uk
Feedback
Tigray Regional Health Bureau

Tigray Regional Health Bureau

Відкрити в Telegram

Official Telegram Channel of Tigray Health Bureau. Get instant health related news, events, announcements, vacancies and more...

Показати більше
583
Підписники
Немає даних24 години
-17 днів
-430 день

Триває завантаження даних...

Хмара тегів
Немає даних
Виникли проблеми? Будь ласка, оновіть сторінку або зверніться до нашого support-менеджера.
Вхідні та вихідні згадування
---
---
---
---
---
---
Залучення підписників
червень '26
червень '26
+4
в 0 каналах
травень '26
+12
в 0 каналах
Get PRO
квітень '26
+9
в 0 каналах
Get PRO
березень '26
+9
в 0 каналах
Get PRO
лютий '26
+14
в 0 каналах
Get PRO
січень '26
+7
в 0 каналах
Get PRO
грудень '25
+14
в 0 каналах
Get PRO
листопад '25
+32
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '25
+30
в 0 каналах
Get PRO
вересень '25
+16
в 0 каналах
Get PRO
серпень '25
+28
в 0 каналах
Get PRO
липень '25
+17
в 0 каналах
Get PRO
червень '25
+33
в 0 каналах
Get PRO
травень '25
+42
в 0 каналах
Get PRO
квітень '25
+22
в 0 каналах
Get PRO
березень '25
+33
в 1 каналах
Get PRO
лютий '25
+19
в 0 каналах
Get PRO
січень '25
+32
в 0 каналах
Get PRO
грудень '24
+34
в 0 каналах
Get PRO
листопад '24
+30
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '24
+41
в 0 каналах
Get PRO
вересень '24
+310
в 0 каналах
Дата
Залучення підписників
Згадування
Канали
13 червня0
12 червня0
11 червня0
10 червня0
09 червня0
08 червня+2
07 червня0
06 червня0
05 червня+1
04 червня0
03 червня+1
02 червня0
01 червня0
Дописи каналу
photo content
+9

2
+9
Немає тексту...
22
3
+9
Немає тексту...
18
4
ሰብ ሞያ ሚድያን ኪነ-ጥበብን ኣብ ምክልኻል ኤች ኣይቪ ኤድስ ዝጀመርዎም ስራሕቲ ብዝተወደበን ብዝተጠናኸረን መንገዲ ከቐፅልዎ ፃውዒት ቀሪቡ። እዚ ፃውዒት ዝቐረበ ኩለመዳይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ ኤድስ ትግራይ ኣብ ከተማ ውቕሮ ኣብ ዘሳለጦ መድረኽ ሚድያ ፎሮም እዩ። ኣፍቲ መድረኽ ፣ሰብ ሞያ ሚድያ ጋዜጠኛታት፣ኣክቲቪስት፣ ደረስቲ፣ቲክቶከራት፣ባህሊ ትግራይ፣ፖሊስ ኦርኬስትራ፣ተዋሳእትን ሙዚቀኛታትን ፣ሰብ ሞያ ርክብ ህዝብን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም። ነቲ መድረኽ ተወካሊ ቢሮ ጥዕና ኣይተ ዝናቡ ንጉስ ዝኸፈቱ እንትኾን