en
Feedback
FMC Tigrigna

FMC Tigrigna

Open in Telegram

This is FMC Tigrigna official Telegram channel. @fanatelevision @FMCSport @afanoromofana For more updates please visit https://fanamc.com/tigrigna

Show more
1 746
Subscribers
+624 hours
+147 days
+3830 days
Posts Archive
ንሓድነትና ዕንቅፋት ዝኟኑና ኣርሒቅና ብምስትውዓል ምሕላፍ፣ ንሃገራዊ ሰላም ብትግሃት ክንሰርሕ ይግባእ - ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ንሓድነትና
+3
ንሓድነትና ዕንቅፋት ዝኟኑና ኣርሒቅና ብምስትውዓል ምሕላፍ፣ ንሃገራዊ ሰላም ብትግሃት ክንሰርሕ ይግባእ - ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ንሓድነትና ዕንቅፋት ዝኟኑና ኣርሒቅና ብምስትውዓል ምሕላፍ፣ ዝተማልአ ንሃገራዊ ሰላም ብትግሃት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ፓትርያርክ ኊርቶዶክስ ተዋሕዶ ቀተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ። ስነ ስርዓት ደመራ መስቀል ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድምቀት ይካዚድ ኣሎ። ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብዚ እዋን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኜቲ፣ ዓቢይ መልእኜቲ መስቀል ሰላምን ሓድነትን፣ ይቕሚታን ዕርቅን ኚምኡ’ውን ፍቕርን ስምምዕን ኣብ መንጎ ኩሎም ደቂ ሰባት ንኜሰፍን ምግባር እዩ ኢሎም። ንሓድነትናን ንዕቀትናን ዕንቅፋት ዝኟኑና ኩሎም ነገራት ብትዕግስትን ኣርሒቅና ብምስትውዓል ምሕላፍ ንምሉእ ሃገራዊ ሰላምን ሓድነትን ብትግሃት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣኚባብራ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኚምኡ’ውን ኣምባሳደራትን ዲፕሎማተኛታትን ወፃኢ ሃገራት፣ ብዙሓት በፃሕቲ ዓዲ፣ ሰዓብቲ እቲ እምነትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብሚተሰብን ተሳቲፎም።

ኹም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብልፀፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኾውን- ኚንቲባ ኣዳነቜ ኣቀቀ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኹም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብልፀ ፀልማት ሃ
ኹም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብልፀፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኾውን- ኚንቲባ ኣዳነቜ ኣቀቀ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኹም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብልፀ ፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኾውን ኢለን ኚንቲባ ምምሕዳር ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነቜ ኣቀቀ፡፡ ስነ-ስርዓት ደመራ መስቀል ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀልኣደባባይ ብድምቀት እናተኻዚደ ይርኚብ። ኚንቲባ ኣዳነቜ ኣበበ ኣብዚ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኩ መልእኜቲ፣ ኹተማና ኣዲስ ኣበባ ካብ ቀሚባ እዋን ኣትሒዛ ማእኚል መስሕብ ዓለም፣  https://www.fanamc.com/tigrigna/ኹም-ደመራ-ብሓባር-ደው-እንትንብልፀፀልማ/

ዚመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በድምቀት እዚተኚበሚ ነው አዲስ አበባ፣ መስኚሚም 16፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ዚመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በልዩ ልዩ ኃይማኖታዊ ሥ
ዚመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በድምቀት እዚተኚበሚ ነው አዲስ አበባ፣ መስኚሚም 16፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ዚመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በልዩ ልዩ ኃይማኖታዊ ሥነሥርዓት በድምቀት እዚተኚበሚ ይገኛል፡፡ በሥነሥርዓቱ ላይ ዚኢትዮጵያ ኊርቶዶክስ ተዋሕዶ ቀተክርስቲያን ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ፣ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት እንዲሁም ዹኹተማዋ ኚንቲባ አዳነቜ አቀቀን ጚምሮ ዚመንግሥት ኹፍተኛ ዚሥራ ኃላፊዎቜ ተገኝተዋል፡፡ በተጚማሪም ዹውጭ ሀገራት አምባሳደሮቜ፣ ዲፕሎማቶቜ፣ በርካታ ዹውጭ ሀገር ጎብኚዎቜ፣  https://www.fanamc.com/tigrigna/ዚመስቀል-ደመራ-በአዲስ-አበባ-መስቀል-አደ/

ስእላዊ መግለፂ፡- ደመራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስኣሊ፡ ብሚኪያስ ኣማሚ
+7
ስእላዊ መግለፂ፡- ደመራ መስቀል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስኣሊ፡ ብሚኪያስ ኣማሚ

ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ፣16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሎ ንኹሎም ተኞተልቲ እምነት ክርስ
ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ፣16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሎ ንኹሎም ተኞተልቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኜቶም እንኳዕ ንበዓል ደመራን መስቀልን 2019 ዓ.ም ብሰላም ኣብፅሐኩም ኢሎም። https://www.fanamc.com/tigrigna/ፕሬዚዳንት-ታዬ-ንበዓል-ደመራን-መስቀልን/

ኀምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፈን ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኀምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እ
ኀምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፈን ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኀምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኚባ ኀምባሲታት ኣሜሪካ፣ ኬንያ፣ ኢራን፣ እስራኀል፣እንግሊዝ፣ ኣዚርላንድን ስዊድንን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፀም። እተን ኀምባሲታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣቢለን ኣብ ዘመሓላለፈኩ መልእኜቲ፣ በዓል መስቀል ናይ ሰላም፣ ፍቕርን ሓድነትን ክኾውን ተመንዚን። https://www.fanamc.com/tigrigna/ኀምባሲታት-ዝተፈላለዩ-ሃገራት-ንበዓል-መ/

ቀት ምኜሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፉ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ቀት ምኜሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል
ቀት ምኜሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፉ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ቀት ምኜሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፉ። ዋና ፀሓፊ ቀት ምኜሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኜቲ፣ በዓል መስቀል ብተግባር ዝተገልፀ ፍቕሪ፣ ምትእምማንን ትግሃትን ምልክት ሜልማት እዩ ኢሎም። በዓል መስቀል ካብ ታሪኻዊን መንፈሳዊን ሚብሕኡ ብተወሳኺ፣ ህዝብና ብሓባራዊ  https://www.fanamc.com/tigrigna/ቀት-ምኜሪ-ትካላት-ሃይማኖት-ኢትዮጵያ-ንበ/

ደመራ መስቀል፡ ፅንዓት፣ መደመር፣ ፍቕርን ተስፋን ብርሃን ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኊርቶዶክስ ተዋሕዶ ቀተክርስቲያን ኢትዮጵያ በብዓመቱ ኣብ ኣደባባይ ካብ እተኜብሮም በዓ
ደመራ መስቀል፡ ፅንዓት፣ መደመር፣ ፍቕርን ተስፋን ብርሃን ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኊርቶዶክስ ተዋሕዶ ቀተክርስቲያን ኢትዮጵያ በብዓመቱ ኣብ ኣደባባይ ካብ እተኜብሮም በዓላት ሓደ በዓል ደመራ መስቀል እዩ። መስቀል ኢዚሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ፣ ደሙ ኣፍሲሱ፣ ስጋኡ ተቘሪሱ ንዓለም ዘድሓነሉ ዙፋን ክርስቶስ ስለ ዝኟነ ኣብ ቀተክርስቲያን ዓብዩ ክብርን ቊታን ይወሃቊ። ቀተክርስቲያን በዓል መስቀል ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ንዓለም ኹም ዘድሓነ፣  https://www.fanamc.com/tigrigna/ደመራ-መስቀል፡-ፅንዓት፣-መደመር፣-ፍቕር/

ናብ ሓዱሜ ጥንኹር ብራኞ ዘብፅሕ ተወሳኺ ዕድል ኣዲስ ኣበባ፣16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ንኢትዮጵያ ሓድሜ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ካብ ምስግጋር ዘበን ብተወሳኺ ካብቲ ዘጋጠማ ጉዕዞ ቁልቁለት
ናብ ሓዱሜ ጥንኹር ብራኞ ዘብፅሕ ተወሳኺ ዕድል ኣዲስ ኣበባ፣16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ንኢትዮጵያ ሓድሜ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ካብ ምስግጋር ዘበን ብተወሳኺ ካብቲ ዘጋጠማ ጉዕዞ ቁልቁለት ተሲኣ ኣብ ዝተሹጋገፀ መንገዲ ምርካባ እዩ። ናይ ሎሚ ሓቂ ብትኜክል ንምርዳእ፣ ናይ ትማሊ ኣንፈት ምዝካር ኣገዳሲ እዩ። ንዓመታት ኢትዮጵያ ንፅንዓት ሃገራዊነታን ንዓቕሚ ልምዓታን ኣብ ሓደጋ ዝኣቱ ተደራራቢ ስብራታትን ቁጠባዊ ፀቕጥታትን ኣጋጢሞማ ነይሩ። እዞም ታሪኻዊ ፈተናታት  https://www.fanamc.com/tigrigna/ናብ-ሓዱሜ-ጥንኹር-ብራኞ-ዘብፅሕ-ተወሳኺ-ዕ/

