fa
Feedback
መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

رفتن به کانال در Telegram

Mesob Tigrigna is an Online Social Media Platform that disseminates up-to-date and/or helpful 👉 News 👉 Health 👉 Sports 👉 Technology , and 👉 Personal Development Tips in Tigrigna Language from Professional and credible sources.

نمایش بیشتر
2 824
مشترکین
اطلاعاتی وجود ندارد24 ساعت
-107 روز
-5330 روز

در حال بارگیری داده...

ابر برچسب‌ها
هیچ داده‌ای
مشکلی وجود دارد؟ لطفاً صفحه را تازه کنید یا با مدیر پشتیبانی ما تماس بگیرید.
اشارات ورودی و خروجی
---
---
---
---
---
---
جذب مشترکین
فوریه '26
فوریه '26
+1
در 0 کانال‌ها
ژانویه '26
+4
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '25
+8
در 0 کانال‌ها
Get PRO
نوامبر '25
+14
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اکتبر '25
+18
در 0 کانال‌ها
Get PRO
سپتامبر '25
+16
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اوت '25
+26
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '25
+16
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '25
+13
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '25
+15
در 0 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '25
+19
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '25
+27
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '25
+19
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '25
+21
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '24
+39
در 0 کانال‌ها
Get PRO
نوامبر '24
+31
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اکتبر '24
+102
در 0 کانال‌ها
Get PRO
سپتامبر '24
+76
در 0 کانال‌ها
Get PRO
اوت '24
+105
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئیه '24
+200
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژوئن '24
+124
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مه '24
+148
در 1 کانال‌ها
Get PRO
آوریل '24
+287
در 0 کانال‌ها
Get PRO
مارس '24
+174
در 0 کانال‌ها
Get PRO
فوریه '24
+401
در 0 کانال‌ها
Get PRO
ژانویه '24
+470
در 0 کانال‌ها
Get PRO
دسامبر '23
+2 162
در 1 کانال‌ها
تاریخ
رشد مشترکین
اشارات
کانال‌ها
16 فوریه0
15 فوریه0
14 فوریه0
13 فوریه0
12 فوریه0
11 فوریه0
10 فوریه0
09 فوریه0
08 فوریه0
07 فوریه0
06 فوریه0
05 فوریه0
04 فوریه0
03 فوریه0
02 فوریه+1
01 فوریه0
پست‌های کانال
ካብ 22-25 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ዝካየድ #ነፃ_ወፍሪ #መጥባሕቲ_ሕክምና #ሼር ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ኣኽሱም ኣብ ሆስፒታል ኪዳነምህረት ዓድዋ ደምበስኮ ነፃ ወፍሪ ሕክምና
+1
ካብ 22-25 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ዝካየድ #ነፃ_ወፍሪ #መጥባሕቲ_ሕክምና #ሼር ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ኣኽሱም ኣብ ሆስፒታል ኪዳነምህረት ዓድዋ ደምበስኮ ነፃ ወፍሪ ሕክምና ዓይኒ ከካይድ እዩ ። ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ኣኽሱም ብሓገዝ ኪዩር ብላይንድነስ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንዝመፀ ወገናት ኣብ ከተማ ዓድዋ ሆስፒታል ኪዳነምህረት ዓድዋ ደምበስኮ ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና ሞራ ዓይኒ (ስብሒ ዓይኒ) ክህብ እዩ ። ካብ 22-25 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ዝካየድ ነፃ ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና ሞራ ዓይኒ (ስብሒ ዓይኒ) ንምስላጥ ኣብ ዝተመረፃ ወረዳታትን ሆስፒታላትን ናይ ምምማይ ስራሕቲ ይካየድ ከም ዘሎን በዙይ መሰረት ናይ ምርኣይ ፀገም ዘለዎም ኩሎም ወገናት ኣብ ቀረበኦም ዝርከብ ጥዕና ትካል ከይዶም ንክረኣዩን ተጠቀምቲ ናይዚ ዕድል ንክኾኑን እቲ ሆስፒታል ፀዊዑ ኣሎ ። ነቲ ግልጋሎት ንምርካብ ዝመፁ ወገናት ናይ ምግቢ : መደቀሲ: መድሐኒት ከምኡ እውን ናይ ትራንስፖርት ወፃኢታት በቲ ሆስፒታልና ዝሽፈን ከምዝኾነ እውን ገሊፁ ።

2
Enjoy our content? Advertise on this channel and reach a highly engaged audience! 👉🏻 It's easy with Telega.io. As the leading platform for native ads and integrations on Telegram, it provides user-friendly and efficient tools for quick and automated ad launches. ⚡️ Place your ad here in three simple steps: 1 Sign up 2 Top up the balance in a convenient way 3 Create your advertising post If your ad aligns with our content, we’ll gladly publish it. Start your promotion journey now!
