fa
Feedback
ማሓበር ሓዱሽ ተስፋ ኤርትራውያን (ማሓተኤ)

ማሓበር ሓዱሽ ተስፋ ኤርትራውያን (ማሓተኤ)

رفتن به کانال در Telegram

*ማሕበር ሓድሽ ተስፋ ኤርትራውያን* ማሕበር ሓዱሽ ተስፋ ኤርትራውያን (ማሓተኤ) አንታይ አዩ፧ ማሓተኤ ኣብ አዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዝተፋላለየ ዓውድታት ዓቕሞም ብዝፈቕዶ ንሕብረተሰቦም ኣብ ምሕጋዝ ክነጥፉ ብዝጸንሑ ኣባላት ከም መቐጸልታ ናይ ዝጽነሐ ንጥፈታቶም ዘቖምዎ ዘይመንግስታዊ ትካል አዩ።

نمایش بیشتر
أثيوبيا11 930دسته بندی مشخص نشده است
1 072
مشترکین
اطلاعاتی وجود ندارد24 ساعت
-47 روز
-1430 روز

در حال بارگیری داده...

ابر برچسب‌ها
هیچ داده‌ای
مشکلی وجود دارد؟ لطفاً صفحه را تازه کنید یا با مدیر پشتیبانی ما تماس بگیرید.
اشارات ورودی و خروجی
---
---
---
---
---
---
جذب مشترکین
سپتامبر '26
سپتامبر '26
+3
در 0 کانال‌ها
اوت '26
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '26
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '26
+5
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '26
+5
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '26
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '26
+6
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '26
+6
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '26
+8
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '25
+12
در 0 کانال‌ها
Get PRO
نوامبر '25
+13
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اکتبر '25
+47
در 0 کانال‌ها
Get PRO
سپتامبر '25
+1
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اوت '25
+3
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '25
+10
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '25
+50
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '25
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '25
+10
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '25
+12
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '25
+12
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '25
+7
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '24
+18
در 0 کانال‌ها
Get PRO
نوامبر '24
+39
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اکتبر '24
+21
در 0 کانال‌ها
Get PRO
سپتامبر '24
+13
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اوت '24
+174
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '24
+20
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '24
+25
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '24
+28
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '24
+987
در 0 کانال‌ها
تاریخ
رشد مشترکین
اشارات
کانال‌ها
26 سپتامبر+2
25 سپتامبر0
24 سپتامبر0
23 سپتامبر0
22 سپتامبر0
21 سپتامبر0
20 سپتامبر0
19 سپتامبر0
18 سپتامبر0
17 سپتامبر0
16 سپتامبر0
15 سپتامبر0
14 سپتامبر+1
13 سپتامبر0
12 سپتامبر0
11 سپتامبر0
10 سپتامبر0
09 سپتامبر0
08 سپتامبر0
07 سپتامبر0
06 سپتامبر0
05 سپتامبر0
04 سپتامبر0
03 سپتامبر0
02 سپتامبر0
01 سپتامبر0
پست‌های کانال
ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ስራሓት 5 ዓመት ማሕበር ሓዱሽ ተስፋ ኤርትራውያን.pdf

