ru
Feedback
መቓልሕ ትግራዋይነት

መቓልሕ ትግራዋይነት

Открыть в Telegram

እዚ ቻናል ንምቛም ናጻን ሉኣላዊትን ሃገረ ትግራይ ይሰርሕ

Больше
1 148
Подписчики
Нет данных24 часа
-57 дней
-1930 день
Архив постов

እንደገና! ምሕምሻሽ ስትራቴጂክ ድሮናት ብልጽግና ሕዚ ውን ይቕጽል ኣሎ ! ሰሜን ዳርፉር፥ ሱዳን ሰራዊት ሱዳን ኣብ ክልል ሰሜን ኩርዱፋን ኸባቢ ዩቤዲ ስትራቴጂክ ድሮን ኣውዲቁ ኣሎ። ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዝወደቀት ድሮን ዋንነታ ናይ ብልፅግና ምዃና ምንጭታት ይሕብሩ። ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተፈነወ ምስሊ ብፀረ ድሮን ሚሳኤል ዝተወቅዐት ድሮን ናተቃፀለት ክትወርድ የርኢ። ካብ ባህርዳርን ኣሶሳን ዝብገሳ ድሮናት ፒፒ ኣብ ሱዳንን ትግራይ መጥቃዕቲ ከምዝፍፅማ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብኤማራት ተዓዲገን ንብልፅግናን ሒሚቲን ዝተዓደላ ዓበይቲ ድሮናት ብበዝሒ ካብ ሰማይ ወሪደን ኣለዋ። ኣብ ወርሒ ሰነ ጥራይ መበል ሳልሳቲ ድሮን ኣብ መሬት ሱዳን ተሓምሺሻ ኣላ። ስትራቴጂክ ድሮናት ፒፒ ኣብ መሬት ሱዳን ይረግፋ ኣለዋ።

-------------------------------------------------------

photo content

ወላዲት ኣደ ውልቀ መላኺ መራሒ ኤርትራ ሊቀ ሰይጣናት ኢሳያስ ኣፍ-ጨርቂ ዝኾና ወ/ሮ ኣዳነች በርሀ ወልደሃዋርያት ኣብ መበል 97 ዓመተን ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ምዕራፈን ምንጪታት ይገልጹ ኣለው። ንብዓል ቤተን ድሕሪ 26 ዓመታት ዝስዕብኦም ዘለዋ ምዃነን ዝግለጽ ዘሎ እዘን ኣደ ዝበዝሐ ህይወተን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ምሕላፈን ዝሕበር ዘሎ ኾይኑ፥ እቶም ንወለዶም እንተስ ብሕሙሞ ኣርኪቦም ከሐክሙ ይኹን ወይ ምስ ዓረፉ ኣብ ዓዶም ሓመድ ኣዳም ከልብሱ ፈጺሞም ዘይኽእሉ መዳኸርቲ ናይቲ ስርዓት ነበርቲ ዲያስፖራ ስርዓት ቀብሪ ናይዘን ወላዲት ኣብ ኣስመራ ንኽፍጸም ላዕልን ታሕትን ይብሉ ምህላዎም ይሕበር ኣሎ። ምስ ናይ ውላደን ገበናት ዘራኽብ ንዘይብለን እዘን ኣደ፥ ነብሲ ይምሓር።

ዜና ዕረፍቲ !

-------------------------------------------------------

-------------------------------------------------------

photo content
+1

ዚ ኣብ ዘየለ ናይ ምስሊ ህብጸት (image building) ስራሕ ብምእታው ንተበልጸግቲ ዘዳኽር ዘሎ ካልኣያ 'ውን ብዝርድኦ ቋንቋ ክዝረቦ ኣለዎ።

ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘሎ ጦብያ መርኣያን መርትዖን ብዛዕባ ውዱቕ ወሎዶ (failed generation) ሽሕን ምኢትን መረዳእታ ምቕራብ ዝክኣል ኮይኑ፥ ኣብ ትግራይ ግን ተለምደ ኣይኮነን። ፈጺሙ ክለመድስ ይትረፍ ክሕሰብ ውን ዘይብሉ ብደውኳ ሞት ስለዝኾነ። እንተኾነ ኣብዚ ቐረባ እዋን እንሪኦን እንሰምዖን ዘለና ናይ ሓደ ሓደ ፈጺሞም ዘይምጥኑ ዝዕብፈል ኣካይዳ ግን ኣዝዩ ዘሰክፍ ጉዳይ እዩ። ኣደብ ክገብሩ ተዘይኪኢሎም ድማ ክብሮም ይቕንጠጥ፥ ታማ ?! ናይቶም ብኸብዶም ክሓስቡ ንትግራይ ተቛሞሩላ ኣሰሰይቲን ዕሱባትን አብይ ዳግማይ ግራኝ ኣሕመድ ሓደ ሓደ ኮራኹር ነበር ፖከቲከኛታት ትግራይ መይኣኽለናስ፥ በዙይ ገጽ ክዓ ፎሽኳላት ኒሀውታ።

photo content

ንትግራይ ፈጺማ ዘይትምጥን ፎሽኳል ! እቲ ኣምባሳደርነት ናይ ኣሸንዳ ክስረዝ ኣለዎ

-------------------------------------------------------