en
Feedback
መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

Open in Telegram

Mesob Tigrigna is an Online Social Media Platform that disseminates up-to-date and/or helpful 👉 News 👉 Health 👉 Sports 👉 Technology , and 👉 Personal Development Tips in Tigrigna Language from Professional and credible sources.

Show more
2 824
Subscribers
No data24 hours
-107 days
-5330 days
Posts Archive
ክልተ ላዕለዎት ሰብ መዚ ደቡብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም። ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ዶ/ር ሪየክ ማቻር፣ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ከለው ብሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ተኸቢቦም ከምዘለው ተገሊ
ክልተ ላዕለዎት ሰብ መዚ ደቡብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም። ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ዶ/ር ሪየክ ማቻር፣ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ከለው ብሓይልታት ፀጥታ እታ ሃገር ተኸቢቦም ከምዘለው ተገሊፁ። ቀዳማይ ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ዶ/ር ሪየክ ማቻር፣ ዕልዋ መንግስቲ ከይካይድ ብዝብል ስግኣት፣ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ከለው ብሓይልታት ፀጥታ ተኸቢቦም ከምዘለው ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ፀብፂቡ። ሓይልታት ፀጥታ ደቡብ ሱዳን፣ ንመቕርብ ምክትል ፕረዚደንት ዝኾኑ ሚኒስተር ነዳዲ እታ ሃገር ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣንን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ካብ ዝሓለፈ ሶሉስ ጀሚሮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ኣቐባሊ ቃል መንግስቲ እታ ሃገር ኣረጋጊፁ። መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደ፣ ኣብ ዞባ ላዕላይ ናይል፣ ናሲር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ዕጡቓት መንእሰያት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መንግስቲ ዘካይድዎ ዘለዉ መጥቃዕታት ብሪየክ ማቻር ተደጊፎም'ዮም ብዝብል ክሲ'ዩ ተባሂሉ'ሎ። ብመሰረት እዚ ደቡብ ሱዳን ኣብ ሞንጎ ሳልቫኪርን ሪየክ ማቻርን ኣብ 2018 ንዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ከይፈርስን እታ ሃገር ናብ ውግእ ሕድሕድ ከይተምርሕን ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ እቲ ማዕከን ዜና ወሲኹ ፀብፂቡ። ብኻልእ ወገን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ንዝወሰዶ ስጉምቲ ስዒቡ ድምፂ ቶኽሲ ይስማዕ ከምዘሎን ዝተጎድኡ ደቡብ ሱዳናውያን ከምዘለውን ብስፍሓት ይዝረበሉ ከምዘሎ ተገሊፁ'ሎ። 👉 #ኤፍኤም_መቐለ

ቁፅፅር ትባኾን ሽሻን ኣብ ከተማ መኾኒ መሓውር ቁፅፅር ጥዕና ከተማ መኾኒ ፣ ፖሊስን እቲ ከተማን ማሕበር ሓመድ መኾኒን ብምትሕብባር ብዝተገበረ ቁፅፅር መጥቀሚ ሽሻ መሳርሕታትን ፣ ኬሚካላትን፣ ሽጋራ
+1
ቁፅፅር ትባኾን ሽሻን ኣብ ከተማ መኾኒ መሓውር ቁፅፅር ጥዕና ከተማ መኾኒ ፣ ፖሊስን እቲ ከተማን ማሕበር ሓመድ መኾኒን ብምትሕብባር ብዝተገበረ ቁፅፅር መጥቀሚ ሽሻ መሳርሕታትን ፣ ኬሚካላትን፣ ሽጋራን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ናይ ምዉጋድ ስራሕ ተሰሪሑ ኣሎ።

ብመሰረት መምርሒ ኮምሽን ሃርበኛ ክረኽብዎ ዝግባእ ረብሓ ብዘይ ምርካቦም ንዝተፈላለዩ ፀገማት ተቓሊዖም ከም ዝርከቡን ፍታሕ ክናደየሎምን ሃርበኛታትን ስድራ ስውኣትን ከተማ ዓዲግራት ኣብ ዘካየድዎ ሰለ
+3
ብመሰረት መምርሒ ኮምሽን ሃርበኛ ክረኽብዎ ዝግባእ ረብሓ ብዘይ ምርካቦም ንዝተፈላለዩ ፀገማት ተቓሊዖም ከም ዝርከቡን ፍታሕ ክናደየሎምን ሃርበኛታትን ስድራ ስውኣትን ከተማ ዓዲግራት ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ሓቲቶም። ካብ ኩለን ቀበሌታት ከተማ ዓዲግራት ዝተውፃእፅኡ ሃርበኛታት ኣብቲ እዋን ሰለማዊ ሰልፊ ከም ዘመላኸትዎ መሬት ይወሃበና፣ጥቕማ ጥቕሚ ይከበረልና፣ትግራይ ንመስዋእቲ ክንብጀወላ ጥራሕ ዘይኮነ ክንነብረላ ይፈቐደልና፣ጀጋኑ ስውኣት ምእንተ ትግራይ እምበር ምእንተ ዝኾነ ውድብ ኣይተሰውኡን፣መሰል ስድራ ስውኣትን ሃርበኛታት ክትግበርን ነዚ ተፈፃሚ ዘይገብር ኣካል ድማ ከም ዘይዕገስዎ ገሊፆም። ኣብ ሓበራዊ መስዋእቲ ደቂ ህዝቢ ዝተመስረተት ትግራይ ክንርበሐላ እምበር ክንጓነየላ ኣይግባእን ዝበሉ እቶም ሰልፈኛታት ስድራ ስውኣትን ሃርበኛታትን ንምውሓስ ዝወፀ መምርሒ ተረባሓይነት ኮምሽን ሃርበኛ ተግባራዊ ክኾነሎም ፀዊዖም። 26 ለካቲት 2017 ዓ/ም 👉 ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ዞባ ምብራቕ ትግራይ

💎 Digital Gold, Real Wealth💎 ዲጂታል ወርቅ፣ እውነተኛ ሀብት ✅ Zero Physical Storage Hassles✅ የአካላዊ ማከማቻ ችግር የለም 🚀 1-Click Portfolio Diversification🚀 በአንድ ጠቅታ የኢንቨስትመንት ልዩነት 📈 Trade Gold Like a Currency | 📈 ወርቅን እንደ ምንዛሪ ይግቡ ✔️ 24/7 Global Market Access | ✔️ 24/7 ወደ ግሎባል ገበያ መዳረሻ ✔️ Micro-Investments from 10∣✔®ከ10∣✔R◯ከ10 ጀምሮ ማዕረግ የለም ✨ AI-Powered Gold Strategies | ✨ አርቴፊሻል ኢንተለጀንስ የወርቅ እቅዶች 🔒 Blockchain-Protected Transactions | 🔒 ብሎክቼን የተጠበቀ ግብይት 🌍 98% Client Liquidity Satisfaction | 🌍 98% ደንበኞች ፈሳሽነት እርካታ 🔥 Limited Offer: 0% Trading Fees | 🔥 የተወሰነ ጊዜ: 0% የግብይት ክፍያ Gold prices fluctuate. Invest wisely | የወርቅ ዋጋ ይለዋወጣል። በጥበብ ይተኩ https://alliedgd.cc/register?invitation_code=53084 https://t.me/Allied_Gold

Many people have made money by joining Valero Energy, so what are you waiting for? Join Valero Energy and make money at home anytime. Making money is as easy as breathing. Welcome to the high-tech company Valero Energy. Prepare for tomorrow with Valero Energy. If you are not willing to keep up with the times, you will be eliminated by the times. Join Valero Energy and find your own financial freedom. Register now to get 50 ETB.Earn 10,000 ETB every dayOfficial registration address: https://www.valerosn.com/?invitation_code=58DC2Join our channel to get treasure chest benefits and get 100-500 ETB cash rewards. 500 places per dayOfficial Telegram channel https://t.me/Valero1

ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤ ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ሽመት ቀዋሚ ኮሚቴታትን ኣባል ንምዃን ሕቶ ዘቕረቡ ኣካላትን ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። ብርክት ዝበሉ ኣካላት ኣባል ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንምዃን ሕቶ ከምዘቕረቡ ኣፈጉባኤ ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣይተ ሞጎስ ታፈረ ገሊጾም። እቶም ሕቶ ዘቕረቡ ኣካላት ስነ ምግባር ኣባልነት ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝተቐበሉ፣ኣብ መሰል ርእሰ ውሳነ ትግራይ ዝኣምኑ፣ኣብ ትግራይ ፅንተት ከምዝተፈፀመ ዝኣምኑን ብቐጥታ ኮነ ብተዘዋዋሪ ኣብ ፅንተት ትግራይ ዘይተሳተፉ፣ኣብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያን ተግባራውነቱ ዝኣምኑን ምዃኖም ዝተቀመጡ ረቋሕታት ዘማልኡ ምዃኖም ድማ ምክትል ኣፈጉባኤ ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዶክተር ደጀን መዝገበ ገሊጾም። ጉዳይ ሕቶ ዘቕረቡ ኣካላት ናብ ኣባላት ግዝያዊ ቤት ምኽሪ ቀሪቡ ድሕሪ ዝተኻነደ ዘተ፤ ሲቪክ ማሕበራት፣ ዘፈር ማሕበራት፣ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ ማሕበር ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ፣ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣባል ክኾኑ ብኣብዘሓ ድምጺ ፀዲቑ። እቲ ህፁፅ ጉባኤ ሽመት ኣከብቲ ሸውዓተ ኣመራርሓ ኮሚቴታት፣ምክትል ኣከብትን ኣባላትን እውን ብኣብዘሓ ድምጺ ኣጽዲቑ። ኣከብቲ ኣመራርሓ ኮሚቴታት ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብ ኣባላት ተወከልቲ ጊዝያዊ ቤት ምኽሪ፣ ክልተ ፣ካብ ፓለቲካዊ ውድባት ውድብ ህወሓት ፣ውድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ -ባይቶና ፣ውድብ ናፅነት ትግራይ (ውናት) ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ከምኡ'ውን ዓረና ትግራይ ንዴሞክራስን ልኡላውነትን ነፍስወከፍ ሓደ ኣመራርሓ ቀዋሚ ኮሚቴ ብምዃን ክፀድቅ ሓሳብ ቀሪቡ ብኣብዘሓ ድምጺ ፀዲቁ። ኣብቲ ህፁፅ ጉባኤ ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብቲ ግዝያዊ ቤት ምኽሪ ከምዝሳተፍ ዝገለፀ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ(ሳወት) ዝተሳተፈ እንትኸውን፤ ኣብቲ ህፁፅ ጉባኤ ክሳተፉ ካብ ዝግበኦም ኣባላት ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይን ተወከልቲ ዲያስፖራን ግና ከምዘይተረኸቡ ንምፍላጥ ተኻኢሉ። # ዳንኤል ገብረእግዚኣብሄር

