ch
Feedback
Dedebit Media

Dedebit Media

前往频道在 Telegram
9 428
订阅者
-524 小时
-577
-24030

数据加载中...

标签云
无数据
有任何问题?请刷新页面或联系我们的客服
进出提及
---
---
---
---
---
---
吸引订阅者
七月 '26
七月 '26
+3
在0个频道中
六月 '26
+34
在0个频道中
Get PRO
五月 '26
+307
在0个频道中
Get PRO
四月 '26
+259
在0个频道中
Get PRO
三月 '26
+76
在0个频道中
Get PRO
二月 '26
+998
在0个频道中
Get PRO
一月 '26
+1 874
在1个频道中
Get PRO
十二月 '25
+894
在0个频道中
Get PRO
十一月 '25
+65
在0个频道中
Get PRO
十月 '25
+42
在0个频道中
Get PRO
九月 '25
+204
在0个频道中
Get PRO
八月 '25
+1 366
在0个频道中
Get PRO
七月 '25
+45
在0个频道中
Get PRO
六月 '25
+33
在0个频道中
Get PRO
五月 '25
+40
在0个频道中
Get PRO
四月 '25
+32
在0个频道中
Get PRO
三月 '25
+29
在0个频道中
Get PRO
二月 '25
+19
在0个频道中
Get PRO
一月 '25
+68
在0个频道中
Get PRO
十二月 '24
+129
在0个频道中
Get PRO
十一月 '24
+128
在0个频道中
Get PRO
十月 '24
+143
在0个频道中
Get PRO
九月 '24
+167
在0个频道中
Get PRO
八月 '24
+274
在0个频道中
Get PRO
七月 '24
+351
在0个频道中
Get PRO
六月 '24
+198
在0个频道中
Get PRO
五月 '24
+280
在0个频道中
Get PRO
四月 '24
+393
在0个频道中
Get PRO
三月 '24
+508
在0个频道中
Get PRO
二月 '24
+428
在0个频道中
Get PRO
一月 '24
+458
在0个频道中
Get PRO
十二月 '23
+365
在0个频道中
Get PRO
十一月 '23
+233
在0个频道中
Get PRO
十月 '23
+321
在0个频道中
Get PRO
九月 '23
+291
在0个频道中
Get PRO
八月 '23
+388
在0个频道中
Get PRO
七月 '23
+364
在0个频道中
Get PRO
六月 '23
+443
在0个频道中
Get PRO
五月 '23
+670
在0个频道中
Get PRO
四月 '23
+220
在0个频道中
Get PRO
三月 '23
+106
在0个频道中
Get PRO
二月 '23
+180
在0个频道中
Get PRO
一月 '23
+201
在0个频道中
Get PRO
十二月 '22
+31
在0个频道中
Get PRO
十一月 '22
+3 076
在0个频道中
日期
订阅者增长
提及
频道
02 七月+2
01 七月+1
频道帖子
2
https://youtu.be/ocql63qZpB0
546
3
ኣብ ክረምቲ ክለዓል ዝኽእል ኲናት ምድላው ፀላእቲ ምንፅብራቕ ንቡር እዩ። እንተኾነ እከለ ዝበሃል መረዳእታ ኣሕሊፉ ዝህብ ዝነበረ ኣመራርሓ ስለዝተልዓለ ወይድማ ስለዝፅንሐ ዝተርፍ ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብዛ ቪድዮ ምሒር ፅልኣት ዘስዓቦ ፀለመ ምግባርን ምሒር ሕሽክርና ዝወለዶ ሓሶትን ዓርስኻ ሓፃቢ ካልሲ ውልቀሰብ ምዃን ከምዝከኣል ብደንቢ ዝተገለፀላ እያ። #ኢዮስያስ https://www.youtube.com/watch?v=9xBakTmJ_3g
490
4
ቻይና ኣብ ኲናት ሕድሕድ ንዘላ ሱዳን 50 ሚልዮን ዕዳ ሰሪዛትላ። – Tigrai Academy https://tigraiacademy.com/2026/07/01/%e1%89%bb%e1%8b%ad%e1%8a%93-%e1%8a%a3%e1%89%a5-%e1%8a%b2%e1%8a%93%e1%89%b5-%e1%88%95%e1%8b%b5%e1%88%95%e1%8b%b5-%e1%8a%95%e1%8b%98%e1%88%8b-%e1%88%b1%e1%8b%b3%e1%8a%95-50-%e1%88%9a%e1%88%8d%e1%8b%ae/
524
5
https://youtube.com/live/Z3DYmgBzi40
526
6
+2
没有文字...