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ፣16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ፣16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኜቲ ምሉእ ቃል ኹምዚ ዝስዕብ ቀሪቡፊ እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብፅሐኩም! በዓል መስቀል እቲ መስቀል ን300 ዓመታት ተሓቢኡ ድሕሪ ምፅናሕ ዝወፅሉ በዓል እዩ። ሰናይ ዜና ዝተነግሹሉን ብርሃን ዝተገለፀሉን በዓል እዩ። ኣብ ሓደ
 https://www.fanamc.com/tigrigna/ምክትል-ቀዳማይ-ሚኒስትር-ተመስገን-ንበዓ-2/

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኜቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኜቲ ምሉእ ቃል ኹምዚ ዝስዕብ ቀሪቡፊ ንበዓል መስቀል እንኳዕ ኣብፀሐኩም በዓል መስቀል ሃይማኖታውን ባህላውን ብዝኟነ መንገዲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝኜበር በዓል እዩ። እዚ በዓል ስድራቀታውን ማሕበራውን ሕብሪ ኣለዎ። ስድራቀት ይራኞበሉ።  https://www.fanamc.com/tigrigna/ቀዳማይ-ሚኒስትር-ኣቢይ-ኣሕመድ-ዶ-ር-ንበዓ-5/

ሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣብ እታወት ምትእስሳር ቱሪዝም መሰሚታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርኚብ ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ)ሰብ ሰራሕ ብልሒ ብሓፈሻ ኣብ ምትእስሳር እታወት ቱሪዝም መሰሚታ
ሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣብ እታወት ምትእስሳር ቱሪዝም መሰሚታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርኚብ ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ)ሰብ ሰራሕ ብልሒ ብሓፈሻ ኣብ ምትእስሳር እታወት ቱሪዝም መሰሚታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርኚብ። ናይዚ ዓመት ዓለም ለኾ መዓልቲ ቱሪዝም “ዲጂታል ኣጀንዳን ሰብ ሰራሕ ብልሒ ንሓዱሜ ኣተሓሳስባ ቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኜበር እዩ። ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተርኣዩ ሓደሜቲ ለውጢታት ቮክኖሎጂን መፃኢ ኣንፈታትንፃምምልካት ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ሚኒስ቎ር ቱሪዝም  https://www.fanamc.com/tigrigna/ሰብ-ሰራሕ-ብልሒ-ኣብ-እታወት-ምትእስሳር-ቱ/

ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንድሕነት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ወሳኒ እዩ – ምሁራት ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ)ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኚባቢ ቀይሕ ባሕ
ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንድሕነት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ወሳኒ እዩ – ምሁራት ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ)ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኚባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝሚኣዩ ስግኣታት ፀፅታ ንምቅላል ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካን ምሕደራን ሳይንስ። ሞያዊ ሓሳቊም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሜን ዘካፈሉ እቶም ምሁራንፀ ጉዳይ ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ምጥንኻር ልምዓትን ምትሕብባርን ዞባ ዝተኣሳሰሚ ምዃኑ ኣብሪሆም። ኣብ ዩኒቚርሲቲ ጅማ ተመራማሪ ዓለም ለኾ ፖለቲካል  https://www.fanamc.com/tigrigna/ምርግጋፅ-ዋንነት-በሪ-ባሕሪ-ኢትዮጵያ-ንድ/

ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል መስቀል ዳሜራ ንተሜኚርኚርቲ ዝዕፀዉ መገድታት ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝኜበር በዓል መስቀል ዳሜራ ምኜን
ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል መስቀል ዳሜራ ንተሜኚርኚርቲ ዝዕፀዉ መገድታት ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝኜበር በዓል መስቀል ዳሜራ ምኜንያት ብምግባር ንተሜኚርኚርቲ ዝዕፀዉ መገድታት ዕላዊ ተገይሮም። ብመሰሚት እዚ ካብ 16 መስኚሚም 2019 ዓ.ም ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ መወወዳእታ እቲ በዓል፩ 👉 ካብ 22 ማዞሪያ ናብ ኣደባባይ መስቀል ኣብ ላዕለዋይን ታሕተዋይን ኣደባባይ ቅዱስ ዑራኀል፣ 👉 ካብ ቩሌ
 https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ኹተማ-ኣዲስ-ኣበባ-ንበዓል-መስቀል-ዳሜ/

ሓድሜ ኣብነት ዞባዊ ምትእስሳር ኣዲስ ኣበባ፣15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውህደት ምጣነ ሃፍቲ ዓብዪ ምዕራፍ ዝኾፈተ ስትራ቎ጂካዊ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስታት ኢትዮጵ
ሓድሜ ኣብነት ዞባዊ ምትእስሳር ኣዲስ ኣበባ፣15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውህደት ምጣነ ሃፍቲ ዓብዪ ምዕራፍ ዝኾፈተ ስትራ቎ጂካዊ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስታት ኢትዮጵያን ጅቡትን ዕላዊ ተገይሩ። እዚ ዓብዪ ፕሮጀክት ኣብ ጅቡቲ ዝርኚብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ዳመርጆግ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኚብ ደወሌ ዘራኜብ ዶብ ተሳጋሪ ዝተፃሹዹ ፍርያት ነዳዲ መጓዓዝያ ዝርግሐ ቧንቧ መስመር እዩ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ኢንቚስትመንት ሆልዲንግስን ኣብ  https://www.fanamc.com/tigrigna/ሓድሜ-ኣብነት-ዞባዊ-ምትእስሳር/

ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኜንያት በዓል ደመራ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ ኣዲስ ኣበባ፣15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ፅባሕ ዝኜበር በዓል ደመራ መስቀል ምኜንያት ብምግባር ኣብ ኹተማ
ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኜንያት በዓል ደመራ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ ኣዲስ ኣበባ፣15 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ፅባሕ ዝኜበር በዓል ደመራ መስቀል ምኜንያት ብምግባር ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኜበሚሎም መንገድታትን ኣደባባያትን መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ዓብዪ በዓል ደመራ መስቀል ብሓባራዊ ሓድነትን ብድምቀትን ንምኜባር ምድላዋት ክግበር ምፅንሑ ቀት ፅሕፈት ኮሙኒኬሜን ምምሕዳር እታ ኹተማ ገሊፁ። ሎሚ ዕለት ድማ ኩሎም ትካላት ሃይማኖት፣ ፍሉጣት ሰባት፣  https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ኹተማ-ኣዲስ-ኣበባ-ብምኜንያት-በዓል-ደ/

ዋልያታት ኣብ መፃሚዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 ዓ.ም (ኀፍ ኀም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃሚዪ ፀወታ
ዋልያታት ኣብ መፃሚዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክፃወቱ እዮም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 ዓ.ም (ኀፍ ኀም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃሚዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን ክተካይድ እያ። ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሄራዊ ስታዲዚም ጁባ ክካዚድ እዩ። ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ መፃሚዪ ፀወታ  https://www.fanamc.com/tigrigna/ዋልያታት-ኣብ-መፃሚዪ-ፀወታ-ፅዋዕ-ኣፍሪካ/

ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ሞተር ብሜክሌታ ምሜክርካር ንዘይተወሰነ ግዜ ተኞልኪሉ ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 ዓ.ም (ኀፍ ኀም ሲ)ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 መስኚሚም 2019
ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ሞተር ብሜክሌታ ምሜክርካር ንዘይተወሰነ ግዜ ተኞልኪሉ ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስኚሚም፣ 2019 ዓ.ም (ኀፍ ኀም ሲ)ኣብ ኹተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 መስኚሚም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ በዓል ክልተ ወይ እውን በዓል ሰለስተ እግሪ ሞተር ብሜክሌታታት ምሜክርካር ኹም ተኞልኪሉ ኢሉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኚምዝሓበሮፀ ገለ ፈፀምቲ ገበን ሞተር ብሜክሌታ ብምጥቃም ገበናት ምዝራፍን ስርቂን  https://www.fanamc.com/tigrigna/ኣብ-ኹተማ-ኣዲስ-ኣበባ-ሞተር-ብሜክሌታ-ምሜ/

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማ቎ዎስ 3ይ ንበዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ፓትርያርክ ማላንካራ ኊርቶዶክስ ቀተ ክርስ
ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማ቎ዎስ 3ይ ንበዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ፓትርያርክ ማላንካራ ኊርቶዶክስ ቀተ ክርስቲያን ህንዲ፣ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማ቎ዎስ 3ይ በዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ብመሰሚት ዕድመ ኊርቶዶክስ ተዋሕዶ ቀተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ፓትርያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማ቎ዎስ 3ይ ኣብ መንበሹ ፀባኊት ቅድስት ሥላሎ ካ቎ድራል ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።  https://www.fanamc.com/tigrigna/ብፁዕ-ወቅዱስ-ኣቡነ-ባስልዮስ-ማርቶማ-ማቮ/

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣14 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣14 መስኚሚም፣ 2019 (ኀፍ ኀም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ናብ ጅቡቲ ምእታዎም ይዝኚር። ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኢስማኀል ዑመር ጊሌ ብምዃን ኣብ ጅቡቲ ዳመርጆግን ካብ ኢትዮጵያ ደወሌን ዘራኜብ ዓብዪ ስትራተጂካዊ ኢንቚስትመንት ዝኟነ ሓድሜ መስመር ቧንቧ መመሓላለፊ ዝተፃሹዹ ነዳጅ ዝርግሐ ዕላዊ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ድሕሪ ምስታፎም ኣብ ጅቡቲ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምምላሶም፣ ቀት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሚዲኡ።