en
Feedback
መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

Open in Telegram

Mesob Tigrigna is an Online Social Media Platform that disseminates up-to-date and/or helpful 👉 News 👉 Health 👉 Sports 👉 Technology , and 👉 Personal Development Tips in Tigrigna Language from Professional and credible sources.

Show more
2 824
Subscribers
No data24 hours
-107 days
-5330 days
Posts Archive
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ንዞባ ምብራቕ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ብቕልጡፍ መለለዪ መንነት ወሲደን ክዕድላ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቢሮ ቅድም ክብል ከይዲ ሕትመት ነተን ዞባታት ዝተዳ
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ንዞባ ምብራቕ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ብቕልጡፍ መለለዪ መንነት ወሲደን ክዕድላ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቢሮ ቅድም ክብል ከይዲ ሕትመት ነተን ዞባታት ዝተዳለው መለለዪ መንነት ኣሳሊጡ ውሰዱ ዝብል ዘሕለፎ መተሓሳሰቢ ተግባራዊ ዘይምዃኑ ድማ ገሊፁ። ሐዚ ውን እዘን ዝተጠቐሳ ዞባታት ነቲ መለለዪ መንነት ብቕልጡፍ ወሲደን ክዕድላ ኣተሓሳሲቡ ኣሎ። ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ሕቶ መለለዪ መንነት ንምምላስ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝመፁ ብምሕባር፤በዚ መሰረት ናብ ተግባር ተኣትዩ ከይዲ እቲ ሕትመት እናተሳለጠ ከምዝርከብ ገሊፁ። ዛጊድ ድማ ናይ ሽዱሽተ ዞባታት ማለት ውን ዞባ ምብራቕ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ምምሕዳር ከተማ መቐለ፣ ዞባ ማእኸል፣ ዞባ ደቡብን ዞባ ሰሜን ምዕራብን ሕትመቱ ተጠቓሊሉ ኣታዊ ኮይኑ ንዕደላ ድሉው ምዃኑ እውን ኣፍሊጡ።

ናይ ክብሪ ዶክተር #ዘርኡ_ገብረሊባኖስ ካብ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሚኢቲ ሰባት ዓለምና ሓደ ኮይኖም ተሓርዮም። ናይ ክብሪ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብብርኪ ዓለም ካብ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሚኢቲ ሰባት ሓደ ኮይ
+1
ናይ ክብሪ ዶክተር #ዘርኡ_ገብረሊባኖስ ካብ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሚኢቲ ሰባት ዓለምና ሓደ ኮይኖም ተሓርዮም። ናይ ክብሪ ዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብብርኪ ዓለም ካብ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሚኢቲ ሰባት ሓደ ኮይኖም ከምዝተሓርዩ ካውንስል ማአኸል ልምዓት ዶብ ኣልባ መራሕቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ስብአናኹምን ንዓመታት ኣብ ዘበርከትኩሞ ንጥፈታትን ብዘካየድናዮ መፅናዕቲ መሰረት ካብቶም ሚኢቲ ብሉፃት ፅዕንቶ ፈጠርቲ ጌርና ሓሪናኩም ኣለና ይብል ካብቲ ካውንስል ንዶክተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ዝተልኣኸ ወረቐት ምስክር። እዞም ብሉፃት ሚኢቲ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሰባት ብብርኪ ዓለም ኢኮኖምያውን ማሕበራውን ለውጢ ክመፅአ ብዝኸኣልዎ ኣስተዋፅኦ ዝገብሩ ሰባት አንትኾኑ፣ ዶክተር ዘርኡ እውን ሓደ ካብኣቶም ንምዃን መስፈርት ከምዘማልኡ ይሕብር። ዶክተር ዘርኡ ኣብ ትግራይ ኖርዘርን ስታር ቢዝነስ ጉሩፕ ዝበሃል ትካል ንግዲ ዘንቀሳቕሱ በዓል ሃፍቲ አንትኾኑ፣ብውልቀኦም ኣብያተ ትምህርቲ ሃኒፆም ንህዝብን መንግስትን ብምርካብን በቢ አዋኑ ንፅጉማት ብምሕጋዝን ዝፍለጡ በዓል ሃፍቲ ብምዃኖም ካብቶም ሚኢቲ ብሉፃት ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሰባት ኮይኖም ክሕረዩ ክኢሎም አዮም። አዞም ብብርኪ ዓለም ዝተመረፁ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ሰባት ብስርሖም፣ ዘምፅእዎም ሓሳባትን መሪሕነቶምን ፅዕንቶ ፈጠርቲ ምዃኖም ዝተኣመነሎም ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን ከምዝወሃቦም እቲ ካውንስል አፍሊጡ። #ቴሌቪዥን_ትግራይ