758
3
🍻ሳዕቤናት ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ዓቕሚ ምርባሕ ደቂ ተባዕትዮ፦ 🥃ኣብ ካልአዋይ ብርኪ ፆታዊ ለውጥታት ደቂ ተባዕትዮ ፅልዋ የምፅእ።ማለት'ውን 🕹 ምቕናስ መግለፂ ወዲ ተባዕታይ ዝኾኑ ፀጉርታት 🕹ም
🍻ሳዕቤናት ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ዓቕሚ ምርባሕ ደቂ ተባዕትዮ፦ 🥃ኣብ ካልአዋይ ብርኪ ፆታዊ ለውጥታት ደቂ ተባዕትዮ ፅልዋ የምፅእ።ማለት'ውን 🕹 ምቕናስ መግለፂ ወዲ ተባዕታይ ዝኾኑ ፀጉርታት 🕹ምዕባይ ጡብ 🕹ምእካብ ስብሒ ከብዲ ኣብ ጭዋዳታት ጎሎ 🥃ኣብ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ (Sperm) ዝተፈላለዩ ፀገማት የምፅእ። ንኣብነት፦ 🕹መጠን ምምራት ዘርኢ ይቕንስ 🕹ፅርየትን ስራሕን ዘርኢ ይቕንስ 🕹ምንቅስቓስ (Motility) የዳኽም 🕹ዘይስሩዕ ቅርፂ(Morphology) ዘርኢ ክህሉ ይገብር 🕹ምዝባዕ ሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ የምፀእ 🥃ካልኦት ሳዕቤናት ድማ፦ 🕹ኣብ ናይ ዘርኢ DNA ጉድኣት ብምምፃእ ኣፈጣጥራ ፀገም ዘለዎ ቆልዓ(Birth defect) ክፍጠር ይገብር። 🕹ፀገም ስምዒት ምልዓል ፆታዊ ርክብ 🕹ድኽመተ ፆታዊ ርክብ 🕹ምቕናስ ድልየት ፆታዊ ርክብ 🕹ፀገም ጠጠው ምባል ብልዕቲ 🖲ኣስተውዕሉ፦ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ሳዕቤናት ኣልኮላዊ መስተ ብምቁራፅ ክስተኻኸሉ ይኽእሉ እዮም። ❇️ብ ዶ/ር ወልዳይ ኣባዲ | ስፔሻሊስት ማህፀንን ጥንስን | 📷
901
4
+1
بدون متن...
929
5
ደንቢ ቁፅሪ 30/2018 #መሰል_ተጠቃምነት #ሓይሊ_ፀጥታ_ትግራይ ፀዲቁ ተግባራዊ ንኽበር ተመሪሑ ኣሎ። መሶብ ትግርኛ+9
ደንቢ ቁፅሪ 30/2018 #መሰል_ተጠቃምነት #ሓይሊ_ፀጥታ_ትግራይ ፀዲቁ ተግባራዊ ንኽበር ተመሪሑ ኣሎ። መሶብ ትግርኛ
1 118
6
#ጥንሲ_መዓዝ_ይፍጠር? ደቅ ተንስትዮ ብ ድልየተን ተመርኲሰን ብምህላው ወርሓዊ ፅግያት ክጠንሳን ክከላኸላን ይኽእላ። ብ መጀመሪ መዓልቲ ወርሓዊ ፅግያት መዓልታዊ ቆፀራ ብምግባር ➊ ካብ 1 ክሳብ 7ይ+1
#ጥንሲ_መዓዝ_ይፍጠር? ደቅ ተንስትዮ ብ ድልየተን ተመርኲሰን ብምህላው ወርሓዊ ፅግያት ክጠንሳን ክከላኸላን ይኽእላ። ብ መጀመሪ መዓልቲ ወርሓዊ ፅግያት መዓልታዊ ቆፀራ ብምግባር ➊ ካብ 1 ክሳብ 7ይ መዓልቲ 95_100% #ጥንሲ_አይፍጠርን፤ እዚ ካብ ምፍላም ክሳብ ምፅራይ ወርሓዊ ፅግያት ኣብ ዘሎ እዋን እዩ። ➋ ካብ 8 ክሳብ 10ይ መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ40_60% #ጥንሲ_ይፍጠር፤ ➌ ካብ 11 ክሳብ 16 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ 80_100% #ጥንሲ_ይፍጠር፤ ➍ ካብ 17 ክሳብ 19 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ 40_60% #ጥንሲ_ይፍጠር፤ ➎ ካብ 20 ክሳብ 26 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ 95_100% #ጥንሲ_ኣይፍጠርን፤ ➏ ካብ 27 ክሳብ 32 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ወርሓዊ ጽግያት ዝረኣየሉ ስለልኾነ ኣይጥነስይ። ጥዕና ይሃበለይ መሶብ ትግርኛ