ሰብ ሞያ ሚድያን ኪነ-ጥበብን ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ ዝጀመርዎም ስራሕቲ ከምዘለውን ብዝተወደበን ተናበበን ብሓባር ሚድያ ፎረም ኣቢሎም ክሰርሑ ከምዝግበኦም ሓቢሮም። ቢሮ ጥዕና ነዚ መደብ ንምዕዋት ዓሊሙ እዚ መድረኽ ከምዘዳለወ ብምሕባር መዳርግቲ ኣካላት ድማ ካብ ሕሉፍ ተሞክረኦም ተበግሶኦምን ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ህዝቢ ዝባራዕ ዘሎ ለበዳ ኤችኣይቪ ንምዕጋት ማሕበራዊ ሓላፊነቶም ክዋፀኡ ፀዊዖሞ። ህልዊ ኩነታት ዝርገሐ ኤችኣይቪ ትግራይን ኣድላይነት ምጥያሽ ሚድያ ፈሮም ኩለመዳይ ምክልኻልን ምቁፅፃር ኤችኣይቭን ኣመልኪቶም ክኢላ እቲ ዓውዲ ኣይተ ኣብረሃም ወልዱ ፤ውፅኢት መፅናዕቲ 45 ትካላት ጥዕና ኬዝ ቤዝ ሰርቪላንስ ትግራይ ኣይተ ደመወዝ ክፍለ፣ስራሕቲ ባህሊ ትግራይ ኣብ ምክልኻል ኤችኣይቪ ኣይተ ገብረማርያም መብራህቱ፣ኣይተ ሶፋንያስ ከበደ ስራሕቲ ራኢ ብተግባር ኣብ ምክልኻል ኤችኣይቪ ፣ኣይተ ሙልጌታ ተስፋሁነይ ስራሕቲ ኔላዊ ኣብ ምክልኻል ኤችኣይቪ ተምክሮኦምን ኣቕሪቦም። ተሳተፍቲ ንዝቐረበ መበገሲ ሓሳብ ጌሮም ብጉጅለ ተመቒሎም ክመያየጡን ተሞክሮኦም ክለዋወጡን ተገይሩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ብቐፃሊ ኣብ ስራሕቲ ኩለመዳይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ ዝነጥፍ ሚድያ ፎረም ኣጣይሾም። ብቐፃሊ ዝሐሸ ሓባራዊ ስራሕ ከምዝሰርሑ ቃል ኣትዮም። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 06 ሰነ 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
23
5
Немає тексту...
124
6
መልእኽቲ ጥዕና! ዕድመኦም ትሕቲ 6 ወርሒ ዝኾኑ ህፃውንቲ ፀባ ጡብ ኣዶ ጥራሕ ክምገቡ ይግባእ። ስርዓት ኣመጋግባ ዕድመኦም ትሕቲ 6 ወርሒ ዝኾኑ ህፃውንቲ 👉 ህፃን ምስተወለደ ሽዑ ንሽዑ (ዋላ ቅድሚ መዳሕንቲ ምውፅኡ) ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰዓት ልግዐ ጥራይ ክወሃብ ኣለዎ። 👉 ልግዐ ብሰብ ስራሕ ክንረኽቦ ዘይንኽእል  ንጥረ ነገር ዘለዎ ብምዃኑ፤ ንህፃን ልግዐ ምጥባዉ  ዘይትካእ ተፈጥራዊ ክታበት ክረክብ የኽእሎ፣ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማማት የጎልብት፣ ከብዱ ይልስልስ ፣ ፍታኑ ብቐሊሉ ክወፀሉ ይገብር፣ 👉 እታ ኣዶ ልግዐ ንቲ ህፃን ኣብ እተጥበሉ እዋን ፀባ ጡብ ቀልጢፉ ይወፅእ፣ መዳሕንቲ ተሎ ንክወፅእን ናይ ማህፀን መድመይቲ ንከይህሉን ይሕግዛ። 👉 ህፃን ክሳብ ሽዱሽተ(6) ወርሒ ዕድመ ዝመልኦ ፀባ ጡብ ጥራይ ክምገብ ኣለዎ። ዋላ ማይ ይኹን ክወሃብ የብሉን። 👉ብበዓል ሞያ ጥዕና እንተዘይተኣዚዙ ዝኾነ መድሓኒት ኽወስድ የቡሉን። 👉 ህፃን ጡብ ኣብ ዝደለየሉ ግዘ ክጠቡ ይግባእ። (በቢ ክልተ(2) ሰዓት ኣፈላላይ) ኣብ መዓልቲ ማለት እዉን ቀትርን ለይትን ሓዊሱ ካብ 10 ክሳብ 12 ግዜ ክጠቡ ይግባእ። 👉 ኣብ ዝጠቦሉ ግዜ ሓደ ጡብ ተፀንቂቑ ክሳብ ዝውዳእ ምሃብ፣ ምኽንያቱ ኣብ መጀመርታ ምጥባዉ ዝረኽቦ ቀጢን ፀባ ንማይ ፃምእ ዘርዊ ብምዃኑ ደድሕሪኡ ዝረኽቦ ፀባ ግና ሓፊስን ብንጥረ ነገር ዝማዕበለን ብምዃኑ ንምግብነት ዘገልግል እዩ። እዚ ብምግባር ህፃን ጥዕንኡ ዝተሓለወን ስሉጥ ኣካላዊ ዕቤት ክህልዎን የኽእሎ። 👉 ጡብ ኣብ እነጥብወሉ እዋን ድማ ነቲ ህፃን ብትኽክል ምሑቛፍናን ነቲ ጡብ ብዝግባእ ሙሉእ ብሙሉእ ምኹላሱ ነረጋግፅ።እዚ ብምርግጋፅና ዉላድና እኹል ፀባ ጡብ ክረክብ ይሕግዞ/ዛ።