#ፓስፖርት ከውፅእ ዝደለየ ሰብ ሙሉእ ሰነዱ ኣማሊኡ ኣብ ቆፀሮ መዓልቱ እንተዘይተረኺቡ ከም ብሓዱሽ ከመልክት ከምዝግደድ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ኣፍሊጡ። ፓስፖርት
#ፓስፖርት ከውፅእ ዝደለየ ሰብ ሙሉእ ሰነዱ ኣማሊኡ ኣብ ቆፀሮ መዓልቱ እንተዘይተረኺቡ ከም ብሓዱሽ ከመልክት ከምዝግደድ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ኣፍሊጡ። ፓስፖርት ከውፅእ ከመልክት ዝደለየ ሰብ፥ ማህተም ግዝያዊ ምምሕዳር ዝዓረፎ ዝተሓደሰ ወይ እውን ግዝያዊ መለለዪ መንነትን ኣብ ድሕሪቱ መረጋገፂ ውዕሊ ማህተም ዘለዎ ሰርቲፊኬት ልደት ሒዙ ክመፅእ ግድን ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ በዓል ሞያ ምፅራይ ሰነዳትን ምዝገባን ኣይተ ብርሃነ ኣረጋይ ኣገንዚቦም። ፓስፖርት ጠፊእዎ ከሕድስ ዝመፅእ ኣካል ድማ፥ ካብ ፖሊስ ፓስፖርት ከምዝጠፍኦ መረጋገፂ ፅሑፍን ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ማህተም ዝዓረፎ ዝተሓደሰ መለለዪ መንነትን ሒዙ ብምምፃእ ክግልገል ከምዝኽእል ገሊፆም። ሕብረተሰብ ስኣን እኹል ሓበሬታ ንዘይተደለየ ወፃእን ምንግልታዕን ይቃላዕ ኣሎ ዝበሉ እቶም በዓል ሞያ፥ ኣብታ ዘመልከተላ ጨንፈር ዓሸራን ፎቶን ሂቡ ፓስፖርቱ ክወስድ ከምዘለዎ ኣረዲኦም። ኣብ መቐለ ኮይኑ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እምበር ኣብ መቐለ ክወድ ከምዘይኽእል ኣይተ ብርሃነ ሓቢሮም። ኣብ ገለ ወረዳታትን ጣብያታትን ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ማህተም ብዘይምህላዉ ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ግልጋሎት ዕንቅፋት ይፈጥር ሰለዘሎ መንግስቲ ንኩሉ ዘማእኸለ መለለዪ መንነት ብምሃብ ሓጋዛይ ክኸውን ኣይተ ብርሃነ ኣረጋይ ፀዊዖም። #TigrayTV

#ኣገዳሲ_ሓበሬታ ንዓማዊልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሕፅረት ሲሚንቶ ኣጋጢሙዎ እዩ ዝብል ኣብ ዕዳጋ ሲሚንቶ ዝላባዕ ዘሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቀን ተረጋጊዑ ዝፀንሐ ዕዳጋ ንምንጋዕ ዝግበር ካብ ሓቂ ዝ
#ኣገዳሲ_ሓበሬታ ንዓማዊልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሕፅረት ሲሚንቶ ኣጋጢሙዎ እዩ ዝብል ኣብ ዕዳጋ ሲሚንቶ ዝላባዕ ዘሎ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቀን ተረጋጊዑ ዝፀንሐ ዕዳጋ ንምንጋዕ ዝግበር ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ወረ ከም ዝኾነ ንሕብር። ፋብሪካና እኹል ፍርያት ሲሚንቶ ከምዘለዎን ዕለታዊ ፍርያትና እናፍረና ከም እንርከብ እናገለፅና ብዛዕባ ሲሚንቶ ጥሉል ሓበሬታ ንምርካብ እዞም ዝስዕቡ ኣማራፂታት ክትጥቀሙ ንላቦ። #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ

Many people have made money by joining Valero Energy, so what are you waiting for? Join Valero Energy and make money at home anytime. Making money is as easy as breathing. Welcome to the high-tech company Valero Energy. Prepare for tomorrow with Valero Energy. If you are not willing to keep up with the times, you will be eliminated by the times. Join Valero Energy and find your own financial freedom. Register now to get 50 ETB.Earn 10,000 ETB every dayOfficial registration address: https://www.valerosn.com/?invitation_code=58DC2Join our channel to get treasure chest benefits and get 100-500 ETB cash rewards. 500 places per dayOfficial Telegram channel https://t.me/Valero1

