fa
Feedback
መቓልሕ ትግራዋይነት

መቓልሕ ትግራዋይነት

رفتن به کانال در Telegram

እዚ ቻናል ንምቛም ናጻን ሉኣላዊትን ሃገረ ትግራይ ይሰርሕ

نمایش بیشتر
1 108
مشترکین
-124 ساعت
+37 روز
-330 روز
آرشیو پست ها
Explosions heard in Ethiopia's capital as war waged in north | Reuters https://share.google/j8LARZ6YhMf6DUCCQ

ስሙይ ዓለምለኻዊ ማዕኸን ሓበሬታን ጸብጻባትን REUTERS ነቲ ኣብ አ/አ ተፈጸመ መጥቃዕቲ ጸብጺብዎ

Explosions heard in Ethiopia's capital as war waged in north | Reuters https://share.google/j8LARZ6YhMf6DUCCQ

ጽባሕ ስሙይ ዓለምለኻዊ ማዕኸን ሓበሬታን ጸብጻባትን REUTERS ነቲ ኣብ አ/አ ተፈጸመ መጥቃዕቲ ጸብጺብዎ

ሰበር ! BREAKING ! ተወሳኺ ጽፍዒት  ኣብ አዲስ አበባ ካብ ሮቡዕ ናብ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሰዓታት 6:30፣ 7:11ን 7:31ን ብተኸታታሊ ኣብ ዝተመረጹ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስትራቴጂካዊ ጽፊዒታት ተፈጺሞም ኣለው።፤ እዚ ንጦር ሃይሎች ሓዊሱ ብፍሉይ ኣብ ልዕሊ ተመርጹ ሰለስተ ወተሃደራዊ ናቑጣታትን ማእከል ሎጂስትክስን ብልፅግና ዝወረደ ዕንወት ኣብ ጽባሕ ጉጅለ ተበልጸግቲ ድሮን ዝብሃላ ዋላ ናይ ካሜራ ውራያት ተወር ከይብላ ኢሎም ኣብ ዝኣወጁሉ እዋን ሙዃኑ እዩ።

ሰበር ! BREAKING ! ወሳኺ ጽፍዒት  ኣብ አዲስ አበባ ካብ ሮቡዕ ናብ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሰዓታት 6:30፣ 7:11ን 7:31ን ብተኸታታሊ ኣብ ዝተመረጹ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስትራቴጂካዊ ጽፊዒታት ተፈጺሞም ኣለው።፤ እዚ ንጦር ሃይሎች ሓዊሱ ብፍሉይ ኣብ ልዕሊ ተመርጹ ሰለስተ ወተሃደራዊ ናቑጣታትን ማእከል ሎጂስትክስን ብልፅግና ዝወረደ ዕንወት ኣብ ጽባሕ ጉጅለ ተበልጸግቲ ድሮን ዝብሃላ ዋላ ናይ ካሜራ ውራያት ተወር ከይብላ ኢሎም ኣብ ዝኣወጁሉ እዋን ሙዃኑ እዩ።

ተሰበር ! BREAKING ! ወሳኺ ጽፍዒት ኣብ አዲስ አበባ ካብ ሮቡዕ ናብ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሰዓታት 6:30፣ 7:11ን 7:31ን ብተኸታታሊ ኣብ ዝተመረጹ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስትራቴጂካዊ ጽፊዒታት ተፈጺሞም ኣለው።፤ እዚ ንጦር ሃይሎች ሓዊሱ ብፍሉይ ኣብ ልዕሊ ተመርጹ ሰለስተ ወተሃደራዊ ናቑጣታትን ማእከል ሎጂስትክስን ብልፅግና ዝወረደ ዕንወት ኣብ ጽባሕ ጉጅለ ተበልጸግቲ ድሮን ዝብሃላ ዋላ ናይ ካሜራ ውራያት ተወር ከይብላ ኢሎም ኣብ ዝኣወጁሉ እዋን ሙዃኑ እዩ።

--------------------------------------------------------

ጽባሕ ወይ ዝምንዛዕ፥ ወይ ዝህሞኽ  ገዕ ገልጠማት ብልጽግና

---------------------------------------------------------

እዚ በርቂታት ንንጉጅለ ተቨልጸግቲ ዘእተወሎም ራዕዲ ተመልከቱለይ

ብኻሊእ ዜና... ካብዚ መጸ ብዘይብሃል መብረቓዊ መጥቃዕቲ ሰብ-ኣልቦ ድሮናትን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤልን ቁልፊ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስርዓት ብልጽግና ምዕናው ሎሚ 'ውን ቀጺሉ ኣሎ 👉ኣበይ ? 1) ዳንሻ (ምዕራብ ትግራይ) -  ኣብ ልዕሊ ቀንዲ መዋፈሪ (military camp) ናይ ብልጽግና "ሰሜን ምዕራብ ዕዝ" ብዝብል ዝጽዋዕ ዘነጻጸረ ኾይኑ፥ መኽዝናት ከበድቲ ብረት፥ ተተኮስትን፥ ሓይሊ ሰቡን ዒላም ዝገበረ እዩ። ናይቲ ከባቢ ምስክር ዓይኒ ዓብይ ዕንወት ብዛዕባ ምውራዱ ገሊጾም ኣለው። 2) መዕርፎ ነፈርቲ አሶሳ (ክልል ቤኒሻንጉል - እዚ መዕርፎ ነፈርቲ እዚ ኣቕድም ኣቢሉ እንኮላይ ብዓለም ለኸ ሚድያታት ከምኒ Reuters ተኸታታሊ ዝኾነ ሰነዳዊ ጸብጻብ (Documentary) ዝተሰርሓሉ ኾይኑ፥ ስርዓት ጽንተት ብልጽግና ወኪል ሉኡኽ ናይ ኢምሬትስ ብሙዃን ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ኢዱ ብምእታው ንኸምኡ ጨፍጨፍቲ ዝኾኑ RSF ከሰልጥነሉን ድሮናት ከዋፍረሉን ምጽንሑ ዝፍለጥ ጉዳይ እዩ። ልክዕ ከምተን ኣቐዲመን ባልባል ዝበላ ካልኦት መዕርፎ ነፈርቲታት (ደብረ ዘይት፥ ቦሌ አዲስ አበባ፥ ባህር ዳር፥ ኮምቦልቻን ሰመራን)  ሎሚ ጸበል ተነጺጉሉ ኣሎ።  ከቢድ ዕንወት ዝበጽሖ ሙዃኑ ዝገልጹ ዘለው ምንጪታት ምስልሊታት ኣብ ቀረባ ክዝርግሑ ክጅምሩ ሙዃኖም ውን ትጽቢት ይግበር ክብሉ ሓቢሮም ኣለው። 3) ቤት ጽሕፈት ኣወል 40 (ክልል ዓፋር) - ካብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ብተወሳኺ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ነበር ወታደር ደርጊ አወል-40 'ውን ከቢድ መጥቃዕቲ በጺሑ ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ናይቲ ቤት-ጽሕፈት ንመቐበሊ ኣጋይሽ (VIP) ብዝብል ክሰርሖ ንዝጸንሐ ህንጻ ዒላ ዝገበረ እዚ መብረቕ ሰማይ፥ ንባዕሉ ንኣወል-40 ልክዕ ከም ጎይትኡ አብይ አሕመድ ኣብ ደብረ ዘይት ዝኾኖ፥ ንእስክላ ከምዘምለጠሉ እዩ ዝንገር። እቲ ህንጻ ዳርጋ ዝዓነወ ኾይኑ፥ ኣብ ልዕሊ ሰብ ብዛዕባ ዘብጽሖ ጉዳኣት ግን ዛጊድ ዝነጸረ ነገር የለን።