ነታ ኣደ እዉን ቃንዛ ይቕንሰላ። ጥቡቅ መዘኻኸሪ 👉 ዉላድና እንተሓሚሙ ካብ ቅድሚ ሕዚ ብዝበለፀ ብተደጋጋሚ እናጥበዉና ናብ ሕክምና ምውሳድን 👉 ኣዴታት ሕፅረት ምግቢ ኣብ ዘለሉ እዋን ብዝኸኣለኦ ምግቢ እናተመገባ ንደቀን ምጡባብ ከቋርፃ የብለንን 👉 ኣዴታት ጡበይ ፀባ የቡሉን ወይ ድማ ኣቡይኒ ፀባ ምዉፃእ ኢለን ጠጠዉ ከብላ ኣይግባእን፣ 🌼ፀባ ጡብ ኣዶ ብምግቢ ክትካእ ዘይኽእል ካብ ዝተፈላለዩ ሕማማትን ዝከላኸልን ህፃናት ዝተስተኻኸለ ዕቤት ህፃን ክህልዎም ዝገብር እዩ። ብምስጓም ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን ዝተዳለወ ቢሮ ጥዕና ትግራይ 28 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
163
7
ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ሽመት መንግስቲ ትግራይ ንነበር ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ናይ ምፍናው ስርዓት ተሳሊጡ። 28 ግንቦት 2018 ዓ/ም ኣብ ዝተሳለጠ ናይ ምፍናው ስር+7
ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ሽመት መንግስቲ ትግራይ ንነበር ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ናይ ምፍናው ስርዓት ተሳሊጡ። 28 ግንቦት 2018 ዓ/ም ኣብ ዝተሳለጠ ናይ ምፍናው ስርዓት ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕና፣ኣመራርሓ ኣብ ጥዕና ዝነጥፉ ዓለምለኸን ሃገራውን ክልላውን መድረግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ብሰራሕተኛታት ቢሮ ጥዕናን ኣብ ገበርቲ ሰናያት ዝሰርሑ ሰብ ሞያን ዝተዳለወ ሽልማትን መዘከርታ ህያብን ብኢድ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ በሪሁን ተወከልቲ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዶ/ር በላይ ተስፋሁነይን ንዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ተበርኪቱ። ደ/ር ኣማኑኤል ንዝነበሮም ፃንሒት 4 ዓመት ኣብ ቢሮ ጥዕና ናይ የቐንየልና መልእኽቲ ብዶ/ር ፀጋይ በሪሁን ዶ/ር በላይ ተስፋሁን ቀሪቡ። ዶ/ር ኣማኑኤል ብወገኖም ብሰራሕተኛታት ቢሮ ጥዕናን ሰራሕተኛታት ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዝተገበረሎም ናይ ምፍናው ስርዓት ኣመስጊኖም። ስራሕቲ ጥዕና ትግራይ ተጠናኺሩ ክኸድን ካብዘለዎ ፀገም መሊኡ ክወፅእ ኣብ መሓውር ጥዕና ዘሎ ኩሉ በዓልሞያ ኣብ ገበርቲ ሰናይ ዝሰርሑ ዓለምለኸን ሃገራውን ክልላውን ሓለፍቲን ሰብ ሞያን ከምቲ ኣፍቲ ቁርፂ እዋን ዝገብርዎ ዝነበሩ ደገፍ ሐዚ እውን ሓገዞም ኣጠናኺሮሞ ክኸዱን ኣብ ጎኒ እቲ ሓዱሽ ኣመራርሓ ኮይኖም ፀገም ህዝቢ ትግራይ ክፈትሑን ፀዊዖም። ብወገኖም ካብኦም ዝግበር ትፅቢት ንምፍፃም ድልውነቶም ገሊፆም። ነቲ ሓዱሽ አመራርሓ ምስቲ ዘሎ ህልዊ ኩነታትን ምዝሕሓል ደገፍ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዝኸበደ ሓላፍነት ከምዝፅበዮ ተረዲኡ ምስ ኩሉ ብምትሕብባርን ዓቕምታቱ ብምውዳብን ሓላፍነቱ ክዋፃእ ብምልባው ሰናይ ስራሕ ዘመን ክኾን ተመንዮም። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 28 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et
104
8
+7
Немає тексту...
