fa
Feedback
Messebo Cement Factory PLC

Messebo Cement Factory PLC

رفتن به کانال در Telegram
2 118
مشترکین
-124 ساعت
-17 روز
+730 روز

در حال بارگیری داده...

ابر برچسب‌ها
هیچ داده‌ای
مشکلی وجود دارد؟ لطفاً صفحه را تازه کنید یا با مدیر پشتیبانی ما تماس بگیرید.
اشارات ورودی و خروجی
---
---
---
---
---
---
جذب مشترکین
ژوئیه '26
ژوئیه '26
+15
در 0 کانال‌ها
ژوئن '26
+207
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '26
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '26
+6
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '26
+36
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '26
+9
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '26
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '25
+24
در 0 کانال‌ها
Get PRO
نوامبر '25
+12
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اکتبر '25
+10
در 0 کانال‌ها
Get PRO
سپتامبر '25
+10
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اوت '25
+20
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '25
+72
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '25
+36
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '25
+29
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '25
+81
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '25
+123
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '25
+51
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '25
+39
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '24
+51
در 0 کانال‌ها
Get PRO
نوامبر '24
+109
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اکتبر '24
+140
در 0 کانال‌ها
Get PRO
سپتامبر '24
+92
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اوت '24
+191
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '24
+292
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '24
+306
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '24
+80
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '24
+96
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '24
+53
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '24
+53
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '24
+68
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '23
+741
در 0 کانال‌ها
تاریخ
رشد مشترکین
اشارات
کانال‌ها
22 ژوئیه0
21 ژوئیه0
20 ژوئیه0
19 ژوئیه+1
18 ژوئیه0
17 ژوئیه+1
16 ژوئیه+1
15 ژوئیه+1
14 ژوئیه0
13 ژوئیه+2
12 ژوئیه0
11 ژوئیه+4
10 ژوئیه+1
09 ژوئیه+1
08 ژوئیه0
07 ژوئیه0
06 ژوئیه+1
05 ژوئیه0
04 ژوئیه0
03 ژوئیه0
02 ژوئیه+1
01 ژوئیه+1
پست‌های کانال
ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ ▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ ሎመዓንቲ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢት
+3
ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ ▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ ሎመዓንቲ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ፣ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘኹርዕን ብሉፅን ዓወት ኣመዝጊባ እያ። ኣብቲ 26.91 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ናይ ጁኒየር ደቂ ተባዕትዮ ውልቀ ክሮኖ ሜትር (ITT) ውድድር፡ ተቐዳደምቲ ጋንታና ንመላእ ተወዳደርቲ ብምብላፅ ነቲ ውድድር ብዓብላሊ ፀብለልታ ዛዚመምዎ ኣለዉ። ብፍላይ ሻምፒዮን ናይዚ ውድድር ዝኾነ ጆናት ገብረስላሴ ነቲ ርሕቀት ብ 00:34'57:29 ብምዝዛም፣ ኣብ ሰዓት ብማእኸላይ 46.7 ኪ/ሜ ብምጉዓዝ ፍሉይ ብቕዓት ኣመዝጊቡ እዩ። ደረጃን ውፅኢትን ተቐዳደምቲ ጋንታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ፦ 🥇 1ይ - ጆናት ገብረስላሴ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) — 00:34'57:29 | ፍጥነት፡ 46.7 ኪ/ሜ 🥈 2ይ - ሚኪኤለ ገረዚሄር (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 4ይ - ተመስገን ፍትዊ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 7ይ - ኒቆዲሞስ ታደሰ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 11ይ - ደጀን ቀለም (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር

2
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ፍርያት ንምጅማር ምድላዋቱ ወጊኑ! ==================================== ብሰንኪ ሕፅረት እታወት ሕመት እምኒ (coal) ን ኣዋርሕ ፍርያቱ ተኣጓጒሉ ዝፀንሐ+1
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ፍርያት ንምጅማር ምድላዋቱ ወጊኑ! ==================================== ብሰንኪ ሕፅረት እታወት ሕመት እምኒ (coal) ን ኣዋርሕ ፍርያቱ ተኣጓጒሉ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገማት ብጊዜያዊነት ፈቲሑ ኣብ ቀረባ እዋን ስሩዕ ፍርያቱ ንምጅማር ዘኽእሎ ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ንክቡራን ዓማዊልና ክንገልፅ ንፈቱ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ እታዎታት ምህርቲ ኣብ መሸጢ ምህርትና ወሰኸ ዋጋ ከምዝገበርና እናፍለጥና ሲሚንቶ ዓዲግኩም ሲሚንቶ ዘይፀዓንኩም ዓማዊልና በቲ ዝተገበረ ወሰኽ ዋጋ ምስትኽኻል ክፍሊት ወጊንኩም ክትፀንሑ እናሓበርና ዝርዝር ወሰኽ ዋጋ ኣብ ዕላዊ ሰሌዳ ማርኬቲንግን ማሕበራዊ ገፅ ፋብሪካና ክንጥቀዐልኩም ምዃንና ንሕብር ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
1 494
3
#መጠቓለሊ ግጥማት ውድድር ኩዕሶ እግሪ #ፅዋዕ_መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ ቀዳማይ ዲቪዥን 2018 ኮይና። 24 ጋንታታት+2
#መጠቓለሊ ግጥማት ውድድር ኩዕሶ እግሪ #ፅዋዕ_መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ ቀዳማይ ዲቪዥን 2018 ኮይና። 24 ጋንታታት ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን እንዳካየደኦ ዝነበረ ብፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመወሎ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ፡ ካብ ሰለስቲኡ ምድብ ብሉፃት 8 ናብ መጠቓለሊ ግጥማት ሓሊፈን ካብ ዝሓለፈ ሰንበት ጀሚረን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ፀወተአን እንዳካየዳ ድሕሪ ምፅናሕ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ 2018 ንምፍላይ ፀወታ ፍፃመ ተካይዱ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንፖሊስ ዋልታ ትግራይ 1ን0 ብምስዓር ሻምፒዮና እቲ ዉድድር ኮይና ዛዚማ። ብርክት ዝበሉ መፍቀርቲ ስፖርትን ደገፍቲ ክልቲኤን ጋንታታት ኣብ ዝተረከብሉ ፀወታ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብዘቁፀሩዋ ሸቶ እያ ተዓዊታ። ንተዓዋቲት ጋንታ ድማ ሽልማት ፅዋዕ ሜዳሊያን ገንዘብን ተበርኪቱ። ንደረጃ ኣብ ዝተካየደ ፀወታ ሽራሮ ንጋንታ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ 2ን0 ብምስዓር ሳልሰይቲ ኮይና ዛዚማ። ንካልኣይትን ሳልሰይትን ዝወፃ ጋንታታት ዉን ሽልማት ሜዳሊያን ገንዘብን ተበርኪቱ እዩ። # ዳኒኤል ወርቅልኡል face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር ‎ ‎
1 399
4
ብኣሰናዳእነት ፌደሬሽን ብሽክሌታ ትግራይ ብስፖንሰር ባንኪ ወጋገን ዝካየድ ዘሎ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክሌታ ትግራይ ኦሎምፒክ ሲስተም ቀፂሉ ሎማዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ስራዋት መበገሲን መዛዘምን ዝገበረ+1
ብኣሰናዳእነት ፌደሬሽን ብሽክሌታ ትግራይ ብስፖንሰር ባንኪ ወጋገን ዝካየድ ዘሎ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክሌታ ትግራይ ኦሎምፒክ ሲስተም ቀፂሉ ሎማዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ስራዋት መበገሲን መዛዘምን ዝገበረ 31 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኮርስ ደቂ ተባዕትዬን 25 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኮርስ ናይ ግሊ ሰዓት ሙከራ ውድድር ተኻይዱ ። ተወዳዳራይ ጋንታ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ተመስገን ፍትዊን ተወዳዳሪት ጋንታ ትራንስ ኢ/ያ ኣብረሀት ገ/ሚካኤል ተዓዊቶም ።
1 208
5
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ክኾነልና ይምነ። ዒድ ሙባረክ! face book-http
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ክኾነልና ይምነ። ዒድ ሙባረክ! face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
1 030
6
ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ ! =============================== ኣብ ጋና ከተማ ኣንካራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24 ሻምፒዮና ኣፍሪካ ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ+1
ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ ! =============================== ኣብ ጋና ከተማ ኣንካራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24 ሻምፒዮና ኣፍሪካ ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነት ኣትሌት ስምረት በርሀ ኣብ ሓፂር ግዘ ንሃገር ብምውካል ብ15/05/2026 ኣብ ዝተገበረ 10,000 ሜትር ውድድር ምስ ብዙሕ ልምዲ ዘለወን ኣትሌታት ተወዳዲራ 5ይ ደረጃ ሒዛ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኾይና ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር ‎
856
7
#ፅዋዕ_መሰቦ_ተዛዚሙ 24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድ+4
#ፅዋዕ_መሰቦ_ተዛዚሙ 24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድር ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ምስ ቀመር ልቃሕን ዕቋርን ፀዋተአን ዘካየዳ ኰይነን 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ጋንታ ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ብዘዋህለሎቶ ድምር ውፅኢት ሻምፕዮን እቲ ምድብ ኰይና። ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፀዋታ ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ስሚንቶ ፍብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ ፋብሪካ መሰቦ ንዕብየት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ዝጀመሮ ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር ‎ ‎
892
8
+2
بدون متن...
944
9
#ዓለምለኸ_መዓልቲ_ሸቃሎ #May_Day ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 51 ጊዜ ዝዝከር ዘሎ ዓለምለከ መዓልቲ ሸቃሎ ብብረኪ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ተኸቢሩ። መሰል ሰራሕተ+9
#ዓለምለኸ_መዓልቲ_ሸቃሎ #May_Day ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 51 ጊዜ ዝዝከር ዘሎ ዓለምለከ መዓልቲ ሸቃሎ ብብረኪ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ተኸቢሩ። መሰል ሰራሕተኛታት ምኽባር መሰረት ኢንዳስትሪ ሰላምን መፍረያይነትን እዩ ብዝብል ቴማ ሎሚዘበን ንመበል 51 ገዜ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሸቃሎ እንትዝከር ዓንድሕቆ ኢንዳስትሪ ሸቃላይ (ሰራሕተኛ ) ምዃኑ ተገንዚቡ መሰልን ድሕንነትን ሰራሕተኝኡ ዘኽብር ኢንዳስትሪ ንምፍጣር ፣ ሸቃላይ መሰሉን ግቡኡን ፈልዩ ግቡኡ ክፍፅምን ንመሰሉ ጠጠው ክብልን ፤ኣብ ምስሳን መፍረያይነትን ምስፋን ኢንዳስትርያዊ ሰላም ሰራሕተኛን በዓል ዋና ኢንዳስትሪን ተዋዲዶምን ተደጋጊፎምን ዝሰርሑሉ ባይታ ኣብ ምፍጣር ክስራሕ ከምዝግበኦ ድማ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ ።
949
10
+1
بدون متن...
855
11
ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ብሽክሌተኛ #ብዛዮ_ተስፉኡ ኣብ መድረኽ ዓለም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ ======================================== ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ+2
ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ብሽክሌተኛ #ብዛዮ_ተስፉኡ ኣብ መድረኽ ዓለም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ ======================================== ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ጅግና ተቐዳዳማይ ብዛዮህ ተስፉ (Bizaye Tesfay) ንዓለምለኸ ጋንታ Madar Pro Cycling Team ወኪሉ ኣብ ዝሳተፈሉ ዘሎ ቱር ዲ ኣልጄሪ 2026፡ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቡ ውዒሉ! ሎማ ኣብ ዝተኻየደ 8ይ መድረኽ እቲ ቱር ካብ ሼየፍ ናብ ሃማም ሪግሃ (125.4 ኪ.ሜ)ዝሸፈነ ውድድር ብዛዮህ ምስቲ ውሩይ ተቐዳዳማይ ቤልጂየም ዮርቤን ላውርይሴን (ካብ ጋንታ Tarteletto-Isorex) ብምግጣም፡ ክሳብ መወዳእታ ካልኢት ዝተሓንሓነሉ ብርቱዕ ውድድር 2ይ ደረጃ ሒዙ ዛዚሙ። እዚ ውፅኢት ንመላእ ኣብቲ ዓውዲ ዘለው ተቀዳደምቲ ብሸክሌታ ሓበንን ተስፋን ዝፈጥር እዩ ክብል ኣሰልጣኒ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ መንእሰይ ክብሮም ትክቦት ገሊፁ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
767