ጥዕና መናእሰይ ኣብ ምዝባዕ ዝርከብ መድሓኒት #ትራማዶል ትራማዶል ዝተብሃለ ንቃንዛ መጥፍኢ ዝዉሰድ መድሓኒት ጉቡእ ብዘይኮነ መንገዲ ካብ ጁባ መናእሰይ ዘይፍለ ይኸዉን ኣሎ ይብል ዩንቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኮለጅ ጥዕና ሳይንስ ዘዉፅኦ ፅሑፍ። ካብ ሻምናይ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘለዉ ተምሃሮ ብወልፊ እዚ መድሓኒት ተተሒዞም ከምዘለዉን እቲ መድሓኒት ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ተደጋጊሙ እንተተወሲዱ ናብ ወልፊ ከምዝሰጋገር ድማ የመላኽት። ኣብቲ ኮለጅ ሓኪም ዶ/ር መስፍን ብሃይሉ ሓደጋነት እቲ መድሓኒት እንትገልፁ ̎ሓደ እዋን ዘጋጠመኒ ተምሃራይ ኣብ መዓልቲ 26 ትራማዶል ክኒን ምዉሳድ ብርኪ ዝበፅሐ ነይሩ። ብመዓልቲ 26 መድሓኒት ንምጥቃም ቀርዩ ንምቑፃር እዉን ዘሰልቹ እዩ። ወልፊ ዘይገብሮ የለን’ሞ እናወሰዶ ፀኒሑ። ናብዚ ብርኪ ዝበፀሐ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣይነበረን። ኣብ ምዓልቲ ብሓንቲ ክኒን ተጀሚሩ ቀስ ብቀስ እናተላመደ እቲ ወልፊ በቢ መዓልቱ እናወሰኸ ክኸይድ ብዝፈጠረሉ ፅዕንቶ ክልተ፣ ሰለስተ፣ ኣርባዕተ፣ ሽዱሽተ… እናበለ ኣብ 26 ክኒን በፂሑ። ̎ ይብሉ። ወልፊ ትራማዶል ብዝለዓለ ናህሪ ኣብ ምግፋሕ ዝርከብ ሓደገኛ ፀገም ስነ-ኣእምሮ እዩ። ምስ መድሓኒት ተተሓሒዙ ዝመፅእ ፀገም ስነ-ኣእምሮ ዘይትንክፎ ነገር የለን። ጥዕና ዉልቀ ሰብ፣ ቤተሰብን ማሕበረሰብን ኢሉዉን ቁጠባዊን ማሕበራዉን ምትእስሳራት ኣብ ሓደጋ ዘዉድቕ እዩ። ትራማዶል ካብ ሃንደበት ሞት ክሳብ ዘላቒ ፀገም ጥዕና የስዕብ። ብሓደ ግዘ ብበዝሒ እንተተወሲዱ ድማ ንሞት የሳጥሕ። ንሓንጎል ምዝባዕ፣ ምድኻም ኩላሊት፣ ምምካኽ ጩዋዳን ንዝኸፍአ ፀገም ስነ-ልቦናን የቃልዕ። እቲ ፀገም ትኹረት ኣይተዉሃቦን። ዋላ’ኳ ብሚኒስተር ጥዕና ብዘይካ ፍሉይ ትእዛዝ ከይሽየጥ ዝብም መምርሒ እንተተነገረ ኣብ ተግባራዉነቱ ዘሎ ጉዳይ ግና ዘተሓትት እዩ። ካብዚ ሓሊፉ ሰፊሕ ግንዛበ መዕበይ መድረኽ ኣዳሊኻ እቲ ፀገም ኣስጋኢ ምኻኑ ግንዛበ ምፍጣር የድሊ። ሓደ ሓደ መናእሰይ እቲ ክኒን ብምዉሳድ ወልፎም ንምህዳእ እንትሰኣኖም ብመርፍእ ምዉሳድ ይጅምሩ። ኣብዚ ብርኪ ተበፂሑ ማለት ፀገም ኣብ ልዕሊ ፀገም ተደራሪቡ ኣብ ልብን ሓንጎልን ዝኸፍአ ፀገም ጥዕና ከስዕብ ናብ ዝኽእል ዝኸፍአ ኩነታት የሳጥሕ። ንረኽሲ ኣፍ ልቢ ብምቅላዕ ድማ ንስትሮክ የሳጥሕ። መናእሰይ ንስትሮክ ካብ ዝቃልዑሉ መንቀልታት እቲ ሓደ ብመትኒ ደም ኣቢሉ ብዝዉሃቦም መድሓኒት ዝተሓሓዝ ኮይኑ ከም ትራማዶል ዝኣመሳሰሉ ንሱስ ዘቃልዑ መድሓኒታት ብመርፍእ ምዉሳድ ንስትሮክ የቃልዑ። ዩንቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ - ኮለጅ ጥዕና ሳይንስ 👉 #ጥዕና ንኹሉ ኣብ ኩሉ

✨በአዲስ መድረክ ላይ አዲስ  እድል ✨ 🥇 ከላይ በምስሉ እንደምታዩት ብዙዎች እያሸነፉ ነው! 🔥ዛሬውኑ የቫሌሮ ኢነርጂን ይቀላቀሉ - ስኬትዎ እዚህ ይጀምራል!🔥 ✅ በቀላሉ ኦንላይን ገንዘብ መስራት ይችላሉ! ✅ በኢትዮጵያ ውስጥ እጅግ ትክክለኛ እና ታማኝ ነን  ለምን Valero Energy ን እመርጣለሁ?✔️ ከ300,000+ ኢትዮጵያውያን መርጠውናል ✔️ ደህንነቱ የተጠበቀ ዘይት ኢንቨስትመንት ነው✔️ 24ሰዓት ሳምንቱን ሙሉ ገንዘብ ማውጣት ይችላሉ  ለሌላው ሲያጋሩ የሚያገኙት ኮሚሽን: 37%በዚህ ሊንክ ይመዝገቡ: https://www.valerosn.com/?invitation_code=58DC2ቴሌግራም ቻናላችን - https://t.me/Valero1