550
7
ዘተ ኣብ ሓድሽ ኣዋጅ ቁፅሪ 366/2018 "ህላወን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ" ዝወፀ ኣዋጅ ቁፅሪ366/2018 ንላዕለዎት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሚድያ ግንዛበ ክጭብጡ ዘክእል መድረክ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣድላይነት እቲ ኣዋጅ ዘቅረቡ ምክትል ፕረዚደንትን ሓላፊ ቢሮ ፍትሕን ትግራይ ኣይተ ኣማኒኤል ኣሰፋ ሓደ ህዝብን ሃገርን ዝመሓደር ብሕጊ እዩ እንተኾነ ግን ኣብዚ ሐዚ እዋን ትግራይ ኣብ ከቢድ ፀገም እያ ዘላ በቲ ስሩዕ ሕጊ ሃገር ዝምረሐሉን ዝመሓደረሉን ኩነታት ከምዘየለን ሐዚ ኣብ ትግራይ ብመንግስቲ ፌደራል ኣብ ባንኪ ጥረ ገንዘብ ከይህሉ፣ነዳዲ፣በጀት ኮታስ ማሕበራዊ ፣ ቁጠባውን ፖለታካውን ፅዕንቶን ፀቅጥን ይበፅሖ ከምዘሎ ርዱእ እዩ ኢሎም። ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ተፈፂሙሉ፣ ብዘካየዶ ቃልሲ ድማ ናብ ውዕሊ ፕሪቶርያ ከምዝበፅሐን ይኩን እምበር እቲ ውዕሊ ኣብ ምትግባር ዓቢ ፀገም ከምዝገጠሞን ኣይተ አሜኑኤል ኣሰፋ ገሊፆም። ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ተቆፃፂሮም ዘለው ብስርዓት ዘይኮነስ ሓደ ሰብ እንተፈቲልካ ኢካ ድላይ ዝግበር ዘሎ ዝበሉ ኣይተ ኣማኒኤል ወሰን ዝምልከት እንተሃልዩ ክልቲኦም ክልላት ይረዳድኡ እንተዘይ ኮይኑ ናብ ፌደራል ይቅፅል እዩ ዝብል እቲ ሕጊ ሕዚ ብሽም ኣካራካሪ ዝብል ሽርሒ ፌደራል ሪፈረንደም ዝብሎ ዘሎ ሸፈጥ ተቀባልነት ዘይብሉን ነቲ ሕገ መንግስትን እቲ ኣብ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝተቀመጠ ድንጋገ ዝጥሓሰን እዩ ክብሉ ኣረዲኦም። ውዕሊ ፕሪቶሪያ ተስማዕማዕቲ ውድብ ህወሓትን መንግስቲ ፌደራልን እዮም ዝበሉ ኣይተ ኣማኒኤል መንግስቲ ፌደራል ግና በይናዊ ውሳነታት እናወሰነን ነቲ ውዕሊ ብዕሊ እናፍረሶን መፂኡ እዩ ኢሎም። ብምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ ኣብ ሓደጋ ህልውና ኣሎ ክብሉ ዝገለፁ ኣይተ ኣማኑኤል እቲ ወፂኡ ዘሎ ኣዋጅ ድማ ብዋናነት ህላወን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ ምኳኑ ኣረዲኦም ከም ፀብፃብ ድወት።
613
8
https://youtu.be/Ij--EcgSWHA
617
9
https://youtu.be/2NxVNcvlxcY
764
10
https://youtu.be/wx-BpNcXsqg
785
11
没有文字...
