ገለገለና መፅሓፍ ባዓልትና እንዳ ተርጎምና ንኸይድ ኢና  ሐዚ ሓደ ሓደ ጊዜ ኩልና እንብሎ ኣይትፍረድ ከይፍረደካ እንብሎ ጥቕሲ ናብ መማህራን ከይተረፈ እንዳ ኸድና ብድፍረት ፣ ንቶም ብመፃሓፍቲ ዝበሰሉ በላዕቲ መፅሓፍ ዝባሃሉ ኣቦታት ከይድና ሲ ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ንምንታይ እኻ ከምዙይ ኢልካ እንብሎም ሰባት ኣለና ። ✔️ ንሳቶም ኣስተንቲኖም ኣብሲሎም ፡ ተረዲእዎም ፡ በሊዖምዎ እዮም መፅሓፍ ይብላዕ እዩ ። ቅዱስ ሕዝቅኤል እኳ እንተ ርኢናዮ መፅሓፍ ብላዕ ይብል ዝበልዕዎ ኣቦታት ኣለዉ ። ሊቃውንቲ ዝበሰሉ ፡ ምሥጢር ዘራቕቑ ኣለዉ ፡ ናብዚኦም ከይድካ (( ማቴ )) ዘሎ ኣይትፍረድ ከይፍረደካ ፡ ብዝሰፈርካዮ ይስፈረልካ እዩ ። እንታይ ማለት እዩ እዙይ  ?  ከም ዘይ እንዳ በለ ዝኸይድ ሰብ  ኣሎ   ምሥጢሩ ንሓዞ ፡ ንረዳኣዮ ፡ ንፍለጦ ፡ ንብሰል ። 
118
15
ኣብቲ ዝተውሃበ መግለፂ መንበረ ሰላማ ዝተልዓሉ ሕቶታት መንበረ ሰላማ ዘይመለሶ ሕቶ እንታይ እይ? subscribe https://youtu.be/Jg1eURRUrqc የድምፁ
147
16
በሀክሙ ከመይ ውዒልኹም ከመይ አምሲኹም
136
17
መግለፂ መንበረ ሰላማ https://youtu.be/h49hTrnrCB0
140
18
https://youtu.be/vBoGV85Qd5k
149
19
ሙሉእ ብሙሉእ ዝተቓፀለ ቤተ ክርስቲያን ደም ንፁሃት መራሕቲ ሃይማኖት: ጥሜት ኣዴታት ስደት መናእሰይ ኩሉ ከድምፆ ዝግባእ ሰፊሕ ትምህርቲ እዩ #subscribe ብምባል https://youtu.be/fmfS7uLyyIg የድምፁ
194
20
record.ogg
204