ብመጀመርያ ኣሰላሙዓለይኩም ወራሕመቱላሂ ወበረካቱሁ ብምቕፃል ክልከላ ሒጃብ ኣመልኪቱ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እሰልምና ትግራይ ኣብ ወረዳ ቤት ፍርዲ ክሲ ተመሰሪቱ ከም ዝነበረ ንህዝብና ብእዋኑ መብ
ብመጀመርያ ኣሰላሙዓለይኩም ወራሕመቱላሂ ወበረካቱሁ ብምቕፃል ክልከላ ሒጃብ ኣመልኪቱ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እሰልምና ትግራይ ኣብ ወረዳ ቤት ፍርዲ ክሲ ተመሰሪቱ ከም ዝነበረ ንህዝብና ብእዋኑ መብርሂ እናሃበ ከምዝመፀአ ዝፍለጥ እንትኸውን ሕዚ ዘሎ ኩነታት ንምፍላጥ ዝሰዕብ መረዳእታ ንህዝብና ነቅርብ። ኣብ ኣኽሱም ዝነበረና ሒጃብ ክሲ ዝምልከት እቲ ክሲ ዝከታተሉ ጠበቓታት ከሉ ግዜ ኣብ ዝገብርዎ ዕለታዊ ምይይጥ ኣብ ጉዳይ ስልጣን ዳይነት ኣብያተ ፍርዲ ኣመልኪቶም ዝበፀሕዎ መደምደምታ ክልከላ ሕጃብ ኣመልኪቱ ዘሎ መሰል ኣብ ፌደራል ኣዋጅ ቁፅሪ 1234/2013 ዓንቀፅ 11 /4 ዝወድቅ ብምዃኑ ብመሰረት መጣየሺ ኣዋጅ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ዓንቀፅ 15(2)ን 16(1) ፌደራል ኣዋጅ 1234/2013 ዓንቀፅ 11(4)ን ስልጣኑ ናይ ፌደራል ማእኸላይ ቤ/ፍርዲ ( ከፍተኛ ፍ/ቤት) ኮይኑ ብውክልና ስልጣን ምድናይ ዝተወሃበ ንላዕለዋይ ቤ/ፍርዲ ክልል ትግራይ ዝተወሃበ ብምዃኑ እዩ። ስለዚ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ወረዳ ቤ/ፍርዲ ዝነበረና ክሲ ብሰናይ ድልየትና መዝገብ ታዓፅዩ ስልጣን ኣብ ዘለዎ ክነቅሮብ ንቤ/ፍርዲ ክዕፀወልና ብዘቅረብናዮ ሕቶ እቱ ክሲ ዝተቋረፀ ምዃኑ ንህዝብና ክነፍልጥ ንፈቱ። 👉 ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እሰልምና ትግራይ

ኣብ ኣመጋግባና #ጨው ምጥቃም እንትነቋርፅ ክፍጠሩ ዝኽእሉ ናይ ኣካላትና ለውጥታት እነሆ፥ ኣብ ኣመጋግባና ጨው ምጥቃም ምስ ኣቋረፅና ኣብ ሓደ ሰሙን - ፀቕጢ ደም ይንኪ – ልዕሊ ዓቐን ሶድየም ማይ
+1
ኣብ ኣመጋግባና #ጨው ምጥቃም እንትነቋርፅ ክፍጠሩ ዝኽእሉ ናይ ኣካላትና ለውጥታት እነሆ፥ ኣብ ኣመጋግባና ጨው ምጥቃም ምስ ኣቋረፅና ኣብ ሓደ ሰሙን - ፀቕጢ ደም ይንኪ – ልዕሊ ዓቐን ሶድየም ማይ ምዕቃብ ይፈጥር፣ ጸቕጢ ደም ይውስኽ። ጨው ምጥቃም ምስ ኣቋረፅና ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ፀቕጢ ደምና ክወርድ ክጅምር ይኽእል እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ ልብና ዝመፅእ ፀቕጢ ክቕንስ ይገብሮ። - ሕበጥ ምንካይ – ኣብ ኣመጋግባና ጨው ምቑራፅ ኣካላትና ልዕሊ ትርፊ ማይ ንኽለቅቕ ይሕግዞ። እዚ ድማ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ገፅን ከብድን ንዝፍጠር ሕበጥን ምንፋሕን ርኡይ ምንካይ ከስዕብ ይገብሮ። ኣብ ኣመጋግባና ጨው ምጥቃም ምስ ኣቋረፅና ሓደ ወርሒ - ምምሕያሽ ስራሕቲ ኩላሊት – ኩላሊትና ልዕሊ ዓቐን ሶድየም ክተፃሪ ስለዘይትግደድ ብዝያዳ ስሉጥ ስራሕ ክትሰርሕ ትጅምር። ከምኡ ድማ ንሓደጋ ፀፀር ኩላሊትን ናይ ምቅላዕ ዕድልና ይንኪ። - ዝሓሸ መጠን ማይ ኣብ ሰብነትና ይህሉ (Hydration) – ውሑድ ጨው ማለት ኣካላትና ዝተስተኻኸለ ሚዛን ፈሳሲ ይሕሉ፣ ምውሓድ ማይ ይከላኸልን ጥዕና ቆርበት የመሓይሽን ማለት እዩ። ኣብ ኣመጋግባና ጨው ምጥቃም ምስ ኣቋረፅና ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ -ትሑት ሓደጋ ሕማም ልብን ወቕዒን (Stroke) – ኣብ ኣመጋግባና ሶድየም ድሕሪ ምንካዩ ድሕሪ እዋን ንስራሕ ሻምብቆታት ደም ብምምሕያሽን ነድሪ ብምንካይን ንሓደጋ ሕማማት ልብን ስርዓተ ደምን ብዓብይኡ ክቕንስ ይገብር። ነዚ ንእሽተይ ነገር፥ ኮይኑ ግን ሓያል ናይ ኣመጋግባ ለውጢ ብምግባር፡ ናይ ሓፂር ግዜ ጥዕናዊ ረብሓን ናይ ነዊሕ ግዜ ዘላቒ ረብሓታትን ክንረክብ ንኽእል ኢና። ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን! ብሓልዮትና ንምረፅ! 👉 #ሆስፒታል_ሪምና ኣድራሻ፥ መቐለ፥ ዓይደር ትራፊክ መብራህቲ

✨አዲስ መድረክ! አዲስ ዕድል!✨ 🥇 ለተሳካ ገንዘብ ማውጣት አባላታችንን እናክብ፣! 🔥አሁን በAllied Gold ይቀላቀሉ – የእርስዎ ስኬት እዚህ ይጀምራል!🔥 ✅ በኦንላይን ገቢ መፍጠር ቀላል ነው! ✅ ከምርጦች ጋር በመተባበር ወርቅ ይዘው ይምጡ! ለምን Allied Gold? ✔️ በ100,000+ ኢትዮጵያውያን የተረጋገጠ እምነት ✔️ በደህንነት የተጠበቀ ወርቅ ኢንቨስትመንት ✔️ 24/7 የዋስትና ያለው የብር ማውጣት የውርድ መስመር ኮሚሽን ይጋብዙ:36% Sign up link:https://alliedgd.cc/?invitation_code=B6F40 Official channel:https://t.me/Allied_Gold

