en
Feedback
ትምህርት ዘመምህር መንክር መዓሾ

ትምህርት ዘመምህር መንክር መዓሾ

Open in Telegram

ወደየ ኣብ ክርስትናኻ ክትዓቢ እንተደሊኻ ገዛእ ርእስኻ ምስ ቅዱሳት መጻሕፍት ኣዛምድ። ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ ኣነ ከም ግብሪ ሓይሉ ፡ ከምቲ እተዋህበኒ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ኣገልጋሊ ወንጌል ኮንኩ!! {ኤፌ 3፡7}

Show more
1 242
Subscribers
No data24 hours
-37 days
-430 days

Data loading in progress...

Tags Cloud
No data
Any problems? Please refresh the page or contact our support manager.
Incoming and Outgoing Mentions
---
---
---
---
---
---
Attracting Subscribers
December '24
December '24
+2
in 0 channels
November '24
+7
in 0 channels
Get PRO
October '24
+9
in 0 channels
Get PRO
September '24
+38
in 0 channels
Get PRO
August '24
+29
in 0 channels
Get PRO
July '24
+8
in 0 channels
Get PRO
June '24
+30
in 0 channels
Get PRO
May '24
+50
in 0 channels
Get PRO
April '24
+5
in 0 channels
Get PRO
March '24
+14
in 1 channels
Get PRO
February '24
+14
in 0 channels
Get PRO
January '24
+30
in 0 channels
Get PRO
December '23
+141
in 1 channels
Get PRO
November '23
+41
in 0 channels
Get PRO
October '23
+38
in 0 channels
Get PRO
September '23
+17
in 0 channels
Get PRO
August '23
+43
in 0 channels
Get PRO
July '23
+12
in 0 channels
Get PRO
June '23
+39
in 0 channels
Get PRO
May '23
+25
in 0 channels
Get PRO
April '23
+37
in 0 channels
Get PRO
March '23
+51
in 0 channels
Get PRO
February '23
+59
in 0 channels
Get PRO
January '23
+23
in 0 channels
Get PRO
December '22
+25
in 0 channels
Get PRO
November '22
+33
in 0 channels
Get PRO
October '22
+39
in 0 channels
Get PRO
September '22
+64
in 0 channels
Get PRO
August '22
+1 043
in 0 channels
Date
Subscriber Growth
Mentions
Channels
25 December0
24 December0
23 December0
22 December0
21 December0
20 December0
19 December+1
18 December0
17 December0
16 December0
15 December0
14 December0
13 December0
12 December0
11 December0
10 December0
09 December0
08 December0
07 December0
06 December+1
05 December0
04 December0
03 December0
02 December0
01 December0
Channel Posts
2
ሰላምኩም ብክርስቶስ ይብዛኅ ፍቁራት! መጽሓፍ "ኣቦታትካ ፍለጥ" ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ጀርመን፡ ካምፓላ፡ ኢትዮጵያ ዘለኹም በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ክትረኽብዋ ይከኣል እዩ። ዓዲ እንግሊዝ +4473+1
ሰላምኩም ብክርስቶስ ይብዛኅ ፍቁራት! መጽሓፍ "ኣቦታትካ ፍለጥ" ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ጀርመን፡ ካምፓላ፡ ኢትዮጵያ ዘለኹም በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ክትረኽብዋ ይከኣል እዩ። ዓዲ እንግሊዝ +447309 053653 ሊድያ ጀርመን= +4917681287822 (ዓወት) ካምፓላ= +256753051655 (ፍናን) ኢትዮጵያ= +251925318472 (ዳዊት)
0
3
https://www.youtube.com/live/FEBK5VzHbMM?si=fZ209_3FUuMxJRst
0
4
+1
No text...