710
7
#ተጠቃማይነት #ሰራዊት_ትግራይ ዝምልከት ብካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ #ዝፀደቐ_ደንቢ ኣፈፃፅማ ነዚ ይመስል። እዚ ንተግባራውነቱ ኣብ ዝሓፀረ መዓልቲ ናብ ታሕቲ ክወርድ ትፅቢት ይግበር። ተደጋጋሚ+5
#ተጠቃማይነት #ሰራዊት_ትግራይ ዝምልከት ብካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ #ዝፀደቐ_ደንቢ ኣፈፃፅማ ነዚ ይመስል። እዚ ንተግባራውነቱ ኣብ ዝሓፀረ መዓልቲ ናብ ታሕቲ ክወርድ ትፅቢት ይግበር። ተደጋጋሚ ሕቶ ዝቐርበሉ ዝነበረ ናይ መንበሪ ገዛ መሬት ሕቶ ድማ ኣብዚ ደንቢ በብ3ተ ብርኪ ተፈልዩ ንተግባራውነቱ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ወሪዱ ኣሎ። እዚ ናብ ባይታ ቶሎ ወሪዱ ተፈፃሚ ክኾን ድማ ኩሉ ዝምልከቶ መንግስታዊ ኣካል ብዕቱብ ክሰርሐሉ ይግባእ። ፍልፍል #ፈታዊ ለዉጢ
1 020
8
https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c8x58l0gy52o?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR4wnvAnJl-boA_kjLnrGcsbQ3VEuEL3PzqRsR6m6t4keEyTrOTHEXADqlytbQ_aem_O0am_YdZL4gzJ1zT2RW5OQ
838
9
#ሓዱሽ እርከን #መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዕላዊ ኮይኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ዕላዊ ዝገበሮ እቲ ሓዱሽ እርከን መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።+2
#ሓዱሽ እርከን #መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዕላዊ ኮይኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ዕላዊ ዝገበሮ እቲ ሓዱሽ እርከን መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
1 074
10
#ሓሳኹ_ኸብዲ 📌 ኣብ ከብደይ ሓሳኹ እናበዝሑ ሰገራይ እናወፀ ተፀጊመ። እንታይ ይኸውን ⁉️ 👉 ሓሳኹ ከብዲ 🎯 ሓዳኹ ኸብዲ ክልተ ዓይነት ኮይኖም ጠፍጣፋ ወይድማ ኸበብቲ እዩም። መብዛሕቲኡ እዋን
#ሓሳኹ_ኸብዲ 📌 ኣብ ከብደይ ሓሳኹ እናበዝሑ ሰገራይ እናወፀ ተፀጊመ። እንታይ ይኸውን ⁉️ 👉 ሓሳኹ ከብዲ 🎯 ሓዳኹ ኸብዲ ክልተ ዓይነት ኮይኖም ጠፍጣፋ ወይድማ ኸበብቲ እዩም። መብዛሕቲኡ እዋን ናብ ከብድና ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝኣቱ ኮይኑ 📌#ብ ኣፍ 📌#ብኣፍንጫ 📌#ብምትንፋስ እንቋቑሖኣኦም ክኣቱን ኣብ ከብዲ ምስ ኣተወ ይራባሕ። 🎯 ብኸመይ ናብ ሰውነትና ይ ኣቱ? 