59 ሺሕን 968 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 59 ሺሕን 968 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገ
+1
59 ሺሕን 968 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 59 ሺሕን 968 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ዘበነ ምህርቲ ካብ ዝኸውን 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 632 ሺሕን 965 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምጉዕዓዙ ተገሊፁ። 1 ሚሊየን 700 ሺሕን 763 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ብ13 መርከባት ተፃዒኑ ናብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ናብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተጎዓዓዘ 632 ሺሕን 965 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 95 ሺሕን 340 ሜትሪክ ቶን ዝተጎዓዓዘ ብባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዝተረፈ 537 ሺሕን 625 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ድማ ብደረቕ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። 👉 ኤፍ ኤም ሲ

መሶብ ጥዕና: #ሕማም_ፀፀር_ሓሙት 1- ፀፀር ሓሙት እንታይ እዩ? (Gallstone) - ፀፀር ሓሙት ካብቶም ብበዝሒ ዝረኣዩ ሕማማት ኸብዲ ሓደ ኾይኑ ኣብ ናይ ሓሙት ከረፂት ዝፍጠር ስብሓዊ (መብዛሕቲኡ ግዘ) ፀፀር እዩ። 2- እንታይ ዓይነት ኹነታት ተቓላዕነትኻ ይውስኽዎ? (Risk factors) - ፆታ (ኣንስተይቲ) - ዕድመ (ልዕሊ 40) - በዝሒ ጥንሲ - ዘይዕቅን ርጉዲ - ብበዝሒ ሓይሊ ውሃብትን ሓሸርበሸር ዘይብሎምን መግብታት ምጥቃም -ውሱን ኣካላዊ ምንቅስቓስ -ኣብ ሓፂር እዋን ክብደት ምንካይን ዝመሳሰሉን 3- ምልክታቱ እንታይ እዮም? (Symptoms) - ኣብ የማናይ ክፋል ኸብዲ ውይ አፍልቢ ምሕማም -እዚ ሕማም ናብ የማናይ እንግዳዓ ክዛመት ይኽእል - ቕልውልው/ዕውልውል ምባል -መግቢ ዘይምሕቓቕ -ኸብዲ ምንፋሕ - ተደጋጋሚ ምጉሳዕን -እዞም ምልክታት ብፍላይ ቅብኣት ኣብ ዝበዝሖ መግቢ ጎሊሆም ይረኣዩ 4- ሃለዋቱ ብኸመይ ይፍለጥ? (Diagnosis) -ልዕል ኢሎም ብዝተገለፁ ምልክታትን - ብቀንዱ ድማ አብ ኸብዲ ብዝግበር ናይ አልትራሳውንድ ምርመራ ይረጋገፅ 5. ዝተዛብዑ ግንዛበታት ሕክምና ፀፀር ሓሙት -ፀፀር ሓሙት ማይ ብበዝሒ ብምስታይ ክወፅእ ኣይኽእልን። -ዓቐን (መጠን) ኾነ ቑፅሪ እቲ ፀፀር ሓሙት መጥባሕቲ ንምግባርን ንዘይምግባርን ወሳንነት የብሉን። ስለዝኾነ ድማ እቲ ፀፀር ክሳብ ዝዓቢ ወይ ድማ ቑፅሩ ክሳብ ዝውስኽ ምፅባይ ትርጉም የብሉን። 6- ብኸመይ ይሕከም? (Treatment) --እቶም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ምልክታት ዘለዎን ብአልትራሳውንድ ዝተረጋገፀን ፀፀር ሓሙት ሕክምና የድልይዎ። -ብፍላይ ድማ ምስ ከም ሕማም ሽኮርያን ካልኦት ናይ ሰውነት ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ዝቕንሱ ኹነታትን እንተተደሪቡ ብቕልጡፍ ሕክምና ክግበረሉ ይግባእ። -ክሳብ ሓዚ ብዘሎ ፍቱንነቱ ዝተረጋገፀ (standard) ሕክምና ሓሙት ፀፀር መጥባሕቲ ጥራሕ እዩ። -እቲ መጥባሕቲ ብላፓሮስኮፒ (ብዘመናዊ መሳርሒ ተሓጊዝኻ ብኣናእሽቶይ ነኹዋላት) ወይ ድማ ብዝተለመደ (ከፊትኻ) ክግበር ይኽእል እዩ። እንተተኻኢሉ ግና ናይ ባዕሉ ብልጫታት ስለዘለውዎ ብላፓሮስኮፒ ተዝኾን ይምረፅ። -ብላፓሮስኮፒ ዝግበር መጥባሕቲ ምስ ጨረር ዘራኽብ ኾነ ሓደጋ ጨረር ዝበሃል ፈፂሙ የብሉብ። 