0
5
https://www.facebook.com/share/p/g9RZ5JUMP27ZFruK/?mibextid=qi2Omg
0
6
👉 ካምፓላ ንዑ ! ምስቶም መንገዲ ዘጣጥሑልና ንላለ ሊቁ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ንሓዋርያነ ኣበው( Apostolic Father) ነቲ ንሳቶም ዝሓለፍዎ ሕይወትን ንሳቶም ዝተጋደልዎ ገድልን ክገልጽ እ
👉 ካምፓላ ንዑ ! ምስቶም መንገዲ ዘጣጥሑልና ንላለ ሊቁ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ንሓዋርያነ ኣበው( Apostolic Father) ነቲ ንሳቶም ዝሓለፍዎ ሕይወትን ንሳቶም ዝተጋደልዎ ገድልን ክገልጽ እንከሎ ከምዚ ኢሉ ነይሩ "ተላውያነ ሓዋርያት ንስኻትኩም ከም ሓደ መንገዲ እንዳ ኣለሸ ኣብ ጫካ ክምዝጓዓዝ ኢኹም ፣ ንሕና ግን ብኣኻትኩም ኣብ ዝተጸርገ ኣብ ዝጣጠሐ መንግዲ ከምዝጓዓዝ ኢና" ኢሉ ውዕልቶም ገሊጹ ነየሩ ። ናይ ኣበው ህይወት ማለት ተግባራዊ ወንጌል ማለት እዩ ( Practical Gospel) :: ንዑ ምስ ኣበው ንላለ ክንብል እንከለና ፣ ምስቲ ቃል ሓቂ ዝኾነ ናይ ጎይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወንጌል ፣ ንዑ ብተግባር ንርኣዮ ፣ ንመሓሮ፣ ነስተንትኖ ፣ ንንበሮ ኢና ንብል ዘለና ። እሞ'ኸ ደኣ ናይ ጥንታውያን ኣበው ብሂላት፣ መጽሕፍቲ፣ ድርሳናት ፣ ምጉት፣ ኣስተምህሮ፣ ህይወት፣ ፍልስፍና፣ ስነ ልቦናን ዝሓቖፋ ኣዝየን ኣገደስቲ መጽሓፍቲ ቀሪበናልና ኣለዋ ። ኣብ 21ክ/ዘ ነዘሎ ወለዶ ምስቶም ክሳብ ሣልሳይ ክፍለ ዘመን ዝነበሩ ኣቦትታ ኣላልያ፣ ኣብታ ናይ ክርስቶስ መርከብ ኣሳፊራ፣ ናይ ዘመናት ርሕቀት ኣቀራሪባ፣ ትማልን ሎምን ኣዋሃሂዳ፣ ኣዕምሮ ኣርቂቃ፣ ሕልና ኣቕጢና፣ መንፈሳውነት ኣበሪኻ ናይ ኣበው ሕይወትን ኣስተምህሮን ብዕምቆት ኣረዲኣ ክርስቶስ ዝመስል ሕይወት ንኽንውንን እትሕግዝ መጽሓፍ እያ ። [ ጽባሕ ሰንበት ሰዓት 2፥00 ድ/ቅ ኣብ ቡንጋ ሼል ሄራን ካፈ] ኩላትኩም ዕዱማት ኢኹም ። ደራስን ተርጓምን ፦ መም. መንክር መዓሾ
0
7
ሓፍተይ ንዒ ተመለሲ ትማሊ ነይርኪ ኢኺ መንፈሳዊት ሰብ ወትሩ ንኣምላኻ ኣብ ኩሉ ትሓስብ ናብ ቤት ኣምላኽ እናተመላለስኪ መንፈሳዊ ጉባኤ ውን ትሳተፊ ኔርኪ ፍትውቲ ነበርኪ ኣብነት መሓዙትኪ ብዙሓት ን