#ጉሕለት ንብረትን ሓደጋን ተፈፂሙ። ኣብ ከተማ #መቐለ ክፍለ ከተማ ሓድነት ጣብያ ኣይናለም ፍሉይ ቦታ ሻፋት ኣብ ዝርከብ #ምንጪ_ማይ_ከርሰ_ምድሪ ናብ ሎሚ 25 ለካቲት 2017 ዓ/ም ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ሓለዋን ኦፕሬተርን መውቃዕቲ ብምብፃሕ #ጉሕለት ንብረትን ሓደጋን ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። " እቲ ጉሕለት ነቶም ሰራሕተኛታት ብምውቃዕን ብምዕፋንን ከምዝተፈፀመ " ዝገለፀ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ትራንስፎርመር ሙሉእ ብሙሉእ ብምዕናውን ብምጉሓልን ግልጋሎት ከምዝተቋረፀ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ክፍለ ከተማ ሓድነት እቲ ጉዳይ የፃሪ ከምዘሎን ፡ "እቲ ስርቂ ሓፁር ቆሪፆም ፡ ሓለዎ ዝነበርሉ ገዛ ሰይሮም ብምእታው ኣብ መደቀሲኦም ጉድኣት ከምዘብፅሕሎም " ምልክት ከምዝረኸበ ፡ ዝነበረት ትራንስፎርመር ዝውሰድ ንብረት ብምውሳድ ዝተረፈ ድማ ካብ ግልጋሎት ወፃኢ ኮይኑ ከምዘሎን ምርመራ ከምዝጀረን ሓቢሩ ። ፖሊስ ክፍለ ከተማ ሓድነት ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ከተማ መቐለ ኣብ መሰረተ ልምዓት ዝተርኣየ ጉሕለት ኣብ ግምት ብምእታው ኣብቲ ክፍለ ከተማ ተመሳሳሊ ነገር ንከይፍፀም ኣቐዱም ነቲ ቤት ፅሕፈትን ሓለዋን ኢሉ እውን ኣካላት ፀጥታት እቲ ቁሸት ፍሉይ ክትትልን ሓለዎ ክግበር ደገፍን ክትትልን ይገብር ከምዝነበረን ፡ ፍፃመ እቲ ጉዳይ እውን ብዕቱብ ምርመራ ከምዝጀመረን ገሊፁ ። ልዕሊ 5 ሚልየን ዝከውን ንብረት ከምዝተጉሓለ ክልተ ስራሕተኛታት ድማ ተወቂዖም ናብ ሆስፒታል ዓይደር ከምዝኣተዉን ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ምክትል መካያዲ ስራሕን መተሓባበሪ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ምህርትን ክፍፍልን ኣይተ ብርሃነ ገ/ኪሮስ ዝገለፁ ኮይኖም መዓልታዊ 1.9 ሚሊየን ሊትሮ ማይ ዝህብ ዝነበረ እዚ ጉድጋድ ከርሰ ምድሪ ካብ ግልጋሎት ወፃኢ ኮይኑ ከምዘሎ ገሊፆም። ኣብ መሰረተ ልምዓት ማይ ኣብ ጥርን ኣብ ለካቲትን ኣብ ብርክት ዝበለ ጉሕለት ከምዝተፈፀመ ዝገለፁ ኣይተ ብርሃነ በዚ እውን ንዘሎ ሕፅረት ማይ የጋድድ ምህላው ተዛሪቦም። ዝፍፀሙ ዘለው ጉሕለታት ጠጠው ንክብሉ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተዋደደ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ምስራሕ ከምዘድሊ እውን ተሓቢሩ ። #ድወት

ዕግርግር ባንድ🤔

Many people have made money by joining Valero Energy, so what are you waiting for? Join Valero Energy and make money at home anytime. Making money is as easy as breathing. Welcome to the high-tech company Valero Energy. Prepare for tomorrow with Valero Energy. If you are not willing to keep up with the times, you will be eliminated by the times. Join Valero Energy and find your own financial freedom. Register now to get 50 ETB.Earn 10,000 ETB every dayOfficial registration address: https://www.valerosn.com/?invitation_code=58DC2Join our channel to get treasure chest benefits and get 100-500 ETB cash rewards. 500 places per dayOfficial Telegram channel https://t.me/Valero1