📌#ፅሬት ዘይብሉ ምግቢ ምምጋብ 📌#ዝተበከለ ማይ ምስታይ 📌#ብጥራይ እግሪ ምኽያድ 📌#ግለ ፅሬት ዘይምሕላው 📌#ኸባብያዊ ፅሬት ዘይምሕላው ብፍላይ ድማ ብ ሓሳኹ ዝተጠቕዑ እንስሳት ሓቢርካ ምንባር #ምክልኻል ዓቅሚ ሰውነት ምድኻም፥ ብፍላይ ድማ ብሕማም ኤች ኣይ ቪ ን ሽኮርን ምልክታት ሓሰኻ ኸብዲ እንታይ እዩ ❓ 👉 ምርኣይ ሓሳኹ ኣብ ሰገራ ☝️ ቑርፀት ማእከላይ ከብዲ ☝️ ኽብዲ ድርቐት ☝️ ተቕማጥ ☝️ ምግቢ ሸውሃት ምልዋጥ( ምቕናስ ወይድማ ምውሳኽ) ☝️ ኸብዲ ምንፋሕ/ ፈሲ ምብዛሕ ☝️ ምሕካኽ መቐመጫ ✍ ምክልኻል ሓሳኹ ከብዲ ብኸመይ ይከኣል? 🔹 ፍረታት ቅድሚ ምብላዕካ ኣጸቢቕካ ምሕጻብ 🔹 ቅድሚ ምብላዕካ መግቢ ብጽቡቕ ምብሳል 🔹 ዝፈልሐ ወይ ዝተጻረየ ማይ ምጥቃም 🔹 ፅሬት ምሕላው 🔹 ቅድሚ ምብላዕና፣ ኣብ እዋን ምብሳልን ናብ ሽቓቕ ድሕሪ ምኻድን ኢድና ብማይን ሳሙናን ምሕፃብ። ከምኡ’ውን እንስሳታት ገዛ ድሕሪ ምትንካፍካ ኣእዳውና ኣጸቢቕካ ምሕጻብ። 🔹 ጥራይ እግርኻ ዘይምክያድ 🔹 ናብ ዝኾነ ይኩን ቦታ ከይድካ ዘይምሕምባስ ⏩ #ሕክምና 🔹 ናይ ከብዲ ፅግዕተኛታት መትሎ ምህላዎም ብመርመራ ሰገራ ምስተረጋገፀ ዝተረኸበ ዓይነት መትሎ መድሓኒት ክወሃቦም እዩ። 👉 ጥዕና ይሃበለይ ✍️✍️✍️
1 170
11
#ሰናይ ዜና ‎ዘጋጠሞ ፀገም ኣተኣራርማ ፈተና ከምዝተፈትሐን ተምሃሮኡ 100 ሚእታዊት ከምዝሓለፉን ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ኣበሲሩ። ‎ ‎ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ኣብ ኣተኣራርማ ፈተና ተምሃሮ
#ሰናይ ዜና ‎ዘጋጠሞ ፀገም ኣተኣራርማ ፈተና ከምዝተፈትሐን ተምሃሮኡ 100 ሚእታዊት ከምዝሓለፉን ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ኣበሲሩ። ‎ ‎ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ኣብ ኣተኣራርማ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ዘጋጠመ ፀገም ከምዝተዓረየን ተምሃሮኡ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝሓለፉን ኣበሲሩ። ‎ ‎እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዕላዊ ገፁ ከምዝገለፆ ኩሎም ተምሃሮኡ ልዕሊ 50% ብምምፃእን ካብዚኦም እቶም 90 ልዕሊ 500 ብምምዝጋብን ሓሊፎም ኣለዉ። ‎ ‎ኣብ ዝረኸብዎ ውፅኢት ጠሚቱ ተወሳኺ ጥርዓን ዘለዎም ተምሃሮ ብውልቀ ምምልካት ንክቕፅሉ እውን እቲ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ኣተሓሳሲቡ።‎ ካብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ብተወሳኺ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ኒኮላስ፣ ፅንሰታን ካልኦትን ኣብ ኣብ ዓይነት ትምህርቲ ፊዚክስ ዝነበረ ናይ ስልሒት ስሕተት ክስተኻኸል ከምዝተገበረ ዝገለፁ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶር. ኪሮስ ጉዕሽ፡ ግልጋሎት ፈተናን ምዘናን ፌደራል ንዝሃቦ ቅልጡፍ ምላሽ ኣመስጊኖም። 👉‎Tigrai Television
1 124
12