103
9
ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ሽመት መንግስቲ ትግራይ ንነበር ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ናይ ምፍናው ስርዓት ተሳሊጡ። 28 ግንቦት 2018 ዓ/ም ኣብ ዝተሳለጠ ናይ ምፍናው ስር+9
ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ሽመት መንግስቲ ትግራይ ንነበር ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ናይ ምፍናው ስርዓት ተሳሊጡ። 28 ግንቦት 2018 ዓ/ም ኣብ ዝተሳለጠ ናይ ምፍናው ስርዓት ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕና፣ኣመራርሓ ኣብ ጥዕና ዝነጥፉ ዓለምለኸን ሃገራውን ክልላውን መድረግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ብሰራሕተኛታት ቢሮ ጥዕናን ኣብ ገበርቲ ሰናያት ዝሰርሑ ሰብ ሞያን ዝተዳለወ ሽልማትን መዘከርታ ህያብን ብኢድ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ በሪሁን ተወከልቲ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዶ/ር በላይ ተስፋሁነይን ንዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ተበርኪቱ። ደ/ር ኣማኑኤል ንዝነበሮም ፃንሒት 4 ዓመት ኣብ ቢሮ ጥዕና ናይ የቐንየልና መልእኽቲ ብዶ/ር ፀጋይ በሪሁን ዶ/ር በላይ ተስፋሁን ቀሪቡ። ዶ/ር ኣማኑኤል ብወገኖም ብሰራሕተኛታት ቢሮ ጥዕናን ሰራሕተኛታት ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዝተገበረሎም ናይ ምፍናው ስርዓት ኣመስጊኖም። ስራሕቲ ጥዕና ትግራይ ተጠናኺሩ ክኸድን ካብዘለዎ ፀገም መሊኡ ክወፅእ ኣብ መሓውር ጥዕና ዘሎ ኩሉ በዓልሞያ ኣብ ገበርቲ ሰናይ ዝሰርሑ ዓለምለኸን ሃገራውን ክልላውን ሓለፍቲን ሰብ ሞያን ከምቲ ኣፍቲ ቁርፂ እዋን ዝገብርዎ ዝነበሩ ደገፍ ሐዚ እውን ሓገዞም ኣጠናኺሮሞ ክኸዱን ኣብ ጎኒ እቲ ሓዱሽ ኣመራርሓ ኮይኖም ፀገም ህዝቢ ትግራይ ክፈትሑን ፀዊዖም። ብወገኖም ካብኦም ዝግበር ትፅቢት ንምፍፃም ድልውነቶም ገሊፆም። ነቲ ሓዱሽ አመራርሓ ምስቲ ዘሎ ህልዊ ኩነታትን ምዝሕሓል ደገፍ ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ዝኸበደ ሓላፍነት ከምዝፅበዮ ተረዲኡ ምስ ኩሉ ብምትሕብባርን ዓቕምታቱ ብምውዳብን ሓላፍነቱ ክዋፃእ ብምልባው ሰናይ ስራሕ ዘመን ክኾን ተመንዮም። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 28 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et
104
10
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ትግራይ ኣብ ክላስተር ኒቱሪሽን ምስ ዝሰርሑ መድረግቲ ትካላት 27 ግንቦት 2018 ዓ/ም ሓባራዊ መድረኽ ምኽክር ኣሳሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ በሪሁ ኣፍቲ መ+9