ሆስፒታል ዓይደር #ንመጥባሕቲ_ሓንጎል፣ #ዓንዲ_ሑቐን ነርቭን (ኒዩሮሰርጀሪ) ዘገልግል ዘመናዊ ማይክሮስኮፕ ተበርኪትሉ። እዚ Leica Operating Microscope ዝበሃል ስርሒት 2024 ዓ.ም.
+2
ሆስፒታል ዓይደር #ንመጥባሕቲ_ሓንጎል፣ #ዓንዲ_ሑቐን ነርቭን (ኒዩሮሰርጀሪ) ዘገልግል ዘመናዊ ማይክሮስኮፕ ተበርኪትሉ። እዚ Leica Operating Microscope ዝበሃል ስርሒት 2024 ዓ.ም.ፈ ዝኾነ ዘመናዊ መሳርሒ ReachAnother Foundation(ሪች ኣናዘር ፋውንዴሽን) ብዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ብልዕሊ 330,000(ሰለስተ ሚኢትን ሰላሳን ሰለስተን ሽሕ) ዶላር ዝተገዝአን ከበድቲ መጥባሕቲ ኒዩሮሰርጀሪ ንምስራሕ ዝሕግዝን እንትኾን ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ኣገልግሎት ንምሃብ ድልው ኮይኑ ይርከብ። ሪች ኣናዘር ፋውንዴሽን ቅድሚ ሐጂ ውን ንሕክምና ኒዩሮሰርጀሪ ኣገደስቲ ዝብሃሉ ሓገዛት እናገበረ ዝፀንሐ እንትኾን ንቐፃሊ ውን ሓገዙ ቀፃሊ ከምዝኾነ ተወካሊ እቲ ትካል ኣቶ ቢንያም ባህሩ ገሊፆም። እዚ መሳርሒ ነቲ ተጀሚሩ ዝፀንሐ ትምህርቲ ስፔሻሊቲ ኒዩሮሰርጀሪ እውን ብጣዕሚ ሓጋዚን ጠቓሚን መሳርሒ ምዃኑ ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ኒዩሰርጀሪ ዶ/ር ሳምሶን ይባልህ ገሊፆም እዮም። 👉 CHS, Ayder Specialized Hospital-MUMU

ምምሕዳር ከተማ ዓዲጉደም ን292 #ሃርበኛታት_ምልስ_ተጋደልቲ ንመንበሪ ዝኸዉን ቦታ ዓዲሉ:: አብቲ ዕፃ ምውፃእ ፕሮግራም ተረኺቦም ናይ እንኳዕ ደስበለኩም መልእኽቶም ዘመሓላለፉ መተሓባበሪ መሬት ምም
+1
ምምሕዳር ከተማ ዓዲጉደም ን292 #ሃርበኛታት_ምልስ_ተጋደልቲ ንመንበሪ ዝኸዉን ቦታ ዓዲሉ:: አብቲ ዕፃ ምውፃእ ፕሮግራም ተረኺቦም ናይ እንኳዕ ደስበለኩም መልእኽቶም ዘመሓላለፉ መተሓባበሪ መሬት ምም/ር ከተማ ዓዲ-ጉደም ኢንጅነር አብርሃ ረዳኢ እዚ ናይ ሎሚ ስነ-ስርዓት ዕፃ ዝወፀሎም ሃርበኛታት ብሎኮምን ፕሎት ቁፅርን ክፈልጡ ብምግባር ፅፉፍን ዝምስገንን ስራሕ ተሰሪሑ እዩ ኢሎም:: ካልኦት ሃርበኛታት ድማ አብ ዝቅፅል ዙር ዕፃ ከምዘዉፅኡ ብምግላፅ ብሓፈሻ ንሃርበኛታትና ፀገም መንበሪ ገዛ ምፍታሕ ጥራሕ እኩል አይኮን÷ ኩነታት ከተማናን መሬትናን እናረአና መስርሕን መሸጥን ቦታ ንክትረክቡ ዕድል ክነመቻችው ኢና ብምባል ወሲኮም ገሊፆም ክብል ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ዞባ ደቡብ ምብራቅ ትግራይ ፀብፂቡ። ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክ/ትግራይ 22 ለካቲት 2017ዓ.ም መቐለ