7- ተዘይተሓኪሙ ሰዓቤናቱ እንታይ እዮም? (Complications) ሀ- ነድሪ/ቁጥዐ ሓሙት ከረፂት (cholecystitis) ለ-ፀፀር ናብ መትረባት ሓሙት ምውራድን ነዚ ስዒቡ ዝመፅእ ምውያብ ዓይኒን (cholelithiasis & Jaundice) ሐ- ፀፀር ኣብ መትረብ ሓሙት ብምህላዉ ዝፍጠር ኽብድ ዝበለ ረኽሲ መትረብ ሓሙት (cholangitis) መ- ነድሪ/ቁጥዐ ጣፍያ (pancreatitis) ሰ-ምውታፍ ፀፀር ኣብ ኣፍደገ ሓሙት ከረፂትን ነዚ ስዒቡ ዝመፅእ ልክዕ ዝሓለፎ ምውጣር እቲ ሓሙት ኸረፂትን (hydrops) ሸ-ትሕዝቶ ሓሙት ኸረፂት ናብ መግሊ እንትቕየር (gallbladder empyema) ቀ- ምብስባስ/ምሙሽማሽ ሓሙት ኸረፂት (gangrenous gallbladder) ን ዝመሳሰሉን 8-ምክልኻል ይካ ኣልዶ? (Prevention) - ዋላኳ ናይ ኣመጋግባ ስርዓት ምትዕርራይን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባርን ዝከኣል እንተኾነ ብጭቡጥ ግን ፀፀር ሓሙት ኣብ ምክልኻል ብዙሕ ውፅኢታዊ ኣይኮነን። ዶ/ር ሚዛን ኪዳኑ ፍሉይ ስፔሻሊስት ላፓሮስኮፒ ሕክምናን መጥባሕትን መዓናጡ፣ከረጢት ሓሙትን ፀላም ከብድን ሆስፒታል ሃርመኒ ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ! #ደረቕ_ዓይኒ እንታይ እዩ? እንታይ ሒዙ ይመጽእ? እቲ ምክልኻልን ሕክምናን እንታይ እዩ? ብዛዕባ ዝብሉዎ ቁሩብ ንዛረብ። ካብቲ ሳይንሳዊ ትርጉም፡ ደረቕ ዓይኒ ማለት ንብዓትና ብግቡእ መጠንን ስሪትን ዘይምፍራይ፡ ወይ ድማ ድሕሪ ምፍራይ ደጋዊ ክፋል ዓይኒ ርጉእ ኮይኑ ከምዘይጸንሕን፡ እቲ ውጽኢቱ ድማ ዘይምቾት ዓይኒ፡ ምዝንባዕ ምርኣይን ኣብ ደጋዊ መጉዳእቲን ማለት እዩ። ንጣብ ዓይኒ ሕማም ዓይኒ እዩ። ክንደይ ዓይነት ደረቕ ዓይኒ ኣሎ? ብሓፈሻ ክልተ ዓይነት ኣለና። 1. እቲ ማይ ዝሓዘ ክፋል ንብዓትና ብዝግባእ መጠን ዘይምፍራይን... 2. ንብዓትና ካብቲ ዝግባእ ንላዕሊ ይሃንፍ 3. ውህደት ናይዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ** ምልክታት እንታይ እዮም? ኣዒንትና * ዘይምቾት፡ ቁጥዐን ምንዳድን እዩ። * ምቅያሕ * ተሻቐለ * ፍርሒ ብርሃን * ምርኣይ ምድምሳስን ድኻምን * ቀልጢፍካ ምብካይን ምብካይን። * ኣብ ኩርናዕ ዓይንና ዝነብር ብሙኩስ ዝተመልአ ፈሳሲ ምኽንያታት እንታይ ክኾኑ ይኽእሉ? * ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት ኣብ ጽኪ ንብዓት ብዝበጽሖ ጉድኣት ዝፍጠር መጠን ንብዓት ምንካይ * ምዕጻው ናይ ንብዓት ቱቦታት ናይ ንብዓት ጽክታት * Sjogren syndrome * ብሰንኪ ምልባስ ኮንታክት ሌንስ፣ መጥባሕቲ ዓይኒ ሌዘር ወይ ድማ ኣብ ነርቭ ባዕሉ ዝመጽእ ስንባደ ሪፈክስ ብሎክ * ለተለያዩ ህመሞች እመንወስዳቸዉ መድሀኒቶች (systemic medication) (antihistamines, decongestant, hormon replacement therapy, antidepressant....) * ንብዓትና ንምሽፋንን ዘፍርይዎ መጠን ንምንካይን ዝጥቀሙሉ ቅብኣት ዘለዎ ክፋል ዘፍርዩ ጽክታት ምዕጻው። * ጸገም ሽፋን ዓይንን ትሑት መጠን ምዕጻውን * ሕጽረት ቫይታሚን ኤ * ምስ መዕቆቢ ንነዊሕ እዋን ይነጥብ * ኮንታክት ሌንስ ምግባር ኣብ ርእሲ እዚ ረቛሒታት እዚ፡ ከባቢኻ እውን ጽልዋ ኣለዎ። ንኣብነት * ንነዊሕ ሰዓታት ምንባብን ምዝዋርን * ንፋስን ትሑት ርስሓት ዘለዎን ኩነታት ኣየር * እርጋን * ምትካኽ ሲጋር ወይ ኣብ ከባቢ ዘትክኽ ሰብ ምንባር... ከም ምኽንያት ይጥቀሱ። መዓስ ንሓኪም ትውከስ? ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ምልክታት እንተሃልዩካ፡ ዓይንኻ ንምምርማር ናብቲ ኣብ ቀረባኻ ዝርከብ ሓኪም ዓይኒ ክትከይድ ይምከር። እቲ ሕክምና እንታይ እዩ? ሕክምና ደረቕ ዓይኒ ኣብ ኩነታት እቲ ሕሙም ዝምርኮስ ኮይኑ ብተለምዶ ድማ እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፤ 1. ንሕሙማት ብዛዕባ እንታይነት እቲ ሕማም፡ ሕዱርነቱን ክገብርዎ ዘለዎም ጥንቃቐታትን ምምሃር። 2. ጽክታት ንብዓት ንብዓት ንኽፈጥሩ ምትብባዕ፣ ምትካእን ምሕላውን 3. መጉዳእቲ ዓይኒ ምቁፅፃርን ምሕካምን 4. ንጸገማት ሽፋን ዓይኒ ዝምጥን ሕክምና ምሃብ ሕሙማት ክገብርዎ ዘለዎም ጥንቃቐታት * ዝኾነ ትወስዶ ዘለኻ መድሃኒት ንሓኪም ዓይንኻ ኣርእዮ * ሲጋር ትትክኽ እንተኾንካ ኣቋርጽ * ኮምፒተርን ስልክን ኣብ እንጥቀመሉ እዋን ድምቀት ምጉዳል * ከተንብብ ከለኻ ኣብ መንጎ ዕረፍቲ ውሰድ * ኣብ እዋን ምንባብ፡ ኮምፒተር ወይ ቴለፎን ኣብ እትጥቀመሉ እዋን፡ ስክሪን ቀልጢፍካ ምጥፋእ ኣይትረስዕ * ከባቢኻ ደረቕን ንፋስ ዘለዎን እንተኾይኑ ምቕያር ኣብ ግምት ኣእቱ። ከም ናይ ናሕሲ ፋን ዝኣመሰሉ ዘጋድዱ ነገራት ምውጋድ። * ካብ ገዛ ወጻኢ ክትንቀሳቐስ ከለኻ መነጽር ምጥቃም ምልማድ * ጽሬት ኣዒንትኻ ምሕላው ፈጺምካ ኣይትረስዕ። ዶክተር ብእምነት # ክኢላ ሕክምና ዓይኒ። 👉 Tigray Tribune

