መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ(ኢ/ር)
前往频道在 Telegram
መኑ ስምከ ( ሽምካ መን እዩ )? ነቅዕ ዘእምዐዘቅት ንፁሕ ወእማይ ዘኢይማስን ክርስቲያን ስምየ (ካብ ንፁህ ዐዘቕትን ካብ ዘይልወጥ ካብ ዘይነፅፍ ማይን ዝተረኸበ ክርስቲያን እዩ ሽመይ) ሕቶታትኩም @Megabemiki ።።።።፡።።።።።።።።።።።።።።።።።። ንዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ሕቶን መልስን ይፀንበሩና 👇👇👇 @hadiswebluy
显示更多1 461
订阅者
无数据24 小时
-27 天
-3030 天
帖子存档
እንኳዕ ኣብፀሐኩም
ንቤተ ክርስቲያን ብርሃን ዝኾኑ ከዋክብቲ
ህይወቶም ትምህርቶም ሰማዕትነቶም እንታይ ይመስል ዝብል ብሰፊሑ ዝተዳህሰሰሉ እዩ 👉https://youtu.be/ADe-LvtQ8H0 የድምፁ
25// ትኽክለኛ መልሲ ዘይሓዘ ፊደል ኣየናይ እዩ ? ብኻሊእ ምሥጢር "ይትቀደስ ስምከ" ማለት ____ ማለት እዩ
መምርሒ ፦ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ትኽክለኛ መልሲ ዝሓዘ ፊደል ምረፅ / ፂ
22// ____ ብዝተፈለየ ግብሩ ካብ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ተወሊዱ
21// እግዚአብሔር አምላኽና ፦ ብባህርይ ፡ ብሥልጣን ፡ ብመለኮት ፡ ብኣጋዛዝኣ ፡ ብፋቓድ ሓደ አምላኽ እዩ
20 // አብ ፡ ወልድ ፡ መንፈስ ቅዱስ ፦ ዝተፈለየ ስም ፡ ዝተፈለየ ግብሪ ፡ ዝተፈለየ ፡ አካል ፡ ኣለዎም
መምርሒ ፦ እዞም ዝስዕቡ ምሉእ ሓሳባት ሓቂ / ጌጋ ብምባል ትኽክለኛ መልሲ ፃሓፍ / ፊ
19 // "ይትቀደስ ስምከ" )) ስምካ ይቀደስ ማለት ቀጠታ ትርጉሙ ፥ ስም ወላዲ ፣ስም ተወላዲ፣ ስም ሠራጺ፣ ይፈለየልና በሉኒ ማለት እዩ ።
18 // ትኽክለኛ መልሲ ዘይሓዘ ፊደል ኣየናይ እዩ ? ክትጽልዩ እንለኹም " አቡነ ዘበሰማያት " (ዘበሰማያት ) አብ ሰማይ ትነብር "ኣቦና" በሉኒ በለ ። ንምንታይ ኣብ ምድሪ የለን ድዩ ኣቦና ?
17// ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ " መምህርና" ጎይታና " ፡ በሉኒ ዘይበለሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ? "አቦና " በሉኒ ዝበለ "
መምርሒ ፦ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ትኽክለኛ መልሲ ዝሓዘ ፊደል ምረፅ / ፂ
16// ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክትጽልዩ እንከለኹም ኣብ ሰማይት ትነብር "ኣቦና" በሉኒ በለ ። ንምንታይ እዩ "አቦና " በሉኒ ዝበለ ? ኣምላኽና በሉኒ ዘይበለ ?
15// ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስቲያና ( ሸውዓተ ) ኣቦታት ዝጽውዑ ኣለው ። ካብዚኣቶም እቲ ዝዓበየ " ኣቦና " ብረቂቕ ዝወለደና እግዚአብሔር ኣምላኽና "ኣቦና" እዩ
14// አቡነ ዘበሰማያት "አቦና" እግዚአብሔር ኣምላኽና ፡ ፈጣሪና ናይ ሥጋን ፡ ነፍስን ኣቦና እዩ ።
መምርሒ ፦ እዞም ዝስዕቡ ምሉእ ሓሳባት ሓቂ/ ጌጋ ብምባል ትኽክለኛ መልሲ ፃሓፍ / ፊ
13// ቅዱሳን ነቢያት አምላኽና ፡ መምህርና፡ ጎይታና ፡ እናበሉ ዝጽልዩ ዝነበሩ ፡ ካብ ግብሪ ዲያብሎስ ከም ዘይወፁ ይገልፅ
12// እግዚአብሔር አምላኽና ንቅዱሳን ሐዋርያት ጸሎት ክምህሮም እንከሎ ___ በሉኒ በሎም ?
