መቓልሕ ትግራዋይነት
رفتن به کانال در Telegram
1 108
مشترکین
-124 ساعت
+37 روز
-330 روز
در حال بارگیری داده...
کانالهای مشابه
ابر برچسبها
هیچ دادهای
مشکلی وجود دارد؟ لطفاً صفحه را تازه کنید یا با مدیر پشتیبانی ما تماس بگیرید.
اشارات ورودی و خروجی
---
---
---
---
---
---
جذب مشترکین
اکتبر '26اکتبر '26
اکتبر '260
در 0 کانالها
سپتامبر '26
+19
در 0 کانالها
Get PRO
اوت '26
+11
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئیه '26
+2
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئن '26
+5
در 0 کانالها
Get PRO
مه '26
+5
در 0 کانالها
Get PRO
آوریل '26
+2
در 0 کانالها
Get PRO
مارس '26
+3
در 0 کانالها
Get PRO
فوریه '26
+5
در 0 کانالها
Get PRO
ژانویه '26
+3
در 0 کانالها
Get PRO
دسامبر '25
+5
در 0 کانالها
Get PRO
نوامبر '25
+4
در 0 کانالها
Get PRO
اکتبر '250
در 0 کانالها
Get PRO
سپتامبر '25
+5
در 0 کانالها
Get PRO
اوت '25
+5
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئیه '25
+3
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئن '25
+8
در 0 کانالها
Get PRO
مه '25
+6
در 0 کانالها
Get PRO
آوریل '25
+7
در 0 کانالها
Get PRO
مارس '25
+5
در 0 کانالها
Get PRO
فوریه '25
+7
در 0 کانالها
Get PRO
ژانویه '25
+5
در 0 کانالها
Get PRO
دسامبر '24
+9
در 0 کانالها
Get PRO
نوامبر '24
+14
در 0 کانالها
Get PRO
اکتبر '24
+11
در 0 کانالها
Get PRO
سپتامبر '24
+45
در 0 کانالها
Get PRO
اوت '24
+81
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئیه '24
+85
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئن '24
+79
در 0 کانالها
Get PRO
مه '24
+68
در 0 کانالها
Get PRO
آوریل '24
+120
در 0 کانالها
Get PRO
مارس '24
+69
در 0 کانالها
Get PRO
فوریه '24
+86
در 0 کانالها
Get PRO
ژانویه '24
+78
در 0 کانالها
Get PRO
دسامبر '23
+45
در 0 کانالها
Get PRO
نوامبر '23
+11
در 0 کانالها
Get PRO
اکتبر '23
+24
در 0 کانالها
Get PRO
سپتامبر '23
+16
در 0 کانالها
Get PRO
اوت '23
+17
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئیه '23
+21
در 0 کانالها
Get PRO
ژوئن '23
+23
در 0 کانالها
Get PRO
مه '23
+18
در 0 کانالها
Get PRO
آوریل '23
+32
در 0 کانالها
Get PRO
مارس '23
+17
در 0 کانالها
Get PRO
فوریه '23
+30
در 0 کانالها
Get PRO
ژانویه '23
+47
در 0 کانالها
Get PRO
دسامبر '22
+1 805
در 0 کانالها
| تاریخ | رشد مشترکین | اشارات | کانالها | |
| 01 اکتبر | 0 |
پستهای کانال
ሰበር ! BREAKING !
ተወሳኺ ጽፍዒት ኣብ አዲስ አበባ
ካብ ሮቡዕ ናብ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሰዓታት 6:30፣ 7:11ን 7:31ን ብተኸታታሊ ኣብ ዝተመረጹ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስትራቴጂካዊ ጽፊዒታት ተፈጺሞም ኣለው።፤
እዚ ንጦር ሃይሎች ሓዊሱ ብፍሉይ ኣብ ልዕሊ ተመርጹ ሰለስተ ወተሃደራዊ ናቑጣታትን ማእከል ሎጂስትክስን ብልፅግና ዝወረደ ዕንወት ኣብ ጽባሕ ጉጅለ ተበልጸግቲ ድሮን ዝብሃላ ዋላ ናይ ካሜራ ውራያት ተወር ከይብላ ኢሎም ኣብ ዝኣወጁሉ እዋን ሙዃኑ እዩ።
| 2 | ሰበር ! BREAKING !
ወሳኺ ጽፍዒት ኣብ አዲስ አበባ
ካብ ሮቡዕ ናብ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሰዓታት 6:30፣ 7:11ን 7:31ን ብተኸታታሊ ኣብ ዝተመረጹ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስትራቴጂካዊ ጽፊዒታት ተፈጺሞም ኣለው።፤
እዚ ንጦር ሃይሎች ሓዊሱ ብፍሉይ ኣብ ልዕሊ ተመርጹ ሰለስተ ወተሃደራዊ ናቑጣታትን ማእከል ሎጂስትክስን ብልፅግና ዝወረደ ዕንወት ኣብ ጽባሕ ጉጅለ ተበልጸግቲ ድሮን ዝብሃላ ዋላ ናይ ካሜራ ውራያት ተወር ከይብላ ኢሎም ኣብ ዝኣወጁሉ እዋን ሙዃኑ እዩ። | 1 |
| 3 | بدون متن... | 34 |
| 4 | ተሰበር ! BREAKING !
