መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ(ኢ/ር)
الذهاب إلى القناة على Telegram
መኑ ስምከ ( ሽምካ መን እዩ )? ነቅዕ ዘእምዐዘቅት ንፁሕ ወእማይ ዘኢይማስን ክርስቲያን ስምየ (ካብ ንፁህ ዐዘቕትን ካብ ዘይልወጥ ካብ ዘይነፅፍ ማይን ዝተረኸበ ክርስቲያን እዩ ሽመይ) ሕቶታትኩም @Megabemiki ።።።።፡።።።።።።።።።።።።።።።።።። ንዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ሕቶን መልስን ይፀንበሩና 👇👇👇 @hadiswebluy
إظهار المزيد1 416
المشتركون
لا توجد بيانات24 ساعات
-37 أيام
-2230 أيام
أرشيف المشاركات
መንበረ ሰላማ ዝገበሮ ህፁፅ ኣኼባ
ኣብ አባ አረጋዊ ዝተመሓላለፈ ውሳነ
ኣብቲ ኣኼባ ዘይተረኸቡ ኣቦታት ጉዳይ ብኸመይ ይርአ?
https://youtu.be/abE3Q7wnQJE የድምፁ
ማዕበል እንተተለዓለ መሰገሪኻ እዚ እዩ...ከምቶም ተስፋ ዘይብሎም ከይትኾን
ኵናት መከራን ፀበባን እንትመፀካ እዚ ግበር
https://youtu.be/gBqdYSbSeTo የድምፁ
ምሥጢረ ንስሃ ንምንታይ ምሥጢር ተባሂሉ?
ብንስሃ ዝተነገሮ ምሥጢር ዘይሓብእ ጳጳስ ይኹን ካህን ቅፅዓቱ እንታይ እዩ? ብዙሓት ከም ቀሊል ገይሮም ዝረኣይዎ ጉዳይ ንስሃ ንመን ጎዲኡ?
መስቀሎም ዘይተሸከሙ
ቅድሚ ስቕለትን ድሕሪ ስቕለትን ትርጉም መስቀል
https://youtu.be/uogzr8dyl0A የድምፁ
ነዚ ፈተና በዚ ሕለፎ:ጸሎትካ ንምንታይ ዘይተሰምዐ |መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Michael Media
https://youtube.com/watch?v=E_9_XeXTrUY&si=XHfNZstLdcWOiAPS
እንኳዕ ኣብፀሐኩም መስቀል ኃይልነ
አዳም ኣብ ገነት ዕፀ በለስ በሊዑ ሞት ኣምፀአ ኢየሱስ ክርስቶስ ድማ ኣብ ዕፀ መስቀል ተሰቒሉ ህይወት ሃበና።
ሰለልቲ ኣለዉ: ኣቐዲሙ ዝተዘረበ መሕዘኒ| መጋቤ ሐዲስ ሚካኤል ገ/ክርስቶስ
https://youtu.be/epwWdse8drs
ኣብዚ ጉዳይ እናፈለጡ ዘፅቀጡ ኣቦታት? እዚ ንፁህ ቦታ ክድፈር ስቕ ኢሎም ንምንታይ ሪኦምዎ?
ሸምገልቲ እንመን ነይሮም?
https://youtu.be/cWyHVcZdvzw የድምፁ
ውድቀት ሓደ ጳጳስ:ካህን:ዲያቆን ይኹን ምእመን ውድቀት ቤተ ክርስቲያን ኣይኮነን።
ኣብ እምነትካ ፅንዕ ጸላዪ እምበር ፈራዲ ኣይትኹን
https://youtu.be/K-tSF_B7ipw ልቢ ኢሎም ክሳብ መወዳእታ የድምፁ።
ብእምነት ምስ ዘይመስለካ መርዓ ክትፍፅም ትኽእል ዶ?
ኣነ ብሃይማኖተይ ንስኺ ብሃይማኖትኪ ዝብል ካባይ ዝመፀ እዩ?
https://youtu.be/sPpTQmp5fNE የድምፁ
እቲ ናይ ባሕሪ ሓሳብ ትምህርቲ ኣብዙይ ኣሎ ናይ ዓሚ በቢ ማዓልቱ ዝተምሃርናዮ እዩ ። በቢ ክፋል ክልቲኡ እቲ ቅዳሕ ድምጽን ኣብቲ YouTube ን ኣቲና ደጊምና ነዳምጾ ።
እቲ ናይ ባሕሪ ሓሳብ ትምህርቲ ኣብዙይ ኣሎ ናይ ዓሚ በቢ ማዓልቱ ዝተምሃርናዮ እዩ ። በቢ ክፋል ክልቲኡ እቲ ቅዳሕ ድምጽን ኣብቲ YouTube ኣቲና ደጊምና ነዳምጾ ።