#ምኽሪ ንሰብ #ሓዳር ደቂ ኣንስትዮ 1) ብዝኾነ ምኽንያት ኣንጻር ሰብኣይኪ ዓው ኢልኪ ኣይትዛረቢ። ምኽንያቱ ንሰብኣይ ምጭዳር ምልክት ንዕቀት ስለ ዝኾነ። (ምሳሌ 15, 1) 2) ድኽመት በዓል ቤትኪ ንስድራቤትኪ ይኹን ንፈተውትኪ ፈጺምካ ኣይትንገሪ። ምኽንያቱ ነገር ተገመጢሉ ክምለሰኪ እዩ። ንስኺ ናይ ነፈሰሲ ወከፍ ሓላዊት ኢኺ።። (ኤፌሶን 5፡ 12) 3) ምስ በዓል ቤትኪ ክትዛረብ ከለኺ ፍሉይ ኣካላዊ ምንቅስቓስን ምልክትን ኣይትጠቐሚ። በዓል ቤትኪ ንተግባራትካ ብኸመይ ከም ዝትርጉሞ ፈጺምካ ኣይትፈልጥን ኢኻ። ሓያልን ቁጥዕትን ዝመልኣ ሰበይቲ ሕጉስ ገዛ (ስድራ) ኣይክህልዋን እዩ። ። (ምሳሌ 15, 13) 4) ንሰብኣይኪ ምስ ካልኦት ደቂ ተባዕትዮ ፈጺምኪ ኣይተነጻጽርዮ። ህይወት ካልኦት ደቂ ተባዕትዮ ከመይ ከም ዝመስል ብዘይካ በዓል ቤትኪ ኣይትፈልጥን ኢኺ። ንሰብኣይኪ ምስ ካልኦት ብምንጽጻር ርእሰ ተኣማንነቱ እንተ መንዚዕካዮ፡ ኣብ ልዕሌኺ ዘለዎ ፍቕሪ ክስእን እዩ። 5) ቃንዛ መሓዙት ሰብኣይኪ ኣይትጨነቂ ምኽንያቱ ክትሕተቲ ኢኺ። ንቃንዛኦም ክከናኸን ዘለዎ በዓል ቤትኪ ክኸውን ይግባእ። (ምሳሌ 11,22) ) በዓል ቤትኪ ከም ዝተመርዓወኪ ኣይትረስዕ። ኣገልጋሊ ወይ ካልእ ኣይኮንክንን፡ ስለዚ ከም ሰበይቲ ሓላፍነትኪ ግደፊ(ዘፍጥረት 2፡24)። 7) ዝኾነ ሰብ ኣብ ሰብኣይኪ ከተኩር ኣይትፍቀደሉ ካልኦት ዝደለይዎ ክገብሩ ይኽእሉ እዮም፡ ሰብኣይኪ ግን ናትኪ ሓላፍነት እዩ። (ኤፌ 5,33) 8)ሰብኣይኪ ጥራሕ ኢዱ ናብ ገዛ እንተመጺኡ ኣይትወቅሶ፡ የግዳስ ኣጸናንዕዖ። 9) ብሓቂ ኣበኻኒነት ኣይትኹን። ረሃጽ በዓል ቤትኪ ኣዝዩ ክቡር እዩ፡፡ 10) ንሰብኣይኪ ብፍጹም ንጾታዊ ርክብ ከም ዝሓመምካ ኣምሲልኪ ኣይትኽሕዶ። ክሳብ ዝደለዮ ሰብኣይኪ ይኩን። ንሰብኣይ ጾታዊ ርክብ መሰረታዊ እዩ። ንስኻ ግን ምስ ካልእ ሰበይቲ ንኽውሰድ ማዕጾ ምኽፋትካ ቀጻሊ። ሰብ ስጋዊ ርክብ ንነዊሕ እዋን ክጻወሮ ፈጺሙ ኣይክእልን እዩ። (መዝሙር 7 12) 11) ቅድሚ ሕጅ ምሰ አፍቃራኪ ናይ መውሰቦ ርክብ ጌርኪ እንተ ኔርኪ ምሰዚ ናይ ሕጅ ሰብአይኪ አይተወዳድርዮ። (መዝሙር 5,9) 12) ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ንሰብኣይኪ ኣይትምልስሉ። ዋላ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እንተ ተናጊሩኪ ኣብ ልብኻ ሓዝዮ። (ምሳሌ 31,23) 13) ኣብ ቅድሚ ደቅኺ ንሰብኣይኪ ኣይተሕርቅዮ ወይ ኣይተቀጥዕዮ። ምኽንያቱ በላሕ ሰበይቲ ከምኡ ኣይትገብርን እያ። (ኤፌ 4, 31) 14) ሰብኣይኪ ኣብ ዝሓረቐሉ እዋን ከተጸናንዕዮን ዘድልዮ ከተቕርበሉን ኣይትረስዒ። (ምሳሌ 12፡4) 15) ኣዕሩኽትኺ ምስ በዓል ቤትኪ ብዙሕ ከይቀርቡ ኣይትፍቀደሎም፡፡ 16) ንመመላኽኽዕን ብመታሓጻጸቢ ክፍልኺ ፈጺምኪ ኣይትሃወኺ። ተጻባበቅን ተኻናኸንን ። በዓል ቤትኪ ብኻልኦት ኣንስቲ ተኸቢቡ ክኸውን ይኽእል እዩ፣ ስለዚ ንኸይዕንቀፍ ኩሉ ግዜ ጽብቕቲ ኩኒ። (1 ሳሙ 25,3) 17) ወለድኺ ወይ ስድራኺ ወይ ኣዕሩኽትኺ ኣብ ህይወትኪ ኣገደስቲ ክኾኑ ኣይትፍቀደሎም፡ ብዛዕባ ሓዳርኪ ውሳነታት ክገብሩ ኣይትጸበዪ። ክትገብሮ እንተድኣ ኣለኪ ብዘይ ዝኾነ ምትእትታው ባዕልኺ ግበርዮ። (ሉቃስ 21, 16) 18) ገንዘብ መሰረት ፍቕርኺ ኣይትግበርዮ፡፡ 19) ሰብኡት ኣቓልቦ እትህብን ኣቓልቦ እትሰምዕን ሰበይቲ ከም ዝደልዩ ፈጺምኺ ኣይትረስዒ፡ ኣብኡ ፈጺምኪ ግዜ ኣይተጥፍኢ። ጽቡቕ ዘረባ መሰረት ሕጉሳት እግሪ እዩ። (ገላትያ 6,9) 20) ዋላ እኳ ስራሕኪ ብብዙሕ መዳይ ካብ ናይ ሰብኣይኪ ይበለጽ፡ ምስ ናይ ሰብኣይኪ ፈጺምኪ ኣይተነጻጽርዮ፡፡ ሓዳር ሽርክነት እዩ። (ገላትያ 6,10) 21) ምስ ሰብኣይኪ ኣይትካትዒ። ምኽንያቱ ሰብኡት ተባእሲት ሰበይቲ ኣይደልዩን እዮም። (ኤፌ 4, 29) 22) ሰነፍ ሰበይቲ ዋላ ሓንቲ ኣይትግደስን እያ። ካብዚ ወጻኢ ንኣካላታ ምሕጻብ ከም ዘድልያ እኳ ኣይትፈልጥን እያ። ሰነፍ ሰበይቲ ኣይትኹኒ። (ምሳሌ 20, 13) 23) በዓል ቤትኪ ጽቡቕ ጌሩ ዝተዳለወ መግቢ ስለ ዝፈቱ ጽቡቕ ጌሩ ዝተዳለወ መግቢ ኣቕርብሉ፡፡ ሰብኣይ ናይ መግቢ ዋዛ ኣይፈልጥን እዩ። (ምሳሌ 31,14) 24) ንሰብኣይኪ ብዙሕ ኣይትቆጻጸርዮ፡፡ ኣብ ክንድኡስ፡ ነፍሲ ወከፍ ህሞት ኣስተማቕርዮ። ኣታዊኺ ተጠቐምሉ፡፡ (ሉቃ 11,3) 25) ሰብኣይኪ ካብ ድኻም ክመጽእ ከሎ ኩሉ ግዜ ዝሑል ማይ ሃብዮ። ሰናይ ባህርይኽን ትሕትናኽን ጽባቐኺ እዩ። (ምሳሌ 31, 11) 26) ብዛዕባ ሓዳር ጽቡቕ ኣተሓሳስባ ዘይብላ ሰበይቲ ምሕዝነት ኣይትግበር (ምሳሌ 22.14)። 27) ሓዳርኪ ማዕረ ዋጋ ትህቦ ዋጋ ኣለዎ፡ ስለዚ ካብ ዘይምግዳስ ተቖጠቢ። (እብራውያን 13, 14) 28) ፍረ ማህጸንኪ ውህበት ፈጣሪኺ ስለዝኾነ ከፍቅሮምን ክሓልየሎምን ምሃሮም። (ምሳሌ 22፡6) 29) ገዛኪ ንክተመሐድሪ ኩሉ ጊዜ አይትአርግን ኢኪ ሰለዚ አብ ቤተሰብኪ ዘለኪ አክብሮት አይተጉድሊ። (ምሳሌ 31, 28) 30) ኩሉ ግዜ ንሰብኣይኽን ስድራኽን ጸልዪ ምኽንያቱ እትጸውምን እትጽልን ሰበይቲ ኩሉ ግዜ ድልዱል ሰበይቲ እያ፡፡ (1 ተሰሎንቄ 5፡17) 30 መትከላት ህይወት ነፍሲ ወከፍ ጓል ኣንስተይቲ ንፍዕቲ ሰበይቲ ክትከውን ክተንብቦ ይግባእ። ©Goitom Gebretsadkan
802
13
ፃውዒት ንሱርዓት ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም መእተዊ ግዘ ሰሌዳ 15-16መስከረም2018ዓ/ም ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ
ፃውዒት ንሱርዓት ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም መእተዊ ግዘ ሰሌዳ 15-16መስከረም2018ዓ/ም ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ
666
14
4 #ምልክታት ሕማም #ኣስሚ ( ዶ/ር ኣቤል ጊደይ) 1. ሰዓል 🛑ሕማም ኣስሚ ልኾነ ይኹን ሽትኡ ዘይጠዓሞ፣ ቘሪ፣ ወይም ምንቅስቓስ ክህሊ ተሎ ምስዓል ክህሊ ይራኣይ። 2. ትንፋስ ምሕፃር ✅ዋና ምል+1
4 #ምልክታት ሕማም #ኣስሚ ( ዶ/ር ኣቤል ጊደይ) 1. ሰዓል 🛑ሕማም ኣስሚ ልኾነ ይኹን ሽትኡ ዘይጠዓሞ፣ ቘሪ፣ ወይም ምንቅስቓስ ክህሊ ተሎ ምስዓል ክህሊ ይራኣይ። 2. ትንፋስ ምሕፃር ✅ዋና ምልክት ስምዒት ሕማም ኣስሚ ተሎተሎ ምትንፋስን ምሕፃር እዮም። 3. ጺፅ ፅጽ ምባል ✅እዚ ፍሉይ ምልክት ኮይኑ ከም ምፍፃይ ይመስል። 4. ደረት ምፅባብ ✅ብሰንኪ ምፅባብ ቱቦ ኣየር እቲ ምሕፃር ኣየር ደረት ከም ልፀበቦም ይሓስቡ። © ጥዕና ይሃበለይ!!!