ሓፍተይ ንዒ ተመለሲ ትማሊ ነይርኪ ኢኺ መንፈሳዊት ሰብ ወትሩ ንኣምላኻ ኣብ ኩሉ ትሓስብ ናብ ቤት ኣምላኽ እናተመላለስኪ መንፈሳዊ ጉባኤ ውን ትሳተፊ ኔርኪ ፍትውቲ ነበርኪ ኣብነት መሓዙትኪ ብዙሓት ንመንፈሳውነት ክብህጋ ውን ጌርኪ ኩሉ ኣዘራርባኺ ኣለባብሳኺ ሚዛኑ ዝሓለወ ብምንባሩ ውን ብዙሓት ጸለወ ትሕትናኺ ንሰብ ዝነበረኪ ክብሪ ምስ ጾምን ጸሎትን ውን ዝነበረኪ ፍቅሪ ስልምቲ ኢኺ ኔርኪ ብውሽጣዊ ጽባቐ ነዚ ሪኡ ካብ ደቂ ማሕበርኪ እሞ መን ዘየድነቐ ሕጂ ደኣ ናበይ ኣበለ ትኹሉ መንፈሳውነት ምሳኺ ዘየለ ናብ ቤት ኣምላኽ ምኻድ ገዲፍክዮ ንዓለም መሲልኪ ጽባቀኺ ደዊንክዮ ከምዚ ዲኺ ንክርስቶስ ተማሂርክዮ ጀሚርካ ምቁራጽ ንመንፈሳዊ ዕዮ ሓፍተይ ናተይ ንዒ ተመለሲ ናብቲ ጽባቀኺ ንዒ ተመለሲ ናብ ቤት ፈጣሪኺ ዓለም ምስ ፍትወታ ሓላፊ ኢዩ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ምፍጻም ግን ይበልጽ ካብ ኩሉ። ✍️ድያቆን ሳሙኤል 25/06/2024 Share, Follow ኣይትረስዑ https://www.facebook.com/fnan.measho.5?mibextid=ZbWKwL
0
8
ሕቶታት ሕተት፣ መልሲ ከኣ ኣናዲ! 👉ሕቶታት _ ኣዝዮም _ክቡራት _ ነገራት _ እዮም _ ምኽንያቱ ንኽትማሃርን ትምህርቲ ንኽትቅጽልን እቶም ዝበለጹ መገዲ ስለ ዝኾኑ። ሕቶ ምሕታት ማለት ኣእሙሮኻ ጠ
ሕቶታት ሕተት፣ መልሲ ከኣ ኣናዲ! 👉ሕቶታት _ ኣዝዮም _ክቡራት _ ነገራት _ እዮም _ ምኽንያቱ ንኽትማሃርን ትምህርቲ ንኽትቅጽልን እቶም ዝበለጹ መገዲ ስለ ዝኾኑ። ሕቶ ምሕታት ማለት ኣእሙሮኻ ጠምዩ ኣሎ ማለት እዩ። ከምቲ ኣካላትና ንኽዓቢ መግቢ ዘድልዮ፣ ነቲ ጠምዩ ዘሎ ኣእሙሮኻ፡ መልሲ ምንዳይ ከኣ ኣኣሙሮና ንኽዓቢ ይሕግዘና። ሓቀኛ ፍልጠት፡ ኣእሙሮና ንኽበስልን ንኽዕንብብን መግቢ እዩ። 👉 ሕቶታት ኵሉ ግዜ ኣበራታዕቲ እዮም፡ እንተድኣ ሓቀኛ ፍልጠት ንምርካብ ዝዓለሙ ኮይኖም፣ ንምጽራርን ንኽትዕን ንራእዩለይን ተዘይኮይኖም ማለት እዩ። እንተድኣ ንስኻ ክትሓትት እምበር ክምለሰልካ ዘይትደሊ ዄይንካ፣ ናይ ብሓቒ ቅኑዕ ሓታቲ ኣይኮንካን ማለት ኢዩ። ሕቶ ኣብ ትሓተሉ ግዜ፣ ብዘይ ውልውል፥ “መልሲ ይደሊ ኣለኹ" ከትብል ኣለካ። 