Learn Tigrigna with AFRO💊💊💊https://youtube.com/@learntigrignawithafro?si=BGiu7TTONxi2VeXC
Kanalga Telegram’da o‘tish
Learn Tigrigna with me, You will be fluent soon 💯💯💯 Join my YouTube channel.... https://youtube.com/@learntigrignawithafro?si=BGiu7TTONxi2VeXC
Ko'proq ko'rsatish455
Obunachilar
-124 soatlar
+47 kun
+830 kun
Postlar arxiv
የመጠይቅ ቃላት.docx0.13 KB
ሰውን ሳትዳኘው ስለራሱ እያወራ ብታዳምጠው፥ ስለአንተ እያወራ ነው የሚመስልህ። ሲሆን የሰራኹትን አሊያም ባልሰራውም ያሰብኩትን ነው የሚያወራኝ።
ሰሎሞን ዴሬሳ
የፍቅር ቃላት by yordi.docx0.13 KB
Guys😔😔😔😔😔😔
Awru enji
#ሰብ_እኮ_ሰብ'ዩ
"ኣነ መጀመርታ ሰብ ኮይነ'የ ተፈጢረ ሰብ እየ ድማ።
ኩሉ ፍጡር ኣምላኽ ሰብ እዩ። እግዚአብሔር #ዘርኢ #ዓሌት
ኣይፈጠረን። ሰብ እዩ ፈጢሩ። እዘን ዝዘርዘርኩወን ፈጠራ ዝብል ውን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይርከብን የለን።
እሞ ንምንታይ ድኣ ሰብኣውነት ዘይቕድም ሰብኣውነት'ዶ ኣይኮነን ቀዲሙ መጽዩ ድሕሪኡ ድማ #ባህልን #ልምድን #ዘርእን #ዓሌትን መጽዩ። ሕጂ ድማ ሰብ ምባል ተሪፉ ብብሄርን ብዓሌትን ምጽዋዕ ተጀሚሩ!! ልዕሊ'ቲ ሰብ ውን #ዓሌትን #ብሄርነትን ከቢሩ። ሰብ ምባል ተሪፉ ብዓሌትካ ምስያም ተጀሚሩ።
ቀዳምነት ነቲ ሰብ ክኸብር ዝግብኦ ነቲ ብሄርን ዓሌትን ክብሪ ይቕድም ኣሎ። ዝኾነ ሰብ ባህሉ,ዓሌቱ,ሃይማኖቱ ብዘየገድስ ሰብ እዩ ከም ሰብ መጠን ከኣ ማዕረ ነብስና ንሰብ ክንህብ ይግባእ። ድሕሪኡ እዩ ንካልኡ ዝኽበር ቀዳመነት ግን ሰብ ሰብ ብሙኳኑ ጥራሕ ክብሪ ይግብኦ።