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ትግራይ ኣብ ክላስተር ኒቱሪሽን ምስ ዝሰርሑ መድረግቲ ትካላት 27 ግንቦት 2018 ዓ/ም ሓባራዊ መድረኽ ምኽክር ኣሳሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ በሪሁ ኣፍቲ መድረኽ ምኽክር ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ እቲ መድረኽ ሓባራዊ ስራሕቲ ናይ ምፍላጥ ፣መድርግቲ ኣካላት ንዝሰርሕዎ ስራሕቲ ንምምስጋንን ቀፃሊ ሓቢርና ክንሰርሕ ዘለና ተበግሶ ንምግላፅ ዝዓለመ እዩ። ገበርቲ ሰናይ ትካላት ነቲ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ኣወዳድባ ዓቕሚ ብምጥቃም ኣብ ሓይሊ ሰብ፣ፋይናንሻልን ብዓይነትን ዝገብርዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ድማ ፀዊዖም። ዶ/ር ፀጋይ ዝመፅእ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ክውዕል ስርዓት ቁፅፅርን ተሓታትነትን ዘጠናኽር ደገፍን ክትትልን ክግበር ይግባእ ኢሎም። ስራሕ ኒትሩሽን ክቕፅል ስለዘለዎ እቲ ዝነበረ ተሳትፎ ተጠናኺሩ ክኸድ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ካብኡ ዝግበር ትፅቢት ንምፍፃም ድልው ምዃኑ ብምፍላጥ ሓቢሮም ክሰርሑ ፀዊዖም። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 27 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
119
11
ዕድል ትምህርቲ+1
ዕድል ትምህርቲ
121
12
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ሽመት መንግስቲ ትግራይ ኣብ ሞንጎ ነባርን ሓዱሽን ሓለፍቲ ርኽክብ ስራሕ ኣሳሊጡ። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 26 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.g+9
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ሽመት መንግስቲ ትግራይ ኣብ ሞንጎ ነባርን ሓዱሽን ሓለፍቲ ርኽክብ ስራሕ ኣሳሊጡ። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 26 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
147
13
መልእኽቲ ጥዕና! ዝተመሓየሸ ሽቓቕ ምጥቃም ካብ ብዙሓት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ይከላኸል። 👉 ዝተመሓየሸ ሽቓቕ እንትበሃል ፅሩይን ተሓፂቡ ክፀሪ ዝኽእልን፣ ሃመማን ካልኦት እንስሳት ብቐሊሉ ከይኣትዉን ከይወፁእን ዝገብር ግጡም መኽደን ዘለዎ ኮይኑ፣ ከባቢ ዘይብክልን ናይ ወዲ ሰብ ክብርን ነፃነትን ብዘረጋግፅ መንገዲ ዝተሰርሐን ማለት እዩ፡፡ ዝተመሓየሸ ሽቓቕ እንትበሃል ሰባት ኣብ ዝደለይሉ እዋን ኽጥቀምሉ ዝኽእሉ ናይ ድሕንነት ፀገም ዘይብሉ ፅኑዕ ኽፈርስ ዘይኽእል እንትኸዉን እዩ። ዝተመሓየሸ ሽቓቕ ክንብል ከለና ምስ ፍታን ክህሉ ዝኽእል ምንኽኻእ ንምዉጋድ ዝሕግዝ ኢድ መሕፀቢ ምስ ሳሙና እንትህልዎ እዩ ። እዙይ ድማ ልክዕ ሽቓቕ ምስ ተጠቐምና ኢድና ብሳሙና ብምዕፋር ተሓፂብና ታህዋስ መምፃእቲ ሕማማት ንምዉጋድ የኽእል። 