👆እቶም መልሲ ክምለሰሎም ዘይደልዩ ከለዉ ስቕ ኢሎም ሕቶ ዝሓቱ፣ ልክዕ ምስቶም ካብ መግቢ ጥምየት ዝመርጹ፡ ዝመሳሰሉ እዮም፡፡ ሕቶ ክንሓትት ከለና፣ ኣምላኽ፣ ከርስቲያንነት ከምኡ ውን ቅዱስ መጽሓፍ ዝብል ኣርእስቲ፣ ኣዝዩ ሰፊሕ ምዃኑ ክርድኣና ኣለዎ፣ ከምኡ ውን ካብቶም መልስታት ኣዝዮም ዝበዝሑ ሕቶታት ከም ዘለዉ ውን ከንእመን ኣለና። ✍️ መንክር መዓሾ 15/06/2024 ምንጪ- መጽሓፍ ግዜ ዘይስዕሮ ሓቂ ቴለግራም ቻነል ቤተሰብ ይኹኑ! 👇👇👇👇👇👇👇👇 https://t.me/Dmenkr
0
9
"ከምቲ ኻብ እኩይ ዝነበረ፡ ንሓዉ ኸኣ ዝቐተለ ቃኤል ኣይንኹን። ስለ ምንታይከ እዩ ዝቐተሎ፧ ግብሩ እኩይ፡ ግብሪ ሓዉ ግና ሰናይ ስለ ዝነበረ እዩ" (1ይ ዮሓ,3፥12) ሓዘን እንክብሃል ይፋላለ እዩ። ሞት ክበሃል 'ውን ይፋላለ እዩ ።ሞት ዘይተርፍ እኳ እንተኮነ ብሓውካ ተቀቲልካ እንተኮይኑ ግና ምርር ይብል እዩ ።ከመይስ "ነቲ ዝተቀተለ ጥራይ ዘይኮነ ነቲ ብህይወቱ እንከሎ ዝሞተ ዉሉድኻ 'ውን ስለ ትሓዝነሉ። ኣብ ኣዳምን ሄዋንን ዘጋጠመ ሓዘን ከምዚ እዩ ዝነበረ። ቃኤል ንሓዉ ኣቤል ቀቲልዎ። ነቲ ሓዉ ወዲ ኣዲኡ ወዲ ኣቦኡ ቀቲልዎ። እዞም ኣቦን ኣደን ሓዘኖም መሪር እዩ። ምክንያቱስ " እቲ ብህይወቱ ከሎ ዝሞተ ወዶም እዩ፡ እቲ ንጹሕ ተቀታሊ'ውን ወዶም እዩ። ቃኤል ንኣቤል ንምንታይ እዩ ዝቀተሎ ኢልና እንተሓቲትና ቅዱስ ዮሓንስ "ግብሩ እኩይ ግብሪ ሓዉ ግና ሰናይ ስለ ዝነበረ" ኢሉ ይምልሰልና። ደጊምና ንንበባ "ግብሩ እኩይ ግብሪ ሓዉ ግና ሰናይ ሰለዝነበረ ንሓዉ ቀተሎ" እዩ ዝብለና ዘሎ። ሰባት ግብሮም ክፉእ ኮይኑ ሓንሳብ ኣብ ገበን እንተተማራሲሖም ኩሉ ጊዜ እሱራትን ባሮትን እዮም ።ሕልና ፡ሓሳብ ዝበሃል የብሎሙን። እግዚኣብሔር ነቲ ሕልና ቀቲሉ ንሓዉ ዝቀተለ ቃኤል ከምዚ ኢልዎ ኔሩ፦ "ሓውካ ኣቤል ኣበይ ኣሎ ፧ እቲ ዘሕዝን ናይ ቃኤል መልሲ "ኣይፈለጥኩን ኣነ'ዶ ሓላዊ ሓወይ እየ" ዝብል እዩ ዝነበረ ።ቀቲልዎ መጺኡ ከብቅዕ ኣነ 'ዶ ሓላዊ ሓወይ እየ በለ። ሎሚ ኣጋጢሙና ዘሎ ነገር 'ውን እንበኣር "ቃኤላዊ ውድቀት እዩ"። በቲ ሰናይ ግብሪ ናይ ሓውኻ ቀኒእካ ሓውካ ምጥፋእ ማለት እዩ ።ምስ ቀተልካዮ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ምስ ተበሃልካ ድማ " ሓወይ ኣይኮነን "ኢልካ ኢኻ ትምልስ። ቃኤል ንእግዚኣብሔር ዝመለሶ መልሲ " ኣይፈልጥን "እዩ ዝነበረ። ካባኻስ ቃኤል የሓይሽ "ከመይስ ንስኻ ኣይፈልጥን ኣነ 'ዶ ሓላዊ ሓወይ እየ ኣይኮንካን ኢልካ። እንታይ ድኣ " ሓወይ ኣይኮነን" ኢልካ ኢኻ ኪሒድካ ። ቃኤል ነቲ ንጹሕ ሓዉ ስለዝቀተለ ኮብላልን መቅባሕባሕን ኮነ ።ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናይ ሓጢኣት መንገዲ ብወለዶ ናይ ቃኤል በርቲዑ ቀጸለ። ኣብ ሻውዓይ ወለዶኡ ድማ "ማይ ኣይሂ ናብ መሬት ክሳብ ዝመጽእ ድማ ንሓጢኣት ምልኣት ሃብዋ "ይብለና። ኣቱም ሰባት ናትና ጉዳይስ "እቲ ዓመጸኛ ነቲ ቅኑዕ እናጥፍአ ይነብር ኣሎ"።ሓጢኣት ድማ ምልኣት እናረኸበት ትኸይድ ኣላ። ብቀደሙስ ካብቶም ኣብ ፍጻሜ ዓለም ዝመጽኡ ሸውዓተ ኣቅርንቲ ሰይጣን ሓደ "ቅትለተ ኣቤል"ሓው ንሓው ምቅታል 'ዶ ኣይኮነን ዝበሃል። ነስተውዕል " እቲ ንሓዉ ኣቤል "ዝቀተለ " ቃኤል "ኮብላልን መቅባሕባሕን እዩ ዝኾነ ።ናይ ሓጢኣት መራሒ እዩ ዝኾነ። ስለዚ ካብዞም ሎሚ "ንሓዎም ብምቅታል" ቃኤላት ዝኾኑ ኣሕዋትና'ውን ክንጥንቀቅ ይግበኣና እዩ። ከመይስ ቃኤል ዝመስረቶ ኮብላልነት እዩ ኣብ ሻውዓይ ወለዶኡ ንደቂ ሴት ለኪሙ ዝጠፍአ። ሎሚ'ውን እቲ ቃኤል ዝጀመሮ ጥፍኣት ንኩልና ከይልክመና ንጠንቀቅ ። ቃኤል ንሓዉ ስለምታይ ቀቲልዎ ኢልና እንተ ሓቲትና "ግብሩ ክፉእ ግብሩ ሓዉ ግና ሰናይ ከም ዝኾነ ሪኡ"። ሎሚ እዞም ቀተልቲ ሓዎም ዝኾኑ ቃኤላት ንምንታይ ነቶም " ቅኑዕ ግብሪ ዘለዎም ኣሕዋቶም ቀተልዎም "፧ ንሳቶም ክፉኣት ኣሕዋቶም ድማ ገበርቲ ሰናይ ስለ ዝኾኑ እዮም። ነዚ ንሪኦ ዘሎና ልቢ ዝሰብር መሪር ሓዘን ንስድራ ቤትን ንኩሉ ብልቡ ዝሓዘነን ጽንዓት የሃብ ። ነዞም ኣብ ንእስነቶም ዝሓለፉ " ኣሕዋትና "ድማ " መንግስተ ሰማያት የሃቦም። ከምቲ ሰናይ ግብሪ ኣቤል ክሳብ ሕጂ ንማሃረሉ ዘሎና ድማ "ሰናይ ግብሩ " ንመጻኢ ወለዶ መምሃሪ ይኹን ። ኩሉ ጊዜ ኮፍ ኢልና ሓሳብ ንሓሳብ ክንዋሃሃብ ክንጅምር እዩ ዝግባእ። እዚ ክብል ከለኹ ግና "ቃኤል ንሓዉ ከም ፈታዊ እዩ በረኻ ወሲዱ ዝቀተሎ 'ሞ "። እቲ ንዛራረበሉን ሓሳብ ንዋሃሃበሉን ቦታን ጊዜን ኣብ ምምራጽ በላሕቲ ንኹን ።መጽሓፍ ቅዱስ'ውን " ጎራሓት ከም ተመን የዋሃት ከም ርግቢ ንኹን "እዩ ዝብለና ።" ንኣቤል የዋህነቱን ንጽሕናኡን ብሓዉ ኣቅተሎ ።ንዓና 'ውን "ሓውና ከይቀትለና ፡ተመን ኮይኑ ከይነክሰና መታን " ጎራሓት ከም ተመን የዋሃት ከም ርግቢ ንኹን። ✍️ ቀሲስ ኣንገሶም ቀሺ ኣለም ቴለግራም ቻነል ቤተሰብ ይኹኑ! 👇👇👇👇👇👇👇👇 https://t.me/Dmenkr