612
15
ትካል ትእምት ኣመልኪቱ ንዝቐረበ ጥርዓን ውሳነ ተዋሂቡ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ብቁፅሪ 754/ፍት/ቢ/ሓ/2018፣ 02 መስከረም 2018 ዓ.ም ናብ ጥርዓን መቕረብቲ ኢሉ ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳበ ካብ 12 ክሳ+2
ትካል ትእምት ኣመልኪቱ ንዝቐረበ ጥርዓን ውሳነ ተዋሂቡ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ብቁፅሪ 754/ፍት/ቢ/ሓ/2018፣ 02 መስከረም 2018 ዓ.ም ናብ ጥርዓን መቕረብቲ ኢሉ ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳበ ካብ 12 ክሳብ 13 ሓምለ 2017 ዓ.ም ጉባኤ ስለዘካየድና ቃለ ጉባኤ ይፅደቐልና ዝብል ዝቐረበ ጥርዓን፣ ዝቐረቡን ዝተስሓቡን መረዳእታታትን ኣግባብነት ዘለዎም ሕግታትን ብዝርዝር ብምምርማር ተቐባልነት የብሉን ክብል ውሳነ ከም ዝሃበ ኣፍሊጡ። ዝርዝር እቲ ውሳነ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ።
973
16
#ቑርፀት_ህፃናት( Infantile colic) ብ ዶ/ር ኣቤል ጊደይ✍️✍️✍️✍️ ከብዲ ቑርፀት ኣብ ትሕቲ 3 ወርሒ ቖልዑ ልሙድ ልኾነ ኹነታት እዩ። ቑርፀት መዓዝ ኣለዎም ንብል? ትሕቲ 3ወርሒ ቖልዑ ብዘይምኽንያት ን ልዕሊ 3ሰዓታት( ን ኣስታት ሰለስተ ሰዓት ኣብ መዓልቲ ምብካይ ንቡር እዩ) እንትበኽዩ ኣብ ሰሙን ን 3 መዓልቲን ልዕሊ ኡን እንተጋጥም እዩ። መብዛሕቲ ኡ ግዘ ሃንደበትን ኣብ ለይቲ የጋጥም። መልዐሊኡ እንታይ እዩ? እዚ ብምኽንያት 1. ግጉይ ኣጣቡባ እኹል ጡብ ዘይምሃብ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ብምጥባው ዘይምስርሳርን ኣየር ክውሕጥ ምግባር 2.ምስ ዕብየት ኣንጀት ዝተታሓዘ ህፃናት ገና ዘይማዕበለ ኣንጀት ስለዘልዎም ቑርፀት የጋጥሞም። እዚ ድማ ካብ ዓበይቲ ንላዕሊ ምግቢ ካብ ኣፍ ናብ መሃንቱስ ንምውፃእ መዓንጠኦም ሓያል ፃዕሪ ይገብር። እቲ ዓበይቲ ምኽኒት ደቂሶም ስለዝውዕሉ ምውራድ ምግቢ ናይ ስሕበት መሬት ሓገዝ ኣይረክብን። 3.ፀባ ዘይምስምዕማዕ ናይ ላሕሚ ፀባ ዝጠብው ቖልዑ ምስኡ ተታሓሒዙ ዘይምስምዕማዕ የጋጥሞም ንቑርፀት እውን ይዳርግ። ጥንቃቐ ቑርፀት ህፃን ኩል ነገሩ ኣብ ልክዕ ለሎ ህፃን እዩ። ልዓቐብ ምባል ፡ምብጫው፡ ሰገራ ምውፃእ ምእባይ፡ ሓያል ሙቐትን ደም ምድማይ ክህሉ የብሉን። ምክልኻልን ሕክምናን 1. ክነጥብው ኸለና ብ ኣግባቡ ጡብ ምትሓዝን ኣቀማምጣ ምስትኽኻል ኣየር ምውሓጥ ይቕንሰሎም። 2. ኮፍ ኣቢልካ ምጥባው ካብ ደቂስካ ይምከር። 3. ድሕሪ ጡብ ኩልግዘ ምስርሳር እቲ ዝ ኣተወ ኣየር ክወፅእን ከጉስዑን ይገብሮም ብዚ ድማ ቑርፀት ኣዝዩ ይቕንስ። 4. ኸብዲ እቲ ቆልዓ ምድራዝ ኸብዲ ህፃን ምድራዝ ማዓናጡ ክነቃቓሕን ሰገራ ክወፅእ ይገብር። 5. ምጥቕላል ኸብዲ እቲ ቖልዓን ኣካላትን ብምጥቕላል ቑርፀቶ ክጠፍአሎም ምግባር ይከኣል። 6. ሙቕ ማይ ምሕፃብ ሙቕ ማይ ምሕፃብ እቱ ሕፃን ልህልዮ ቑርፀት ብጣዕሚ ይቕንሰሉ። 