uk
Feedback
Messebo Cement Factory PLC

Messebo Cement Factory PLC

Відкрити в Telegram

Показати більше
2 094
Підписники
-324 години
-67 днів
-1830 днів

Триває завантаження даних...

Хмара тегів
Немає даних
Виникли проблеми? Будь ласка, оновіть сторінку або зверніться до нашого support-менеджера.
Вхідні та вихідні згадування
---
---
---
---
---
---
Залучення підписників
вересень '26
вересень '26
+1
в 0 каналах
серпень '26
+8
в 0 каналах
Get PRO
липень '26
+18
в 0 каналах
Get PRO
червень '26
+207
в 0 каналах
Get PRO
травень '26
+4
в 0 каналах
Get PRO
квітень '26
+6
в 0 каналах
Get PRO
березень '26
+36
в 0 каналах
Get PRO
лютий '26
+9
в 0 каналах
Get PRO
січень '26
+4
в 0 каналах
Get PRO
грудень '25
+24
в 0 каналах
Get PRO
листопад '25
+12
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '25
+10
в 0 каналах
Get PRO
вересень '25
+10
в 0 каналах
Get PRO
серпень '25
+20
в 0 каналах
Get PRO
липень '25
+72
в 0 каналах
Get PRO
червень '25
+36
в 0 каналах
Get PRO
травень '25
+29
в 0 каналах
Get PRO
квітень '25
+81
в 0 каналах
Get PRO
березень '25
+123
в 0 каналах
Get PRO
лютий '25
+51
в 0 каналах
Get PRO
січень '25
+39
в 0 каналах
Get PRO
грудень '24
+51
в 0 каналах
Get PRO
листопад '24
+109
в 0 каналах
Get PRO
жовтень '24
+140
в 0 каналах
Get PRO
вересень '24
+92
в 0 каналах
Get PRO
серпень '24
+191
в 0 каналах
Get PRO
липень '24
+292
в 0 каналах
Get PRO
червень '24
+306
в 0 каналах
Get PRO
травень '24
+80
в 0 каналах
Get PRO
квітень '24
+96
в 0 каналах
Get PRO
березень '24
+53
в 0 каналах
Get PRO
лютий '24
+53
в 0 каналах
Get PRO
січень '24
+68
в 0 каналах
Get PRO
грудень '23
+741
в 0 каналах
Дата
Залучення підписників
Згадування
Канали
05 вересня0
04 вересня0
03 вересня0
02 вересня+1
01 вересня0
Дописи каналу
ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ ▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ ሎመዓንቲ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢት
+3
ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ ▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ ሎመዓንቲ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ፣ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘኹርዕን ብሉፅን ዓወት ኣመዝጊባ እያ። ኣብቲ 26.91 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ናይ ጁኒየር ደቂ ተባዕትዮ ውልቀ ክሮኖ ሜትር (ITT) ውድድር፡ ተቐዳደምቲ ጋንታና ንመላእ ተወዳደርቲ ብምብላፅ ነቲ ውድድር ብዓብላሊ ፀብለልታ ዛዚመምዎ ኣለዉ። ብፍላይ ሻምፒዮን ናይዚ ውድድር ዝኾነ ጆናት ገብረስላሴ ነቲ ርሕቀት ብ 00:34'57:29 ብምዝዛም፣ ኣብ ሰዓት ብማእኸላይ 46.7 ኪ/ሜ ብምጉዓዝ ፍሉይ ብቕዓት ኣመዝጊቡ እዩ። ደረጃን ውፅኢትን ተቐዳደምቲ ጋንታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ፦ 🥇 1ይ - ጆናት ገብረስላሴ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) — 00:34'57:29 | ፍጥነት፡ 46.7 ኪ/ሜ 🥈 2ይ - ሚኪኤለ ገረዚሄር (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 4ይ - ተመስገን ፍትዊ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 7ይ - ኒቆዲሞስ ታደሰ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 11ይ - ደጀን ቀለም (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር

2
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ፍርያት ንምጅማር ምድላዋቱ ወጊኑ! ==================================== ብሰንኪ ሕፅረት እታወት ሕመት እምኒ (coal) ን ኣዋርሕ ፍርያቱ ተኣጓጒሉ ዝፀንሐ+1