Many people have made money by joining Valero Energy, so what are you waiting for? Join Valero Energy and make money at home anytime. Making money is as easy as breathing. Welcome to the high-tech company Valero Energy. Prepare for tomorrow with Valero Energy. If you are not willing to keep up with the times, you will be eliminated by the times. Join Valero Energy and find your own financial freedom. Register now to get 50 ETB.Earn 10,000 ETB every dayOfficial registration address: https://www.valerosn.com/?invitation_code=58DC2 Join our channel to get treasure chest benefits and get 100-500 ETB cash rewards. 500 places per dayOfficial Telegram channel https://t.me/Valero1

ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከባ 13 ቐዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣካል እቲ ብማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤስ ኤን ቪ ብሪጅ ፕላስ ዝተብሃለ ትካል ኔዘርላንድ
+2
ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከባ 13 ቐዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣካል እቲ ብማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤስ ኤን ቪ ብሪጅ ፕላስ ዝተብሃለ ትካል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዕላዊ ዝገበረቶ ፕሮጀክት ምግብና ፀባ ንህፃናት ኣብ ከተማ ዓድዋ እውን ጀሚሩ ኣሎ ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ዓድዋ መምህር ገብረስላሴ ብርሃነ እቲ ፕሮግራም ኣብ 13 ኣብያተ ትምህርቲ ንዝርከቡ ብድምር 3086 ተምሃሮ ካብ ኦ -1ይ ክፍሊ ዘካተተ ከምዝኾነ ሓቢሮም ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምጅማር ምገባ ተምሃሮ ተሪኺቦም መልእኽቲ ዘስምዑ ከንቲባ ከተማ ዓድዋ ኣይተ ተስፋይ ገብረ ወልድ ፡ ኣብ ማዕዲ ትምህርቲ ንዝርከቡ ፅጉማት ተማሃሮ ትምህርቶም ከይቓሩፁ ስለ ዝሕግዝ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ነዚ ፕሮግራም ምግብና ምጅማራ ብሽም ህዝብን ምምሕዳር ከተማ ዓድዋ የቕነየለይ ኢሎም ። ፀብፃብ ሓበሬታ ርክብ ከተማ ዓድዋ ከም ዘመልኽቶ ኣብቲ ምጅማር ስነ ስርዓት ምገባ ተምሃሮ ተወካሊ ማልት፣ ኣመራርሓ ፣ተወከልቲ ወለድን ተምሃሮን ተረኺቦም ። #Dimtsi Weyane