ርክብ ፕረዚደንት #ትራምፕን_ዘለንስኪን ብዘይፍረ ተበቲኑ። ብዛዕባ ኣብ ዩክሬን ንዘሎ ፍሉይ ማዕድናት ውዕል ክፍርሙ ትጽቢት ዝተገብረሎም ፕረዚደንታ ዶናልድ ትራምፕን ቮልድይመር ዘለንስኪን፡ ብዘይ ፍረ
+1
ርክብ ፕረዚደንት #ትራምፕን_ዘለንስኪን ብዘይፍረ ተበቲኑ። ብዛዕባ ኣብ ዩክሬን ንዘሎ ፍሉይ ማዕድናት ውዕል ክፍርሙ ትጽቢት ዝተገብረሎም ፕረዚደንታ ዶናልድ ትራምፕን ቮልድይመር ዘለንስኪን፡ ብዘይ ፍረ እሞ ድማ ብዓውታን ቆይቂን ተበቲኑ። ርክብ እቶም ክልተ መራሕቲ ኣዝዩ ስለ ዝነሃረ፡ ዘለንስኪ ካብ ዋይት-ሃውስ ክወጽእ እንከሎ፡ እቲ ድሕሪ ርክብ ተመዲቡ ዝነበረ ሓበራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ’ውን ተሰሪዙ። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኣብ ዝጸሓፎ ሓጺር መግለጺ፡ “ዘለንስኪ ኣመሪካ ንእትመርሖ ዝርርብ ሰላም ድሉው ኣይኰነን፡ ምኽንያት ናትና ህላወ ዝለዓለ ኢድ ከውህቦ ኢሉ’ዩ ዝሓስብ፡” ኢሉ። ፕረዚደንት ትራምፕ ቀጺሉ፡ ንኽብሪ ቤተ መንግስቲ ኣንኢሱ ብምባል፡ ድሉው ኣብ ዝዀነሉ ካልእ እዋን ንኽምለስ’ውን ከም ዝኽእል ኣመልኪቱ። ኣብቲ ንኣስታት 40 ደቓይቕ ዝኸደ ዝርርብ ኣዝዩ ርሱን ከም ዝነበረ ነቲ ዝርርብ ብቐረባ ዝተዓዘቡ ተወከልቲ ኣመሪካን ዩክሬንን ገሊጾም። ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጃይዲ ቫንስ፡ ዑደት ዘለንስኪ “ናይ ፕሮፓጋንዳ መሳርሒ’ዩ፡” ብምባል ዘለንስኪ ኣብ ኣመሪካ መጺኡ እሞ ድማ ኣብ “ቅድሚ ሜድያ ከምኡ ዓይነት ተግባራት ከተርኢ ኣይግባእን፡” ክብል ብትሪ ተዛሪቡ። ትራምፕ’ውን ንዘለንስኪ ብዓውታ፡ “ብሚልዮናት ህዝብኻ ትጣላዕ ኣለኻ። ንሳልሳይ ኲናት ዓለም ክመርሕ ብዝኽእል ኣገባብ ኢኻ እትጣላዕ ዘለኻ፡” ኢሉ። ዘለንስኪ ነቲ ተዳልዩሉ ዝነበረ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓዲጉ’ዩ ንዋይት-ሃውስ ገዲፉ ወጺኡ። #VOA

መበል 1446 ዓመተ ሂጀራ ፆመ ረመዳን ፅባሕ ቀዳም ክጅምር እዩ። መበል 1 ሺሕን 446 ዓመተ ሂጀራ ፆም ረመዳን ፅባሕ ቀዳም ከምዝጅምር ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይን ሸሪዓ ቤት ፍር
+2
መበል 1446 ዓመተ ሂጀራ ፆመ ረመዳን ፅባሕ ቀዳም ክጅምር እዩ። መበል 1 ሺሕን 446 ዓመተ ሂጀራ ፆም ረመዳን ፅባሕ ቀዳም ከምዝጅምር ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይን ሸሪዓ ቤት ፍርዲ ትግራይን ኣፍሊጦም። ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ህዝበ ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ቀዳም ከምዝጅመር ገሊፆም። Tigrai Mass Media Agency