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ፍርያት ንምጅማር ምድላዋቱ ወጊኑ! ==================================== ብሰንኪ ሕፅረት እታወት ሕመት እምኒ (coal) ን ኣዋርሕ ፍርያቱ ተኣጓጒሉ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገማት ብጊዜያዊነት ፈቲሑ ኣብ ቀረባ እዋን ስሩዕ ፍርያቱ ንምጅማር ዘኽእሎ ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ንክቡራን ዓማዊልና ክንገልፅ ንፈቱ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ እታዎታት ምህርቲ ኣብ መሸጢ ምህርትና ወሰኸ ዋጋ ከምዝገበርና እናፍለጥና ሲሚንቶ ዓዲግኩም ሲሚንቶ ዘይፀዓንኩም ዓማዊልና በቲ ዝተገበረ ወሰኽ ዋጋ ምስትኽኻል ክፍሊት ወጊንኩም ክትፀንሑ እናሓበርና ዝርዝር ወሰኽ ዋጋ ኣብ ዕላዊ ሰሌዳ ማርኬቲንግን ማሕበራዊ ገፅ ፋብሪካና ክንጥቀዐልኩም ምዃንና ንሕብር ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
1 494
3
#መጠቓለሊ ግጥማት ውድድር ኩዕሶ እግሪ #ፅዋዕ_መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ ቀዳማይ ዲቪዥን 2018 ኮይና። 24 ጋንታታት+2
#መጠቓለሊ ግጥማት ውድድር ኩዕሶ እግሪ #ፅዋዕ_መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ ቀዳማይ ዲቪዥን 2018 ኮይና። 24 ጋንታታት ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን እንዳካየደኦ ዝነበረ ብፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመወሎ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ፡ ካብ ሰለስቲኡ ምድብ ብሉፃት 8 ናብ መጠቓለሊ ግጥማት ሓሊፈን ካብ ዝሓለፈ ሰንበት ጀሚረን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ፀወተአን እንዳካየዳ ድሕሪ ምፅናሕ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ 2018 ንምፍላይ ፀወታ ፍፃመ ተካይዱ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንፖሊስ ዋልታ ትግራይ 1ን0 ብምስዓር ሻምፒዮና እቲ ዉድድር ኮይና ዛዚማ። ብርክት ዝበሉ መፍቀርቲ ስፖርትን ደገፍቲ ክልቲኤን ጋንታታት ኣብ ዝተረከብሉ ፀወታ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብዘቁፀሩዋ ሸቶ እያ ተዓዊታ። ንተዓዋቲት ጋንታ ድማ ሽልማት ፅዋዕ ሜዳሊያን ገንዘብን ተበርኪቱ። ንደረጃ ኣብ ዝተካየደ ፀወታ ሽራሮ ንጋንታ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ 2ን0 ብምስዓር ሳልሰይቲ ኮይና ዛዚማ። ንካልኣይትን ሳልሰይትን ዝወፃ ጋንታታት ዉን ሽልማት ሜዳሊያን ገንዘብን ተበርኪቱ እዩ። # ዳኒኤል ወርቅልኡል face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር ‎ ‎
1 399
4
ብኣሰናዳእነት ፌደሬሽን ብሽክሌታ ትግራይ ብስፖንሰር ባንኪ ወጋገን ዝካየድ ዘሎ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክሌታ ትግራይ ኦሎምፒክ ሲስተም ቀፂሉ ሎማዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ስራዋት መበገሲን መዛዘምን ዝገበረ+1
ብኣሰናዳእነት ፌደሬሽን ብሽክሌታ ትግራይ ብስፖንሰር ባንኪ ወጋገን ዝካየድ ዘሎ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክሌታ ትግራይ ኦሎምፒክ ሲስተም ቀፂሉ ሎማዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ስራዋት መበገሲን መዛዘምን ዝገበረ 31 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኮርስ ደቂ ተባዕትዬን 25 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኮርስ ናይ ግሊ ሰዓት ሙከራ ውድድር ተኻይዱ ። ተወዳዳራይ ጋንታ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ተመስገን ፍትዊን ተወዳዳሪት ጋንታ ትራንስ ኢ/ያ ኣብረሀት ገ/ሚካኤል ተዓዊቶም ።
1 208
5
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ክኾነልና ይምነ። ዒድ ሙባረክ! face book-http
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ክኾነልና ይምነ። ዒድ ሙባረክ! face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
1 030
6
ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ ! =============================== ኣብ ጋና ከተማ ኣንካራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24 ሻምፒዮና ኣፍሪካ ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ+1
ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ ! =============================== ኣብ ጋና ከተማ ኣንካራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24 ሻምፒዮና ኣፍሪካ ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነት ኣትሌት ስምረት በርሀ ኣብ ሓፂር ግዘ ንሃገር ብምውካል ብ15/05/2026 ኣብ ዝተገበረ 10,000 ሜትር ውድድር ምስ ብዙሕ ልምዲ ዘለወን ኣትሌታት ተወዳዲራ 5ይ ደረጃ ሒዛ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኾይና ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር ‎