ወሳኺ ጽፍዒት ኣብ አዲስ አበባ
ካብ ሮቡዕ ናብ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሰዓታት 6:30፣ 7:11ን 7:31ን ብተኸታታሊ ኣብ ዝተመረጹ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስትራቴጂካዊ ጽፊዒታት ተፈጺሞም ኣለው።፤
እዚ ንጦር ሃይሎች ሓዊሱ ብፍሉይ ኣብ ልዕሊ ተመርጹ ሰለስተ ወተሃደራዊ ናቑጣታትን ማእከል ሎጂስትክስን ብልፅግና ዝወረደ ዕንወት ኣብ ጽባሕ ጉጅለ ተበልጸግቲ ድሮን ዝብሃላ ዋላ ናይ ካሜራ ውራያት ተወር ከይብላ ኢሎም ኣብ ዝኣወጁሉ እዋን ሙዃኑ እዩ። | 1 |
| 5 | -------------------------------------------------------- | 33 |
| 6 | https://www.youtube.com/live/7WBbPJVIDck?is=cn_N8irQkzqNe1SX | 71 |
| 7 | بدون متن... | 71 |
| 8 | بدون متن... | 68 |
| 9 | ጽባሕ ወይ ዝምንዛዕ፥ ወይ ዝህሞኽ ገዕ ገልጠማት ብልጽግና | 66 |
| 10 | --------------------------------------------------------- | 66 |
| 11 | بدون متن... | 59 |
| 12 | እዚ በርቂታት ንንጉጅለ ተቨልጸግቲ ዘእተወሎም ራዕዲ ተመልከቱለይ | 66 |
| 13 | بدون متن... | 66 |
| 14 | ብኻሊእ ዜና...
ካብዚ መጸ ብዘይብሃል መብረቓዊ መጥቃዕቲ ሰብ-ኣልቦ ድሮናትን ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤልን ቁልፊ ወታደራዊ መዋፈሪታት ስርዓት ብልጽግና ምዕናው ሎሚ 'ውን ቀጺሉ ኣሎ
👉ኣበይ ?
1) ዳንሻ (ምዕራብ ትግራይ)
- ኣብ ልዕሊ ቀንዲ መዋፈሪ (military camp) ናይ ብልጽግና "ሰሜን ምዕራብ ዕዝ" ብዝብል ዝጽዋዕ ዘነጻጸረ ኾይኑ፥ መኽዝናት ከበድቲ ብረት፥ ተተኮስትን፥ ሓይሊ ሰቡን ዒላም ዝገበረ እዩ። ናይቲ ከባቢ ምስክር ዓይኒ ዓብይ ዕንወት ብዛዕባ ምውራዱ ገሊጾም ኣለው።
2) መዕርፎ ነፈርቲ አሶሳ (ክልል ቤኒሻንጉል
- እዚ መዕርፎ ነፈርቲ እዚ ኣቕድም ኣቢሉ እንኮላይ ብዓለም ለኸ ሚድያታት ከምኒ Reuters ተኸታታሊ ዝኾነ ሰነዳዊ ጸብጻብ (Documentary) ዝተሰርሓሉ ኾይኑ፥ ስርዓት ጽንተት ብልጽግና ወኪል ሉኡኽ ናይ ኢምሬትስ ብሙዃን ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን ኢዱ ብምእታው ንኸምኡ ጨፍጨፍቲ ዝኾኑ RSF ከሰልጥነሉን ድሮናት ከዋፍረሉን ምጽንሑ ዝፍለጥ ጉዳይ እዩ። ልክዕ ከምተን ኣቐዲመን ባልባል ዝበላ ካልኦት መዕርፎ ነፈርቲታት (ደብረ ዘይት፥ ቦሌ አዲስ አበባ፥ ባህር ዳር፥ ኮምቦልቻን ሰመራን) ሎሚ ጸበል ተነጺጉሉ ኣሎ። ከቢድ ዕንወት ዝበጽሖ ሙዃኑ ዝገልጹ ዘለው ምንጪታት ምስልሊታት ኣብ ቀረባ ክዝርግሑ ክጅምሩ ሙዃኖም ውን ትጽቢት ይግበር ክብሉ ሓቢሮም ኣለው።
3) ቤት ጽሕፈት ኣወል 40 (ክልል ዓፋር)
- ካብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ብተወሳኺ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ነበር ወታደር ደርጊ አወል-40 'ውን ከቢድ መጥቃዕቲ በጺሑ ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ናይቲ ቤት-ጽሕፈት ንመቐበሊ ኣጋይሽ (VIP) ብዝብል ክሰርሖ ንዝጸንሐ ህንጻ ዒላ ዝገበረ እዚ መብረቕ ሰማይ፥ ንባዕሉ ንኣወል-40 ልክዕ ከም ጎይትኡ አብይ አሕመድ ኣብ ደብረ ዘይት ዝኾኖ፥ ንእስክላ ከምዘምለጠሉ እዩ ዝንገር። እቲ ህንጻ ዳርጋ ዝዓነወ ኾይኑ፥ ኣብ ልዕሊ ሰብ ብዛዕባ ዘብጽሖ ጉዳኣት ግን ዛጊድ ዝነጸረ ነገር የለን። | 64 |
| 15 | --------------------------------------------------------- | 65 |
| 16 | بدون متن... | 2 |
| 17 | እዚ በርቂታት ንንጉጅለ ተቨልጸግቲ ዘእተወሎም ራዕዲ ተመልከቱለይ | 1 |
| 18 | بدون متن... | 14 |
| 19 | بدون متن... | 14 |
| 20 | ጽባሕ ወይ ዝምንዛዕ፥ ወይ ዝህሞኽ ገዕ ገልጠማት ብልጽግና | 14 |