2
ቀዳም ዕለት 29/08 ብመኽንያት 5ይ ዓመት ማሕበርና ኣብ ዘዳለናዮ ህዝባዊ ኣኼባ ተሳቲፍኩም ሓሳብኩም፡ ነቐፌታኹምን ለበዋኹምን ዝለገስኩምልና ወከልቲ ሲቭክ ማሕበራት ኮነ ፖሎቲካውያን ውዳቤታትን ውል
ቀዳም ዕለት 29/08 ብመኽንያት 5ይ ዓመት ማሕበርና ኣብ ዘዳለናዮ ህዝባዊ ኣኼባ ተሳቲፍኩም ሓሳብኩም፡ ነቐፌታኹምን ለበዋኹምን ዝለገስኩምልና ወከልቲ ሲቭክ ማሕበራት ኮነ ፖሎቲካውያን ውዳቤታትን ውልቀ ሰባትን ብጣዕሚ ነመስግን። ካብ ርሑቕን ቀረባን ናይ ስራሕን ዕረፍትን ግዜኹም ከፊልኩም ንነዊሕ ሳዓታት ሓቢርኩምና ምውዓልኩም፡ ነቲ ብዓቕምና እነበርክቶ ንእሽቶ ኣበርክቶ ዝያዳ ክነዕብዮ ሞራል ስለዝሃብኩምና ክብሪ ይኹንኩም።
530
3
موقعیت جغرافیایی
986
4
ህዝባዊ አኼባ ማሕበር ሓዱሽ ተስፋ ንዕለት 29/8/2026 ሳዓት 10፡30 ቅ፡ቀ ቦታ abraham hostel tel aviv ንዝያዳ ሓበሬታ ብቴለፎን ብወሳብ 053-682-8037.
ህዝባዊ አኼባ ማሕበር ሓዱሽ ተስፋ ንዕለት 29/8/2026 ሳዓት 10፡30 ቅ፡ቀ ቦታ abraham hostel tel aviv ንዝያዳ ሓበሬታ ብቴለፎን ብወሳብ 053-682-8037.
920
5
بدون متن...
856
6
ከም ማሕበር ካብ እነቐውም ድሮ ሓሙሽተ ዓመት ኮይኑ ኣሎ ። ነዚ መሰረት ብምግባር ድማ ናይ ሕሉፍ ስራሕና ንምግምጋምን ናይ መጻኢ መደባት ንምእማትን ምስ ህዝቢ ዘተ ክንገብር ዕለት 29/08/2026
ከም ማሕበር ካብ እነቐውም ድሮ ሓሙሽተ ዓመት ኮይኑ ኣሎ ። ነዚ መሰረት ብምግባር ድማ ናይ ሕሉፍ ስራሕና ንምግምጋምን ናይ መጻኢ መደባት ንምእማትን ምስ ህዝቢ ዘተ ክንገብር ዕለት 29/08/2026 ህዝባዊ ኣኼባ መዲብና ኣሎና። መራሕትን ኣባላትን ናይ ተወዲቡ ዘሎ ኣካል ማሕበረስብና፡ ወለንታውያን ነጠፍቲ፡ ኣካየድቲ ዝተፋላለዩ ዓባይትን ናእሽቱን ትካላትን ሰራሕተኛታት ወለንታውያንን ኣብ እስራኤል ዝርከብ ህዝብና ኣጎልጉሎት ኣብ ምሃብ ዝነጥፋ ትካላትን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ማሕበረሰብና ዘለዎም ኣወንታዊ ተራን እጃምን ብምእማን ኣብ እንገብሮ ክፉት ዘተ ብኣካል ብምስታፍ ኣበርክቶ ክትገብሩ ብኽብሪ ንዕድም። ዛዕባ ኣኼባ - ህሉው ኩነታትን/መጻኢ መደባትን ዝጠመተ ኮይኑ፡ ሓባራዊ ዘተ ብምግባር ፍሉያት ኣረኣእያታትን ወሰንቲ ርእቶታትን ብፍላይ ድማ መፍትሕታት ንምልውዋጥ ዝዓለመ እዩ። ነብሲ ወከፍ ትካል ኮነ ውልቀ ነጣፊ ኣብ ሕውየት ሕብረተሰብና ቀሊል ዘይኮነ ተራ ክጻወት ከም ዝኽእልን ማሕበርና ኣብ ንጥፈታቱ ከጋጥሙ ዝጸንሑ ገይጋታት ኣሪሙ ንህዝብና ዝምጥንን ርትዓውን ኣጎልጉሎት ንምሃብ ናይ መጻኢ መደባቱ ኣብ ምስራዕ ናይ ነብሲ ወከፍ ትካል ኮነ ውልቀ ነጣፊ ሓሳብ ወሳኒ ምዃኑን ንኣምን። 📍- ስደሮት የሩሻላይም 39 ቴል ኣቪቭ ያፎ 🕒 ቀዳም ዕለት 29/08/2026 ሳዓት 10:30 ቅቀ ንብዝሒ ተሳተፍቲ ዝምጥን ምድላዋት ንምግባር ንኽጥዕም ኩሉ ክሳተፍ ዝደሊ ውልቀ ነጣፊ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዘሎ መላግቦ ክምዝገብ ንላቦ። https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSeX8A3E5THyWynUmRyJW1dhtRRxD3Of_Bvh-JXP3fNu4d3hwQ/viewform ብደሓን ምጹ
1 189
7
بدون متن...
933
8
بدون متن...
891
9
ዛዕባ ናይ መስርሕ ሰላም ናኦሚ ሰነድ ክዝርጋሕ ከም ዘይብሉን እቲ ዝተዘርገሐ’ውን ካብ ናይ ህዝቢ ተበጻሕነት ክእለን።
877
10