856
7
#ፅዋዕ_መሰቦ_ተዛዚሙ 24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድ+4
#ፅዋዕ_መሰቦ_ተዛዚሙ 24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድር ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ምስ ቀመር ልቃሕን ዕቋርን ፀዋተአን ዘካየዳ ኰይነን 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ጋንታ ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ብዘዋህለሎቶ ድምር ውፅኢት ሻምፕዮን እቲ ምድብ ኰይና። ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፀዋታ ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ስሚንቶ ፍብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ ፋብሪካ መሰቦ ንዕብየት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ዝጀመሮ ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር ‎ ‎
892
8
+2
Немає тексту...
944
9
#ዓለምለኸ_መዓልቲ_ሸቃሎ #May_Day ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 51 ጊዜ ዝዝከር ዘሎ ዓለምለከ መዓልቲ ሸቃሎ ብብረኪ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ተኸቢሩ። መሰል ሰራሕተ+9
#ዓለምለኸ_መዓልቲ_ሸቃሎ #May_Day ብብርኪ ዓለም ንመበል 137 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 51 ጊዜ ዝዝከር ዘሎ ዓለምለከ መዓልቲ ሸቃሎ ብብረኪ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ተኸቢሩ። መሰል ሰራሕተኛታት ምኽባር መሰረት ኢንዳስትሪ ሰላምን መፍረያይነትን እዩ ብዝብል ቴማ ሎሚዘበን ንመበል 51 ገዜ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሸቃሎ እንትዝከር ዓንድሕቆ ኢንዳስትሪ ሸቃላይ (ሰራሕተኛ ) ምዃኑ ተገንዚቡ መሰልን ድሕንነትን ሰራሕተኝኡ ዘኽብር ኢንዳስትሪ ንምፍጣር ፣ ሸቃላይ መሰሉን ግቡኡን ፈልዩ ግቡኡ ክፍፅምን ንመሰሉ ጠጠው ክብልን ፤ኣብ ምስሳን መፍረያይነትን ምስፋን ኢንዳስትርያዊ ሰላም ሰራሕተኛን በዓል ዋና ኢንዳስትሪን ተዋዲዶምን ተደጋጊፎምን ዝሰርሑሉ ባይታ ኣብ ምፍጣር ክስራሕ ከምዝግበኦ ድማ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ ።
949
10
+1
Немає тексту...
855
11
ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ብሽክሌተኛ #ብዛዮ_ተስፉኡ ኣብ መድረኽ ዓለም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ ======================================== ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ+2
ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ብሽክሌተኛ #ብዛዮ_ተስፉኡ ኣብ መድረኽ ዓለም ኣንፀባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ ======================================== ፍርያት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነ ጅግና ተቐዳዳማይ ብዛዮህ ተስፉ (Bizaye Tesfay) ንዓለምለኸ ጋንታ Madar Pro Cycling Team ወኪሉ ኣብ ዝሳተፈሉ ዘሎ ቱር ዲ ኣልጄሪ 2026፡ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቡ ውዒሉ! ሎማ ኣብ ዝተኻየደ 8ይ መድረኽ እቲ ቱር ካብ ሼየፍ ናብ ሃማም ሪግሃ (125.4 ኪ.ሜ)ዝሸፈነ ውድድር ብዛዮህ ምስቲ ውሩይ ተቐዳዳማይ ቤልጂየም ዮርቤን ላውርይሴን (ካብ ጋንታ Tarteletto-Isorex) ብምግጣም፡ ክሳብ መወዳእታ ካልኢት ዝተሓንሓነሉ ብርቱዕ ውድድር 2ይ ደረጃ ሒዙ ዛዚሙ። እዚ ውፅኢት ንመላእ ኣብቲ ዓውዲ ዘለው ተቀዳደምቲ ብሸክሌታ ሓበንን ተስፋን ዝፈጥር እዩ ክብል ኣሰልጣኒ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ መንእሰይ ክብሮም ትክቦት ገሊፁ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
767
12
ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ 2018 ዓ.ም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ
ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ 2018 ዓ.ም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ
895
13
ን መላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል_ፈጥር ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ! face book-https://www.fb