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰራዊት ኤርትራ ሕዚ'ውን ኣብ ትግራይ ግፍዕታት ይፍጽም ከምዘሎን ብህጹጽ ክወጽእን ኣተሓሳሲቡ። እዚ ዝተገለጸ ንመበል 58 እዋን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላ
+1
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰራዊት ኤርትራ ሕዚ'ውን ኣብ ትግራይ ግፍዕታት ይፍጽም ከምዘሎን ብህጹጽ ክወጽእን ኣተሓሳሲቡ። እዚ ዝተገለጸ ንመበል 58 እዋን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሑቡራት ሃገራት እዩ። ምክትል ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኢልዝ ብራንድስ ኬህሪስ ፣ስራዊት ኤርትራ ብመሰረት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ካብ ትግራይ ከምዘይወፀ ሓቢረን። ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከምዘይወጸ ጭቡጥ መርትዖ ከምዘለዎ እውን ገሊፀን። እቲ ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ሰለማዊያን ሰባት ጭውያ፣ፆታዊ ዓመጽ፣ጉሕለትን ማእሰርትን ይፍጽም ከምዘሎ ብምግላጽ፤ ብህጹጽ መሬት ትግራይ ለቂቑ ክወጽእ ኣሓሳሲበን። ብራንድስ ኬህሪስ፣ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸሞም ግፍዕታት ተሓታትነት ከይተረጋገጸ ሕዚ'ውን ተወሳኺ ግፍዕታት ይፍጽም ከምዘሎ ገሊጸን ኣለዋ።

ስለ ሓራስ! እዛ ሓፍትና ብርሃን ስዩም ደስታ ትበሃል:: ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢላ ዝመፀትን ሐዚ ምስ ከምኣ ዝበለ ሓሳረ መከርኡ ዝርኢ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ኣብዛ እንሪኣ ኬንዳ
+1
ስለ ሓራስ! እዛ ሓፍትና ብርሃን ስዩም ደስታ ትበሃል:: ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢላ ዝመፀትን ሐዚ ምስ ከምኣ ዝበለ ሓሳረ መከርኡ ዝርኢ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ኣብዛ እንሪኣ ኬንዳ ኮይና 3 ዕሸላት ብሓደ ግዜ ተገላጊላ ኣላ:: ብሓቂ ውሉድ መሐጎሲ እዩ-ኣብዛ ንሓንቲ ኣፍካ ትኹለስ ንምርካብ እኳ ጋዶ ዝኾነት ፈታኒት እዋንን ኣብዙ መከራ እዙይ ኮይንካ ክትሓስቦ ግን ኣዝዩ ከቢድ እዩ- ናይ ከቢድ ከ...ቢድ! ብዝኾነ ህዝብና የርህወሉ:: እዞም ውህብቶ ፈጣሪ ዝኾኑ ህፃናት ስኣን ፀባ ከይትስእኖም ስለ ሓራስ ኢልና ንብፅሐላ:: 01320455428400(6117) ባንኪ ኣዋሽ ብርሃን ስዩም +251983521981 ብርሃን 👉 Mulu Haileslassie

📌አዲስ መድረክ! አዲስ ዕድል!📌 🥇 ለተሳካ ገንዘብ ማውጣት አባላታችንን እናክብ፣! 🔥አሁን በAllied Gold ይቀላቀሉ – የእርስዎ ስኬት እዚህ ይጀምራል!🔥 ✅ በኦንላይን ገቢ መፍጠር ቀላል ነው! ✅ ከምርጦች ጋር በመተባበር ወርቅ ይዘው ይምጡ! ለምን Allied Gold? ✔️ በ100,000+ ኢትዮጵያውያን የተረጋገጠ እምነት ✔️ በደህንነት የተጠበቀ ወርቅ ኢንቨስትመንት ✔️ 24/7 የዋስትና ያለው የብር ማውጣት የውርድ መስመር ኮሚሽን ይጋብዙ:36% Sign up link:https://alliedgd.cc/?invitation_code=53084 Official channel:https://t.me/Allied_Gold