👉 ሕማም ንምክልኻል ዘኽእል ከይዲ ኣጠቓቕማ ዝተመሓየሸ ሽቓቕ ✅ ንስድራ እኹል ዝኾነ፣ ዝተኸለለ፣ ዝሕፀብ፣ ማይ ቐረብ ዘለዎ ሰሪሕኻ ብኣግባቡ ምጥቓም ✅   ኩሉ ግዜ ኣብ ሽቓቕ ብምጥቃም ከባቢናን መንበሪ ገዛናን ካብ ሃመማን ርስሓትን ነፃ ምግባር፡፡ ✅   ህፃውንቲ ካብ ሽቓቕ ወፃኢ ኣብ ደገ እንትፍትኑ ፀሪግና ናብ ሽቓቕ ምውጋድ። ✅  ድሕሪ ሽቓቕ መልሲ ኩሉ ግዜ ኢድና ብዝግባእ ብማይን ሳሙናን ምሕፃብ ✅   ከባቢና ምስ ኣፅረና ኩሉ ግዜ ኢድና ብማይን ሳሙናን ብዝግባእ ንተሓፀብ፡፡ ጥቕሚ ዝተመሓየሸ ሽቓቕ 🥇 ካብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ማለት እዉን፣ ካብ ሕማም ኮሌራ፣ ኣሜባ፣ ጃርዲያ፣ ታይፎይድ፣ ፖሊዮ፣ ብልሃርዝያ፣ ትራኮማን ኒሞንያን ዝኣመሰሉ ልዕሊ 15 ዓይነት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ምክልኻል ይከኣል ። 🥈ፅሩይ ኸባቢ ንምንባሩ ምዕሩይ፣ ንኣጠቓቕሙ ምዕሩይ ብምዃኑ ብናፅነት ክንጥቀምን ካብ ዘይተደለየ ምዕቃብን ቃንዛን ንቕንስ። በዚ ስዒቦም ዝመፁ ዝነበሩ ሕማማት ምክልኻል ንኽእል ። 🥉ናብ ሕክምና ኸይድና ነዉፀኦ ወፃኢ ነትርፍ፣ ንሞት ተቓላዓይነት ንቕንስ፣ ሓሚምና ነሕልፎ ቓንዛ ነዉግድ፣ ኣብ ሕክምና ነሕልፎ ግዜ ናይ ባዕልና ክንክን ዝገብሩ ስድራን ናብ ግዜ መፍረያይነት ይድመር፣ ብሕማም ካብ ትምህርቲ ምትራፍ ምቕናስ ንኽእል ። 💡 ብሓፈሻ ዝተመሓየሸ ሽቓቕ ምህላዉ ክብሩን፣ ጥዕንኡን ዝተሓለወ ሕጉስ ስድራ ክህልወና ይሕግዝ። ብከይደዲ ስራሕ ምስጓም ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን ዝተዳለወ። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 21 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
226
14
Немає тексту...
168
15
+7
Немає тексту...
166
16
ብሰንኪ ምትካኽ ትምባኾን ኒኮቲንን ዝስዕብ ፀገም ጥዕና፣ ፀገም ቁጠባን ማሕበራዊ ተነፅሎን ንምውጋድ ግደ ሚድያታት፣ መራሕቲ ሃይማኖት ፣ሕብረተሰብን ካልኦት መድረግቲ ኣካላትን ዝለዓለ ብምዃኑ ትኹረት ተዋሂቡ ክስረሐሉ ፃውዒት ቀሪቡ። እዚ ፃውዒት ዝቐረበ በዓል መዚ ቁፅፅር ምግቢ፣መድሓኒትን ትካላት ጥዕናን ትግራይ 23 ግንቦት ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ዘይምትካኽ ሽጋራ ምኽንያት ብምግባር 21 ግንቦት 2018 ዓ/ም ንማድያታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ እዩ። ንሚድያታት መብርሂ ዝሃቡ ሓላፊ እቲ በዓል መዚ ኣይተ ነጋሲ ተ/ሃይማኖት ናይ ሎሚ ዓመት ዓለም ለኸ-መዓልቲ ዘይምትካኽ ትምባኾ "ንወልፊ ትንባኾን ኒኮቲንን ዘቃልዑ ስልትታት ኢንዱስትሪ ነጋልፅ "ብዝብል ቴማ ከምዝበዓል ገሊፆም። ብሰንኪ ምትካኽ ሽጋራ ብብርኪ ዓለም ቀዳማይ ብርኪ ሰሓብቲ 8 ሚልዮን በቢዓመቱ ዝሞቱ ኾይኖም ካልኣይ ብርኪ ሰሓብቲ ድማ 1ሚልዮን ከምዝሞቱን ተሓቢሩ። ምትካኽ ሽጋራ ዝኸፈአ ፀገም ጥዕና ካብ ምብፃሕ ብተወሳኺ ማሕበራዊ ተነፅሎን ቁጠባዊ ፅዕንቶን ከምዝስዕብን ነዚ ኩሉ ብምግንዛብ ግዳያት ካፍቲ ፀገም ክወፁን ካልኦት ሓደሽቲ ከይኣትዉን ትካላት ሚድያ፣መንግስታውን ዘይ መንግስታውን ትካላን ሃይማኖት ትካላትን ሓላፍነተን ክዋፀኣ ኣይተ ነጋሲ ፀዊዖም። ትግራይ ቅድሚ እቲ ጆነሳይዳዊ ኲናት ሽጋራ ዘይትከኸላ ተባሂላ መርኣያ ምንባራን ዝሓበሩ ኣይተ ነጋሲ ድሕሪ ኲናት ግና ኣብ ምኽባር ሕግን ተገዳስነት ማሕበረሰብን ዓለምለኸ ንግዲ ኲናት ብዝፈጠሮ ፅዕንቶ ንድሕሪት ምምላስ ከምዘሎን ናብ ዝነበርናዮ ንምምላስ ተዋዲድካ ምስራሕ ከምዘድልን ሓቢሮም። ኣብ ክልልና ዘሎ ሕዛዊ ተጠቃምነት ትምባኾን ይኹን ኣብ ጥዕናን ቁጠባን ዘብፅሖ ጉድኣትን ፈሊጥካ መፍትሕታት ንምንፃር ግደ ተመራመርቲ ዝለዓለ ብምዃኑ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ብትኹረት ክሰርሑሉ ኣይተ ነጋሲ ፀዊዕም። ኣብ መወዳእታ ሰብ-ሞያ ቁፅፅር ጥዕና ፣ ሕብረተ-ሰብ፣ ሰብ ሞያ ሕግን ኣካላት ፀጥታን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ዝኣቱ ትምባኾ ኣብ ምቁፅፃር ይኹን ሽጋራ ምትካኽ ኣብ ዘይፍቀዶም ከባቢታት ከይትከኽ፣ብዘይ ፍቓድ ከየከፋፍልን ተዋዲዶም ክሰርሑን ኣይተ ነጋሲ ተላብዮም። ቢሮ ጥዕና ትግራይ 21 ጉንበት 2018 ዓ/ም መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
166
17
መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት! "20 ጉንበት እምነ ኩርናዕ ምውሓስ ልኣላውነትና!" ኣብ ስርዓት ጥዕናና ዓሲልኩም ኩሎም ፀገማት ተፃዊርኩም ህዝብኹም ኣብ ምግልጋል ትርከቡ መላእ ሰራሕተኛታት ቢሮ ጥዕና ትግራይን መዘና ኣልቦ ለባምን ጀግናን ህዝቢ ትግራይን፣እንኳዕ ንመበል 35 ዓመት ዝኽበር በዓል ዓወት 20 ግንቦት 2018 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሓኩም። "20 ጉንበት እምነ ኩርናዕ ምውሓስ ልኣላውነትና!" ብዝብል ቴማ ሎሚ ዓመት እንትነኽብር ብሰንኪ ጅነሳይዳዊ ኲናት ዝዓነወ ስርዓት ጥዕናና ናብ ንቡር መሊስና ፃምእ ግልጋሎት ጥዕና ህዝብና ንምርዋይ ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ብፅንዓትን ተፃዋርነትን ተዋዲድና ብምስራሕ ከምእነዐውቶም ኣይንጠራጠርን። ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን እትርከቡ መላእ ህዝብናን መሓዙት ልምዓትናን እንኳዕ ንዝኽሪ በዓል 20 ጉንበት 2018 ዓ.ም ብሰላም ኣብ ፀሐኩም እናበልና ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ዳግመ ሕውየት ስርዓት ጥዕናና ብዕውት መንገዲ ንኽሳኻዕ እቲ ልሙድ ሓገዝኩምን ተሳትፎኹምን ተጠናኺሩ ክቕፅል ፃውዒትና ነቕርብ። 20 ጉንበት እምነ ኩርናዕ ምውሓስ ልኣላውነትና! 20 ጉንበት 2018 ዓ/ም ቢሮ ጥዕና ትግራይ መቐለ Email: info@trhb.gov.et Website: www.trhb.gov.et Facebook: @TigrayRHB Twitter: x.com/TigrayRHB YouTube: @TigrayRHB Tiktok: TigrayRHB WhatsApp: https://bit.ly/3AkwXCm
173
18
መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት
መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት
144
19
ውፅኢት ፈተና+8
ውፅኢት ፈተና
196
20
ፅቡቕ ስራሕ ዲያስፖራ ተጋሩ
ፅቡቕ ስራሕ ዲያስፖራ ተጋሩ
176