ን መላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል_ፈጥር ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ! face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
759
14
ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ማርች 8 ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ዘተ ኣካይደን። ኣብቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 115 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል+6
ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ማርች 8 ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ዘተ ኣካይደን። ኣብቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 115 ግዜ ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 50 ግዜ ዝኽበር ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ተረኺቦም መልአኽቶም ዘመሓላለፉ ኣካያዲ ስራሕ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ ኩናትን ፅልዋታቱን ንኩሉ ክፋል ማሕበረሰብ እኳ ዝጎድእ እንተኾነ ደቂ ኣንስትዮ ግና ብፉሉይ ተጠቃዕቲ ከምምዃነን መጠን ደቂ ኣንስትዮ ውሑስ ሰላም ክሰፍን ግደአን ከበርክታ ኣለወን ኢሎም።
738
15
ተዓዋቲት ሻውዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትግራይ 2018 ዝኾነት ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣብቲ ውድድር ዝረኸበቶ ፅዋዕ ን ኣካያዲ ስራሕ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሎሚ ኣረኪባ face book+4
ተዓዋቲት ሻውዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትግራይ 2018 ዝኾነት ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣብቲ ውድድር ዝረኸበቶ ፅዋዕ ን ኣካያዲ ስራሕ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሎሚ ኣረኪባ face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
854
16
ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ማርች 8 ብዝተፈላለየ ምድላዋት ኣኽቢረን ። ብብርኪ ዓለም ንመበል 115 ጊዜ ብብረኪ ሃገር ድማ ንመበል 50 ዓመት ዝኽበርዘ+7
ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ማርች 8 ብዝተፈላለየ ምድላዋት ኣኽቢረን ። ብብርኪ ዓለም ንመበል 115 ጊዜ ብብረኪ ሃገር ድማ ንመበል 50 ዓመት ዝኽበርዘሎ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ማርች 8 ምኽንያት ብምግባር ብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትእምት ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ተረኺበን መልአኽተን ዘመሓላለፋ ኣዶ መንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ወ/ሮ ኣበባ ገ/ስላሰ ከምዝበለኦ እዚ ዕለት እንትነኽብር ማዕረ ማዕረ ንመሰልናን መዓርነትናን እንገብሮ ቃልሲ ኩሎም ዂናታት ብፖለቲካዊ ዘተ ስለዝኽምበቱ ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ዘሎ ደበና ኹናት ኩሎም ኣፈላላያት ብዘተ ክፍትሑን ሰላም ክሰፍንን ድምፅና እነስመዐሉ ዕለት እዩ ኢለን። ኣዶ መንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትእምት ተጋዳሊት እልፉ ተስፋይ ብወገነን ተመዛበልቲ ወገናትና ናብ መረበቶም ዝምለሱሉ ኩነታት ብሰላማዊ መንገዲ መፍትሒ ክረክብ ከም ደቂ ኣንስትዮ ትእምት ፃዊዒትና ነቕርብ ኢለን። ኣብቲ መድረኽ ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኹናት ናብ ከቢድ ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማት ንዝወደቃ ፅጉማት ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ፋብሪካ ጨርቃ ጨርቂ ኣልመዳ ካብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትእምት ናይ 200 ሽሕ ሓገዝ ተበርኪቱለን እዩ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
789
17
ጋንታ ኣቴሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ =================================== ብኣሰናዳእነት ፌድሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ይካየድ ኣብ ዘሎ ሻውዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክ+2
ጋንታ ኣቴሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ =================================== ብኣሰናዳእነት ፌድሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ይካየድ ኣብ ዘሎ ሻውዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትግራይ 2018 ቐፂሉ ኣሎ፣ ሎሚ 'ውን ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብኽልቲኡ ፆታ ዓወት ኣመዝጊባ። ብመሰረት እዚ 1500ሜ ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ዮናስ ሐጎስ 1ይ ፣ 5000ሜ ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ሰዓረ ሃፍቱ 1ይ ኮይኑ እንትዛዝም መሐሪ ሐጎስ ድማ 2ይ ፣ 5000ሜ ጉያ ደቂ አነስትዮ ስምረት በርሀ 1ይቲ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
778
18
ኣገዳሲ ሓበሬታ ሲሚንቶ ንምዕዳግ እትደልዩ ዓማዊልና ============================= PPC ይኹን OPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ምዕዳግ እትደልዩ ዓማዊል ብቀጥታ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ም
ኣገዳሲ ሓበሬታ ሲሚንቶ ንምዕዳግ እትደልዩ ዓማዊልና ============================= PPC ይኹን OPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ምዕዳግ እትደልዩ ዓማዊል ብቀጥታ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ምዕዳግ ከም እትኽእሉ እናሓበርና ብተወሳኺ ዉን PPC ክትዕድጉ ንእትደልዩ ዓማዊል ንዝተወሰነ እዋን ዝፀንሕ ኣብ በዝሒ ዝተመስረተ ምንካይ ዋጋ (Volume discount) ስለዝገበርና እቲ ዕድል ክትጥቀሙሉ ንሕብር። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
678
19
ጋንታ ኣቴሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትግራይ 2018 ==================================== ብኣሰናዳእነት ፌድሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ይካየድ ኣብ ዘሎ+4
ጋንታ ኣቴሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትግራይ 2018 ==================================== ብኣሰናዳእነት ፌድሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ይካየድ ኣብ ዘሎ ሻውዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትግራይ 2018፡ ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብኽልቲኡ ፆታ ዓወት ኣመዝጊባ። ትማሊ 24 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ኣብ መኽፈቲ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየዱ ዝተኻየዱ ውድድራት :- #10 ሽሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መሓሪ ሓጎስ ካብ ጋንታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዋቲ ሜዳሊያ ወርቂ #400 ሜትሮ ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ጋንታታት ኣትሌት ብርሃነ ኣብርሃ ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዋቲ ሜዳሊያ ብሩር ፣ ኣትሌት ሚኪኤለ እምባየ ድማ ተዓዋቲ ሜዳሊያ ነሓስ # 400 ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ኣትሌት ብርትኳን ገ/ሄር ተዓዋቲት ሜዳሊያ ወርቂ ፣ኣትሌት ሳራ ኣበበ ተዓዋቲት ሜዳሊያ ብሩር ብምርካብ ተዓወትቲ ኾይኖም እዮም። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
689
20
ሓበሬታ ንኩሎኹም ዓማዊልና ================== PPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ዓዲግኩም ሪጋኹም ትፅበዩ ዝነበርኩም ዓማዊልና ኩለኹም ብዝወፀልኩም ሪጋ መሰረት ሲሚንቶ እናፀዓንኩም ከም እትርከቡ ይፍ
ሓበሬታ ንኩሎኹም ዓማዊልና ================== PPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ዓዲግኩም ሪጋኹም ትፅበዩ ዝነበርኩም ዓማዊልና ኩለኹም ብዝወፀልኩም ሪጋ መሰረት ሲሚንቶ እናፀዓንኩም ከም እትርከቡ ይፍለጥ። ይኹን 'ምበር ብዝወፀልኩም ሪጋ መሰረት ሲሚንቶ ንምፅዓን ቅሩባት ዘይኮንኩም ዓማዊል ከምዘለኹም ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ሪጋኹም ንዘይትፅዕኑ ዓማዊልና ብምኽንያት ትካል ዝህልዎ ናይ ኣሰሪርሓ ለውጢ ንዘጋጥሙ ጉዳያት ሓላፍነት ዘይንወስድ ምዃንና ንሕብር። ብተወሳኺ ድማ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ንዘይተወሰነ እዋን ዝፀንሕ ብበዝሒ PPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ክትዕድጉ ንእትደልዩ ንኹሉ ተጠቃሚ ዓማዊል ምንካይ ዋጋ ስለዝገበረ እቲ ዕድል ክትጥቀሙሉ እናገለፅና ሐዚ ዕድጊ እትፍፅሙ ዓማዊል ድማ እስካብ ሰለስተ ወርሒ ናይ ዋጋ ወሰኽ ዘይትፍፅሙ ምዃንኩም ንሕብር። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
1