7. ድምፂ ምግዋሕ እቲ ህፃን ኣብ ጥቃ ሓያል ድምፂ ብምግባር ውንኡ ሰሪቕና ቑርፀቱ ክነጥፍአሉ ንክእል ኢና። ( እዝኖም ብዘይጎድእ መልክዑ) 8. ፀባ ምቕያር/ ኣመጋግባና ምቕያር እቲ ህፃን ዝጥቀሞ ፀባ ምቕያር ወይ ድማ እተጡቢ ኣዶ እትበልዖም ምግቢታት ምስትውዓል። ቅመም ዝበዝሖ ምግቢ ሓምሊ ጥቅልን ጎመን ካብቶም ንቖልዓ ቑርፀት ከምፅኡ ዝኽእሉ ምግቢታት እዮም። 9. ምሕቛፍ ወይም ምሕዛል ኣብ እዋን ቑርፀት ምሕቛፍ ወይም ምሕዛል እቲ ቑርፀት ይቕንሶ። 10. ባህላዊ ተግባራት ምውጋድን ሕኽምና ምኻድ ን ትሕቲ 6 ወርሒ ማይ ምስታይ ኣባዐኸን ጠስሚን ካልኦት ነገራት ምጥቓም ቑርፀት የባኣእስ። ፍልይ ዝበለ ሰገራ፡ ሙቐት፡ ክብደት ዘይምውሳኽ፡ ምብጫውን ልዓቀብ ምባል እንተርእዩ ናብ ሓኪም ምኻድ ይምከር። ሕማም ቁርፀት ህፃናት ክሳብ መዓስ? መብዛሕቲኡ ግዘ ኣብ 4 ወርሒ ናይ ምግዳፍ ዕድሉ ዝለዓለ እዩ። #ሼር ብምግባር ንኻልኦት ነብፅሕ! ሰናይ ዕብየት!!! 👉 ጥዕና ይሃበለይ
963
17
መዛዘሚ መድረኽ #ኣሸንዳ ነሓሰ 18 /2017 ዓ.ም. #ባሎኒ_መቐለ #ኣሽንዳ2017 ዓ.ም #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #AshendaTigray #Ashenda4UNESCO+5
መዛዘሚ መድረኽ #ኣሸንዳ ነሓሰ 18 /2017 ዓ.ም. #ባሎኒ_መቐለ #ኣሽንዳ2017 ዓ.ም #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #AshendaTigray #Ashenda4UNESCO
1 084
18
#ሐዚ ስእላዊ መግለፂ ኣከባብራ መዛዘሚ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ስታድዮም ባሎኒ ሎሚ 18 ነሓሰ 2017 ዓ/ም 📷 ድምፂ ወያነ ቴሌቭዥን ድምቀት ንኣሸንዳ ትግራይ!!! "ኣሸንዳ ሰረት ሰላም፣+3
#ሐዚ ስእላዊ መግለፂ ኣከባብራ መዛዘሚ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ስታድዮም ባሎኒ ሎሚ 18 ነሓሰ 2017 ዓ/ም 📷 ድምፂ ወያነ ቴሌቭዥን ድምቀት ንኣሸንዳ ትግራይ!!! "ኣሸንዳ ሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን ትግራይ" #TigraiGirlsShine #AshendaTigray2025 #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #Ashenda4Unity #Ashenda4Hope #Ashenda4UNESCO Teklish Fiyameta 18-12-2017 ዓ/ም #መቐለ
1 066
19
ደቂ ኣሸንዳ #ኣሽንዳ2017 ዓ.ም #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #AshendaTigray #Ashenda4UNESCO
ደቂ ኣሸንዳ #ኣሽንዳ2017 ዓ.ም #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #AshendaTigray #Ashenda4UNESCO
602
20
ደቂ ኣሸንዳ #ኣሽንዳ2017 ዓ.ም #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #AshendaTigray #Ashenda4UNESCO
ደቂ ኣሸንዳ #ኣሽንዳ2017 ዓ.ም #Ashenda2025 #Ashenda4Peace #AshendaTigray #Ashenda4UNESCO
582