🎗 #መንሽሮ_መዓንጣ እንታይ እዩ ? ( ብ ዶ/ር ኪዳነ ገ/ክርስቶስ ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕቲ መ/ሆስፒታል ትግሃት ) መንሽሮ መዓንጣ ኣብ ቀጢን መዓንጣ፥ ኣብ ዓብዪ መዓንጣን መሃንቱስን ዝኽሰት መንሽሮ የጠቓልል። 🖊 ኣብ ሃገርና መጠን ዝርግሕኡ 'ታይ ይመስል ? ካብቶም ሓደሽቲ ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ዝተረጋገፁ ዓይነታት መንሽሮ ኣብ ቅድሚት ፥ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ድሕሪ መንሽሮ ጡብን ማህፀንን ሳልሳይ ዝበዝሐ ዓይነት መንሽሮ እዩ። 🖊 ንመንሽሮ መዓንጣ ዘቃልዑ ኩነታት እንታይ እዮም? 1. ዕድመ፡- መንሽሮ መዓንጣ ኣብ ልዕሊ 50 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ክኽሰት ዝያዳ ተኽእሎ ኣሎ፡፡ ይኹን 'ምበር ኣብዚ ሕጂ እዋን መንሽሮ መዓንጣ ኣብ መንእሰያትን ኣባፅሕ እናወሰኸ እዩ ። 2. ታሪኽ ስድራቤት/ ብዘርኢ ፡- ስድራቤታዊ ታሪኽ መንሽሮ መዓንጣ ወይ መንሽሮ ዝኾነ ካልእ ክፍሊ ኣካላት እንተሃልዩ ካልኦት ኣባላት ስድራቤት ኣብ መፃኢ ናይ ምምዕባል ተኽእሎኦም ዝለዓለ እዩ። 3. ቅድሚ መንሽሮ ዝመፅእ ፖሊፕ መዓንጣ/colonic polyps 4. ንመንሽሮ ዝቃልዑ ጀነቲካዊ ለውጢ 5. ሕዱር ነድሪ ሕማም መዓንጣ/Inflamatory Bowel Disease 6. ቀይሕን ዝተመስርሑን ስጋ /Red and Processed Meat /ብተደጋጋሚ ምምጋብ 7. ምትካኽ ሽጋራን ኣልኮላዊ መስተ ምውሳድ 8. ካብ መጠን ንላዕሊ ክብደት ኣካላት 9. ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዘይምግባር 🖊 ምልክታት መንሽሮ መዓንጣ 'ታይ እዮም ? - ክብደት ሰብነት ምቕናስ፣ - ምንፋሕ ከብዲ ፣ - ሰገራ / ፍታን ብንቡር ንምሕላፍ ምጽጋም፤ - ብመሃንቱስ ኣቢሉ ምፍሳስ ደም ፣ -ድሕሪ ሽቓቕ ምጥቃምካ ሽዑ ንሽዑ ስምዒት ዘይምውዳእ ፍታን ምህላውን፣ - ብተደጋጋሚ ምኽሳት ዋሕዲ ደም፣ - እቲ ደረጃ እናወሰኸ ምስ ከደ ምሉእ ብምሉእ ምዕፃው መዓንጣ ከስዕብ ይኽእል። 🖊 እንታይ ክግበር ኣለዎ - ጥንቃቐታት ? 1. ልዕሊ ሓምሳ ዓመት እንተኾንካ ወይ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ምልክታት እንተሃልዩካ ብቅልጡፍ ናብ ሓኪም ብምኻድ ምርመራ ምግባር። እቲ ዘሕዝን ግን መብዛሕትኦም ተሓከምቲ ናብ ሓኪም ዝመፁ ምልክታት መንሽሮ መዓንጣ ንሕክምና ድሕሪ ምድንጓይ እዩ። ልሙዳት ምኽንያታት ምድንጓይ፡- ብጉጉይ ተደጋጋሚ ሕክምና ኣሜባ ወይ ቁስሊ መሃንቱስ ወይ ኪንታሮት እናተብሃለ ፥ ወይ ከም ኣማራፂ ናብ ባህላዊ ፍታሕ ምድላይ እቶም ዋና ምክንያታት ምድንጓይ ይርከብዎም። 2. ክቕየር ዝኽእል ናይ ምቅላዕ ባህርያት እንተሃልዩ ምእራም። 3. እቲ ሕማም ምስተረጋገፀ እውን ምስ ሓኪም ተማኺርካ ዝቕፅል ሕክምናታት ብግቡእ ምክትታል። 👉 የስተውዕሉ፡- ኣብ ሆስፒታል ትግሃት ብስፔሻሊት ሓኻይም ንዝተፈላለዩ ሕማማትን ፀገማት መዓንጣ ዘመኑ ብዝጠልቦ መሳርሒ ሕክምና ተሓጊዙ ብዘተኣማምን መንገዲ ግልጋሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ ፡፡ይምፁ ብግልጋሎታትና ክዓግቡ እዮም ! 👉 ሆስፒታል ትግሃት 🏪ኣድራሻ፡- ከተማ ሽረ እ/ስላሰ ቀብሌ 05 ኣብ ጎኒ ኢንተርናሽናል ሆቴል ሓዳስ መንገዲ ሸራሮ ንርከብ።

New platform!New platform! Congratulations to members for successful withdrawalJoin now and you will succeed in Allied Gold.Generating income online is actually very simple. Choose the best company to cooperate with and you will succeed. If you encounter any problems, please contact the online customer service directly, we are always at your service. Sign up link:https://www.alliedgoldinvestment.com/?invitation_code=051CB Official channel link:https://t.me/Allied_Gold

#ለሚን ኣብ ዝሁም ማይ ጨፍሊቕካ ኣዘውቲርካ እንተሰቲኻዮ እዞም 10 ጥዕናዊ ረብሓታት ክትረክብ ኢኻ። 🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝 1. ፀላም ከብድና ካብ መርዛማት ነገራት የፅርዮ። ፅማ
#ለሚን ኣብ ዝሁም ማይ ጨፍሊቕካ ኣዘውቲርካ እንተሰቲኻዮ እዞም 10 ጥዕናዊ ረብሓታት ክትረክብ ኢኻ። 🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝🥝 1. ፀላም ከብድና ካብ መርዛማት ነገራት የፅርዮ። ፅማቝ ለሚን (ፈሳሲ) ጥራይ ዘይኮነስ ቆርበት ለሚን እውን ኣብ ውዑይ ማይ እንተሰቲናዮ፡ ደረጃ 2 ነቲ ናይ ፀላም ከብዲ መርዛምነት ስራሕ ክሰርሕ እዩ። 2. ፀላም ከብድና ሓሞት ንኽፈሪ ብምትብባዕ ኣካላትና ስብሒ ዘለዎም መግብታት ንኽሕክኽ ይሕግዞ። 3. ለሚን ልዑል ፀረ-ኦክስጅን ባህርያት ስለዘለዎ፡ ንዋህዮታትና ካብ ምጥፋእ ይከላኸለሎም። 4. ኣብ ለሚን ዝርከቡ ፀረ-ኦክስጅንን ፋይቶኬሚካላትን ንዋህዮታት ጸላም ከብዲ ንምሕዳስ ይሕግዙ። 5. ኣብ ለሚን ዝርከብ ሲትሪክ ኣሲድ ንመሕቀቒ መግቢ የቀላጥፍን ፀፀር ኩሊት ይፈስስን እዩ። 6. ለሚን ካብ ኣካላትና ወፃኢ ኣሲዳዊ ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና ድማ ኣልካላይን ስለዝኾነ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና ዘሎ ደረጃ ፒኤች ሚዛን ንኽህልዎ ይሕግዝ ከምኡ’ውን ሕማም ይከላኸል። 7. ኣብ ለሚን ዝርከብ ልዑል መጠን ቪታሚን ሲ ድልዱል ተፈጥሮኣዊ ሕማም ምክልኻል ንኽህልወና ይሕግዘና። 8. ለሚን ሽኮር ደም ብምብታን ኣብ ኣካላትና ፀፀር ሓሞት ንኸይፍጠር ይሕግዝ። 9. ለሚን ልዑል መጠን ቪታሚን ሲ ስለዘለዎ፡ ኣብቶም ረኽስን ምጉዳል ዓፅምን ዘለዎም ሰባት መጠን ዩሪክ ኣሲድ ይንኪ። 10. ንነድሪ (Arthritis) ይከላኸል። 11. ለሚን ካብ ዝተፈላለዩ መንሽሮታት እውን ይከላኸል። ፅቡቕ ልምምድ፡ ፅቡቕ ጥዕና! 👉 ጥዕና ኣብ 2030