829
12
ሚድያን ኮምኒኬሽንን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ንህላውኡን ድሕንነቱን ኣብ ዝገብሮ ቃልሲን ምጥንኻር ውዳበታቱን ብጠንካራ ልዕልና ሓሳብ ክመርሕን ክሰርሕን ይግባእ ኢሎም ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል። ዶክተር ደብረፅዮን ነዚ ዝገለፁ ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን መራኸቢ ማዕኸናት ትግራይ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ እዩ። ሕዚ ኣብ ዘለና ሓደጋ ህልውና ሚድያ ዓርሱ ዝኸኣለ ግምባር እዩ ዝበሉ ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ናይ ሓሳብ ግጥም ብልዕልና በሪኹ ክወፅእ፤ ህዝቡ ዝሓዞ ናይ ቃልሲ ሓቂ ክሕዝ ይግባእ ኢሎም። ሓቂ ሒዙ ዝተወፀዐ ህዝቢ፤ ሓቂ ሒዙ ዝተፈገፍዐን ዝተጨፍጨፈን ህዝቢ ፤ ሓቂ ሒዙ ሉኣላዊ ግዝኣቱ ተመንጢሉ ክብተን ዝተደፍአ ህዝቢ እዩ ህዝቢ ትግራይ ፤ እዚ ሓቂዚ መሰለይ ዝብሎ ክረጋገፅ እቱ ዝሓዞ ሓቂ ክጎልህን ስዒሩ ክወፅእን ሚድያን ኮምኒኬሽን ትግራይ ድማ ኣብዚ ሓቂ መቃለሲ ዓውዲ ገይሩ ንብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ክረባረበ ይግባእ ኢሎም ። ሚድያታትና ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ በደል በፂሕወን እዩ፤ እቲ ኽድዓትን ጥልመትን ብአአንውን ብመሪሕነተን ክግለፅ ተገይሩ እዩ፤ ናይ መኸተ ዓቕሚ ዝነበራ ሚድያታትና ንዝሓለፈ ቃልሲ መኸተ ፀረ ፅንተት ዘፋኹስ፤ ንዝተወደበ ቃልሲ ህዝቢ ኣንፃር መኸተ ዝድውንን ክብሪ ዝኸልእን ትሕዝቶታት ተራእዮም ዝበሉ ዶክተር ደብረፅዮን ሓቂ ዘይሓዙ ናብ ደምበ ጥልመት እቶም ኣብኣ ኮይኖምውን ዝቃለሱ ዝነበሩ ግን ሕዝውን እዮም ንህዝቦም ወጊኖም ዝቃለሱ ዘለዉ ኢሎም። ሕዚ ሚድያታትና ገጢሙና ንዘሎ ሓደጋ ህልውና ኣብ ምምካት ውዳበታት ዝፈጥርን ውዳበታት ዘጠናኽርን መሪሕ ልዕልና ሓሳብ ክውንና፤ውዳበታት ህዝባዊ መኸተ ክሰጣጠም ብዝተዋደደ መንገዲ ክኸይድ መሪሕን ዘይትካእን እጃመን ክፍፅማ ልዑል ትፅቢት ይግበረለን ኢሎም ዶክተር ደብረፅዮን ንሰብ ሞያን ኣመራርሓን ሚድያን ኮምኒኬሽንን ኣብ ዘሕለፍዎ መልእክቲ። ሚድያታት ትግራይ ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝብኹምን ዓድኹምን ኣቐደምኩም ተናቢብኩምን ተወሃሂድኩምን ክትሰርሑ ይግባእ፤ ጉልበት ሚድያኹም ተጠቒምኩም መኸተ ህላወ ህዝብኹም ክርምስ ዝብገስ ሸርሕታት ፀላእቲ ኣቃልዑ ኣፍሽሉ፤ ህዝባዊ ምልዕዓል ንድሕንነትን ንፀጥታን ሰላምን ህዝብኹም ደግፉ ኣጠናኽሩ ዝበሉ ዶክተር ደብረፅዮን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ድማ ብሙሉእ ዓቕሙ ኣብ ጎንኹም ብምዃን ክድግፍ እዩ ኢሎም።
747
13
https://youtube.com/live/lyVE3BIXqyA
655
14
https://youtu.be/25mwfPPv7-8
655
15
ኣፈኛታት ብልፅግና ብሕጊ ትግራይ ፍርድኹም ትቕበልሉ እዋን ርሑቕ ኣይኸውንን። ሓሶትን ምድንጋርን እንጀራኻ ብምሳል ትኽክል ኣይኮነን። https://youtu.be/9UR5kHd2c1A
674
16
https://youtu.be/VAupFGKeW7E
695
17
ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ብዕሊ ተጀሚሩ። ነቲ ሃገራዊ ፈተና ብዕሊ ዝኸፈቱ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶር. ኪሮስ ጉዕሽ ሎሚ ዘበን ንፈተና ዝቐረቡ 15,184 (51.03%) ኣነስትዮ ዝ
ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ብዕሊ ተጀሚሩ። ነቲ ሃገራዊ ፈተና ብዕሊ ዝኸፈቱ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዶር. ኪሮስ ጉዕሽ ሎሚ ዘበን ንፈተና ዝቐረቡ 15,184 (51.03%) ኣነስትዮ ዝርከብኦም 29,755 ተምሃሮ ኣብ ሽዱሽተ ዙር ብበይነ መረብን ወረቐትን ካብ 23/10/2018 ዓ.ም ክሳብ16/11/2018 ዓ.ም ኣብ ሸሞንተ ማእኸላት ከምዝፍተኑን ገሊፆም። ካብዚ ብተወሳኺ ነዞም ተምሃሮ ናብዚ ብርኪ ክበፅሑ ኩሉ ዓይነት ፀገም ተፃዊሮም ኣብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ልዑል ኣበርክቶ ንዝገበሩ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ድሕሪ ምምስጋን ነዚ ፈተና ግብረሃይል ኮይኖም ዝሰርሑ ዝነበሩ ኣካላት ንዝገበርዎ ልዑል ተሳትፎን ስራሕን ኣመስጊኖም። እቶም ሓላፊ ተፈተንቲ ተምሃሮ ስነስርዓት ፈተና ሓልዮምን ተረጋጊዖምን ክፍተኑ ሓበሬታ ድሕሪ ምሃብ ፅቡቕ ዕድል ፈተና ክገጥሞም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
743
18
https://youtube.com/live/RmvRQJOb0Rg
842
19
ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ሓረስታይና ክገጥሞ ዝኽእል ከቢድ ሕፅረት ዝናብ ኣድላዪ ምድላው ክገብርን ዝምልከቶ መንግስታዊ ኣካል ነዚ ክክተታተልን ደገፋት ክገብርን ኣለዎ። https://youtu.be/UA_B-XsJDjw
807
20
ኣብ ከተማ መኾኒ ንብሉፃት መምህራን መተባብዒ ሸልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ ብምትሕብባር ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ቤ/ት/ቲ ደጎል፣ ማሕበር መምህራን እታ ከተማን ሃፍቶም ሚዲያን ፕሮሞሸንን “የቐንየለይ መምህ
ኣብ ከተማ መኾኒ ንብሉፃት መምህራን መተባብዒ ሸልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ ብምትሕብባር ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ቤ/ት/ቲ ደጎል፣ ማሕበር መምህራን እታ ከተማን ሃፍቶም ሚዲያን ፕሮሞሸንን “የቐንየለይ መምህረይ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሳለጠ ምድላው፥ 48 ብሉፃት ጡረተኛታት መምህራንን ስድራ ብህይወት ዘየለዉ መምህራንን ነፍሲወከፎም ካብ 5 ክሳበ 50 ሽሕ ብር ዝበፅሕ መተባብዒ ገንዘብን ኣፍልጦን ተዋሂቦም። ኣቦ መንበር ማሕበር መምህራን ከተማ መኾኒ መ/ር ግርማይ ህንደያ፥ እቲ ሽልማት ንምክያድ ካብ ምሁራን፣ ነጋዶ ከምኡ’ውን ኣብ ውሸጢ ዓዲ ዝርከቡ ተወለድቲ ዝርከብሉ ኮሜቴ ብምጥያሸ፣ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ ብምኽፋትን ልዕሊ 1 ሚሊዮን ብር ብምትእኽኻብን ንምዕባለ ትምህርትን ምርግጋፅ ፍልጠት ሕብረተሰብን አበርክቶ ንዝገበሩ መምህራን ምሽላሞም ገሊፆም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ኣይተ ዕፃይ ተካ ብወገኖም “እቲ ሽልማት ዝተኻየደሉ ምኽንያት ተሸለምቲ ንመሰረታዊ ዕብየትናን መንነትናን ከም’ውን ኩለ መዳይ ፍልጠት ክንጭብጥ ዓንዲ ሑቐ ብምዃኖም እዩ፤ ከምዚ ዓይነት መድረኽ ይግባኣኒ ንዝብል ኩሉ ብምሰታፍን ብምትሕብባርን በቢ ዓመቱ ንክካየድ ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ክሰርሕ እዩ።’’ ክብሉ ገሊፆም። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ምክትል ኣቦ መንበር ማሕበር መምህራን ትግራይ መ/ር በሪሁን ተኽለ፥ ተጠቃምነት መምህራን ዘበርኹ ስራሕቲ ይስርሑ ምህላዎም ጠቒሶም፤ ንተሸለምትን መዳለውቲ መድረኽን ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም ከም ፅብፃብ ትግራይ ቲቪ።
765