0
10
https://youtu.be/AEMiwDWLudE?si=F4rgVOjbg9DlmzBD
0
11
https://youtu.be/1WWRSYE2Z8w?si=JQLG0gX7YrWXa2is
0
12
https://youtu.be/5-5ldBnR0mI?si=tW2Ny9Rc8fjMTtFR
0
13
https://youtu.be/1WWRSYE2Z8w?si=e1OH_PQrjB4EsWXh
0
14
https://youtu.be/B1ZR9Wxl014?si=194vjL9B9WUblgDL
0
15
https://youtu.be/gUzIy_e5BfM?si=Z80uwPZDZGeEHZ1X
0
16
https://youtu.be/sYWIpGSO__I?si=c5UClNj74YgAneCH
0
17
No text...
0
18
ብሰፊሑ ምስ ዝነበረ መደባት ክሳዕ ነቕርበልኩም ገለ ትማሊ ኣብ ካብ ዝነበረ 👇👇👇ነዘን መጽሓፍ ብብዝሒ ኮነ ብንጽል እትደልዩ በዚ ቁጽሪ ክትረኽቡና ይከኣል እዩ! +251962247287 or +25+4
ብሰፊሑ ምስ ዝነበረ መደባት ክሳዕ ነቕርበልኩም ገለ ትማሊ ኣብ ካብ ዝነበረ 👇👇👇ነዘን መጽሓፍ ብብዝሒ ኮነ ብንጽል እትደልዩ በዚ ቁጽሪ ክትረኽቡና ይከኣል እዩ! +251962247287 or +251925318472
0
19
መመረቕታ መጽሓፍ
መመረቕታ መጽሓፍ
0
20
"እንሆ ሎሚ መድኃኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ኣሎ - ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ ፦ ሉቃ 2፥11 "ንስኻ ወዲ እግዚአብሔር ክትብሃል ንሱ ወዲ ዳዊት ክበሃል ፈተወ" ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ (St
"እንሆ ሎሚ መድኃኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ኣሎ - ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ ፦ ሉቃ 2፥11 "ንስኻ ወዲ እግዚአብሔር ክትብሃል ንሱ ወዲ ዳዊት ክበሃል ፈተወ" ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ (St.john crysostom) ርሑስ በዓል
0