ምልክታ ጨረታ
ምልክታ ጨረታ

ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ብጽኑዕ ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ክቕጻዕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ 28 ጥሪ 2017
+2
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ብጽኑዕ ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ክቕጻዕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ 28 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣብ ዝወዓለ መጋባእይኡ ወሲኑ ኣሎ።

" ኣፈላላይና ከምነውሪ ዘይኮነስ ከምንቡር ብምቑጻር ፣ኣብ ኣፈላላያትና ዘይኮነስ ሓደ ኣብ ዝገብሩናን መጻኢ ህልውናና ኣብ ምውሓስ ክንሰርሕ ይግባእ " ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝበሉ ኣብ ምስረታ ኣማካሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተረኺቦም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ እዩ። ከም ህዝቢ ኣብ ህንፀት ዴሞክራሲ ለውጢ ክነምጽእ ኣለና ዝበሉ እቶም ፕረዚደንት ፤ ውዕሊ ፕሪቶርያ ብምሕላው ኣብ ሰላም ትግራይ ምውሓስን ምዕማቕን ፣ኣብ ሙሉእ ትግበራ እቲ ውዕሊ ማለት እውን ኣብ ምምላስ ተመዛበልቲ፣ ኣብ ምምላስ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን ካልኦትን ብትኹረት ምስራሕ ከምዘድሊ ኣመላኺቶም። ሓድነት ህዝብና ናብ ንቡር ክንመልስ ኣለና ዝበሉ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ፣ልዕሊ ህልውና ህዝብና ዝረኣ ነገር የለን ኢሎም። ምስረታ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዘይግባእ ውሽጣዊ ጉዳያት ከምዝተዳናጎየ ዝገለጹ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ፣ምስረታ እቲ ኣማኻሪ ካውንስል ኣብ ናይ ዴሞክራታይዘሽን ስራሕቲ ሓደ ስዳሮ ምዃኑ ገሊጾም። ኣይተ ጌታቸው ፣ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ኣብያተ ዕዮ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምክትታልን ብምድጋፍን ከም ኣድላይነቱን ኩነታቱን ምኽረ ሓሳብ ይኹን ውሳነ ዘዕርፍ ምስረታ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዝጠልብ ወሳኒ እዋን ኣለና እውን ኢሎም። ኣፈላላይና ከምነውሪ ዘይኮነስ ከምንቡር ብምቑጻር ፣ኣብ ኣፈላላያትና ዘይኮነስ ሓደ ኣብ ዝገብሩናን መጻኢ ህልውናና ኣብ ምውሓስ ክንሰርሕ ይግባእ ድማ ኢሎም። ምስረታ ኣባላት ኣማኻሪ ኣውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ብምልኣተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ። #ድወት

ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ሓዚ ይሳለጥ ኣሎ።
+3
ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ሓዚ ይሳለጥ ኣሎ።

ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናይ ፌደራል መንግስቲ ጣልቃ ምትእትታው ዝዕድም ዘበጋገሶ ውሳነ ኮነ ዝተገብረ ፃዕሪ የለን ክብሉ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ጋዜጣ ሪፖርተር ኣ
ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናይ ፌደራል መንግስቲ ጣልቃ ምትእትታው ዝዕድም ዘበጋገሶ ውሳነ ኮነ ዝተገብረ ፃዕሪ የለን ክብሉ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ። ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ጋዜጣ ሪፖርተር ኣውፂእዎ ዝተብሃለ ሓበሬታ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ " X " ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ "ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፌደራላዊ ምትእትታው ዝጽውዕ ሕጊ ንምውፃእ ኣይተበገሰን ዝተገብረ ጻዕሪ እውን የለን ፡ እዚ ንታሪኽ ይሰነድ ፥ " ክብሉ ገሊፆም ኣለው ።

#ሓበሬታ #ወፍሪ_መጥባሕቲ_ሕክምና_ልዕሊ_ክሳድ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይድ ሆስፒታል ዓይደር ካብ ኣሜሪካ ማዮ ክሊኒክ (Mayo Clinic) ዝመፁ ሳብስፔሻሊስት መጥባሕቲ ልዕሊ ክሳድ ምስ ስፔሻሊስ
#ሓበሬታ #ወፍሪ_መጥባሕቲ_ሕክምና_ልዕሊ_ክሳድ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይድ ሆስፒታል ዓይደር ካብ ኣሜሪካ ማዮ ክሊኒክ (Mayo Clinic) ዝመፁ ሳብስፔሻሊስት መጥባሕቲ ልዕሊ ክሳድ ምስ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ልዕሊ ክሳድ ሆስፒታልና ብምዃን ካብ ለካቲት 04 ክሳብ ለካቲት 21/2017 ዓ/ም ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና ስለዝካየድ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፀገማት ዘለኩም ወገናት ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ ክትኮኑ ንፅውዕ። 1. ሕበጣት ገፅ፣ ጉንዲ እዝንን ክሳድን ኣብ ህፃናትን ዓበይትን 2. ፀገማት ሸምበቆ ኣየር ከምኡ'ውን ሕበጣት ውሽጢ ኣፍን ጎረሮን ኣብ ህፃናትን ዓበይትን 👉 ህፃናት ንለካቲት 4/6/2017 ዓ/ም 👉 ዓበይቲ ድማ ንለካቲት 10/6/2017 ዓ/ም ናብ ሆስፒታልና ክፍሊ ሕክምና ልዕሊ ክሳድ ክመፁ ይግባእ:: ናብ ተጠቀምቲ ክበፅሕ ናብ ኩሉ ነባፃሕ