ዛዕባ ናይ መስርሕ ሰላም ናኦሚ ሰነድ ክዝርጋሕ ከም ዘይብሉን እቲ ዝተዘርገሐ’ውን ካብ ናይ ህዝቢ ተበጻሕነት ክእለን።
ዛዕባ ናይ መስርሕ ሰላም ናኦሚ ሰነድ ክዝርጋሕ ከም ዘይብሉን እቲ ዝተዘርገሐ’ውን ካብ ናይ ህዝቢ ተበጻሕነት ክእለን።
1
11
ዛዕባ ናይ መስርሕ ሰላም ናኦሚ ሰነድ ክዝርጋሕ ከም ዘይብሉን እቲ ዝተዘርገሐ’ውን ካብ ናይ ህዝቢ ተበጻሕነት ክእለን።+1
ዛዕባ ናይ መስርሕ ሰላም ናኦሚ ሰነድ ክዝርጋሕ ከም ዘይብሉን እቲ ዝተዘርገሐ’ውን ካብ ናይ ህዝቢ ተበጻሕነት ክእለን።
1
12
https://youtu.be/FhVx5eRcp0I?si=Zhs4hheNeNPq_TRM ♥️ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሽር ላይክ ሳብስክራይብ ግበርዎ ♥️
889
13
ዓወት ምስ ረኸብካ ዚቐርብ ምስጋና!! ምቁራጽ ጎንጺ መስርሕ ሰላም ናኦሚ 3ይ ክፋል ይቅጽል መዝሙር ዳዋት 21፡1-4 ዓወት ምስ ረኸብካ ዚቐርብ ምስጋና ኦ እግዚአብሔር ንገሥ በቲ ዝሃብካዮ ሃይሊ ይሕጐስ፡ በቲ ዝሃብካዮ ዓወት ውን አዝዪ ደስ ይብል። ትምኒት ልቡ ሃብካዮ፡ ዝለመነካ ውን አይከላእካዮን ብዓቢይ በረኸት ተቐበልካዮ፡ ብጽሩይ ወርቂ ዝተገብረ ዘውዲ አብ ርእሱ ደፋእካሉ ፡ ሕይወት ለመነካ፡ ንስኻ ኸአ ነዊኅን ንሓዋሩ ዝጸንሕን ዕድመ ሃብካዮ አሜን ።
1 172
14
بدون متن...
1 045
15
Photo from berheteame1 https://tel-aviv.zoom.us/j/5550593420
Photo from berheteame1 https://tel-aviv.zoom.us/j/5550593420
1 083
16
ሰላም ከመይ ሓዲርኩም ኣሕዋት/ኣሓት ጽባሕ ረቡዕ 08/07/2026 ሳዓት 09 ንጎሆ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ የሩሳሌም ሳዓት 09 ንጎሆ ብዛዕባ ንኮንድሽናል ቪዛ ማንጃ ፍቓድ ንኽፍቀዶም ዝጠልብ ክሲ መጋባእያ ኣሎ። ሰባት እንተ ተሳቲፎም ጽቡቕ'ዩ፡ ነቶም ፈራዶ ኣገዳስነቱ ዝያዳ ንኽርድኡ ይሕግዝ'ዩ። ዝጥዕሞ እንተሎ ብፍላይ ቆልዑት ዘለዎም ስድራቤታት፡ የላዲም ኢም ጽራኺም ሚዩኻዲም ዝኣመሰሉ ክርከቡ ጽቡቕ እዩ።
848
17
https://youtu.be/J7uj844DG2Q?si=Ce96bx-cb0U5xs5F
1 061
18
መግለጺ መዛዘሚ ፖሮጀክት ምቁራጽ ጎንጺ መስርሕ ሰላም ናኦሚ ካላአይ ክፋል ይቅጽል ናይ ስምምዕ ነጥብታት 1፡ ኣብ መጀመርያ እዚ መስርሕ ዝተመዘት ኣብ ባይታ ንዘጋጥሙ ሽግራት እትፈትሕ ሓይሊ ዕማም ስራሓ ክትቅጽልን ዝያዳ ሓይሊ ክዋሃባን ኣብ መሪሕነት ዘለዉ ኣካላት ድማ ንዘጋጥሙ ተርእዮታት ኣብ ምእላይ ዕቱብን ቅልጡፍን ምትሕብባር ክገብሩ። 2 ፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከጋጥሙ ዝኽእሉ ናብ ግጭት ዝወስዱ ትሕዝቶታት እትካታተልን እትኣልን ሓይሊ ዕማም ክትቀውም። 3፡ ንባዓላት ዝምልከት ብሕጊ መሰረት ክተሓዝ። 4፡ ብዝኾነ ምኽንያት ግጭት ምስ ዘጋጥም ንሓድሕድ ሓበሬታ ብምልውዋጥ ክእረም ምግባር ካብኡ ምስ ዝሓልፍ ናብ ሕጊ ከምርሕ’ምበር ጎነጻዊ ግብረመልሲ ምሃብ ፈጺሙ ዝተኸልከለ ይኸውን ።
878
19
[6/26, 7:39 AM] berheteame1: https://youtu.be/kp_4NGNoF6k?si=9SbOM-ijILt_oS-Q [6/26, 7:40 AM] berheteame1: ሰላም ከመይ ሓድርኹም ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሽር ፡ላይክ፡ ሳብስክራይብ ብምግባርኹም ነመስግን ።
1 085
20
+1
بدون متن...
1 296