መቓልሕ ትግራዋይነት
Open in Telegram
1 111
Subscribers
-124 hours
-17 days
-1130 days
Posts Archive
1 111
1 111
መቐለ፥ ትግራይ
ሓመድ ድበ ንኽኣቱ ሓንቲ ሓሙስ ተሪፋቶ ኣብ ጻጽረ ሞት ዝርከብ ጉጅለ ዝንተት ተበልጸግቲመወጸልታ ናይቲ ትግራይን ተጋሩን ተዘይኣጽኒተ ሞይተ ይርከብ ዝብለሉ ናይ ጥፍኣት ፕሮጀክቱ ሎሚ 'ውን ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ምፋጻሙ ጸብጻባት ይገልጹ ኣለው። እዚ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ተፈጸመ ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ዕንወት ምውራዱ ተገልጸ ኾይኑ፥ ክሳብ ሕዚ ህይወት ሰብ ምቕጣፉ ወይ ብኣንጻሩ ዛጊድ ዝነጸረ ሓአሬታ የለን። ይኹን ምበር ጉድኣት ዝወረዶም ንጹሃት ግዳያት ሕክምናዊ ክንክን ናብ ዝረኽቡሉ ሕክምና ምውሳዶም ጸብጻባት ይገልጹ ኣለው።
1 111
BREAKING NEWS - ሰበር ዜና !
በኦሮሞ ነፃት ጦር (OLA) ላይ ዛሬ ማክሰኞ 5:00 ሰዓት ከደብረዘይት አየር ሃይል ተነስቶ በመቂ ቦራ ወረዳ ላይ ጥቃት ሊፈፅም የመጣው የአገዛዙ Mig-23 ተዋጊ አውሮፕላን በኦሮሞ ነፃነት ጦር ተመቶ መውደቁ ተረጋግጧል። የሚጉን ሁለቱ ፓይለቶች በፓራሹት ከወረዱ በኃላ ሄሊኮፕተር መጥቶ እንዳዳናቸው ታውቋል።
1 111
በየነ ገ/ዝግሔር - ናይዚ ዘመንና መስፍን ሓጎስ
ብቕጽል ሽሙ "ዉፉይ" ብዝብል ዝፍለጥ ኣብ ቖላታት ኣከለጉዛይ ምውላዱ ዝንገረሉ ጎተነታይ ኣይተ በየነ ገ/ዝግሔር ኣብ ናይ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ምንቅስቓሳትን ውዳበን ዳርጋ ዘይኣተዎ ጥርናፈ የለን ክንሉ ናይ ቀረባ ነበር ብጾቱ ይገልጹ። ኩለን ዘዝኣተወን ውድባት ይኹና ምንቃስቓሳት ክዓ ወይ ተገማሚዐን ወይ ተበቲነን ስለዝተርፋ በየነ - በተነ ዝብል ሳጓ ተጠሚቑ ዘሎ ቐንዲ ናይ ውዲትን ሽርሕን ሃንዳሲ ሙዃኑ 'ዮም ብቐረባ ዝፈልጠኦ ብጾቱ ዝገልጹ። ካብ ተበተነ ምዕበል፥ ምንቃስቃስን ጥርናፈታትን ንምጥቃስ ዝኣክል፥
ሀ) ማዕበላት፥
- ስምረት ኤርትራውያን ንለውጢ
- ማዕበል ይኣክል ኤርትራውያን
- ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ
ለ) ውዳበታት/ጥርናፈ፥
- ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን
- ስሙር ግንባር ኤርትራውያን
- ግንባር ሰማያዊ ሰውራ ኤርትራውያን (EBRF)
ሐ) ትካላት/ባይቶታት/ህዝባዊ ርክባት፣
- ትካል ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን
- ትካል ሰላም ትግራይን ኤርትራን
- ዓለምለኻዊ ባይቶ ብርጌድ ንሓመዱ (Global)
(ኣብ ትሕቲ እዚ Plan A, B, C ,ዝብሃሉ ንኡሳት ክፋላት ይርከብዎም)
- ቤት ምኽሪ ግንባር ሰማያዊ ሰውራ
ወዘተ... ኮታስ ክንደይ ኢልካ ክቑጸሩ።
ብሓጺሩ ኣይተ በየነ-በተነ ምስ መስፍን ሓጎስ ኣብ ግዜ 30 ዓመታት ኤርትራውያን ዝገበርዎ ብረታዊ ገድሊ የማናይ ኢድ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብሙዃን ኣብ ሓለዋ ሰውራ ዝብሃል ኣብ ቅንጸላ ኣሽሓት ተጋደልቲ ንተጻአቶ ተራ ብምዝካር ተመሳሳሊ ተግባር ሙዃኑ ብሰፊሑ ይግለጽ ኣሎ። ንሸፈጥ ይቃለሶ ኣለኹ ንዝብሎ ኣስመራ ንዘሎ ስርዓት ትርጉም ዘለዎ ቃልሲ ዘይገበረ፥ ኣብ ልዕሊ መገዛ ብጾቱን መቓልስቱን ዘውርዶ ዘሎ ኺሳራታት ከቢድ እዩ። መቐጸልታ ናይቶ መስረቲ ቃልሲ ዝኾኑ መናእሰይ ብጉቦን ብላዕን ናህደንካ ምእሳር ድማ ኣብ አ/አ ነቲ ፈለማ ኣፍቲ ቦታ ብምዃድ ነቲ ቓልሲ ካብ ኣውሮፓ ናብ መሬት ክረግጽ ምግባሩ ዝግለጸሉ ከያኒን ድምጻውና ኪሮስ ኣስፍሃ ሓዊሱ፥ ብዙሓት መራሕትን ኣባላትን ናይቲ ምንቅስቓስ ኣብ አ/አ ዘለው ንናይ ብልጽግና ታሕተዎት ኣባላት ጸጥታ ብቕርሺ ብምዕሳብ የእስሮምን የጋፍዖም ጸኒሑን ሕዚ ውን ይቕጽልን ኣሎ።
