ch
Feedback
Learn Tigrigna with AFRO💊💊💊https://youtube.com/@learntigrignawithafro?si=BGiu7TTONxi2VeXC

Learn Tigrigna with AFRO💊💊💊https://youtube.com/@learntigrignawithafro?si=BGiu7TTONxi2VeXC

前往频道在 Telegram

Learn Tigrigna with me, You will be fluent soon 💯💯💯 Join my YouTube channel.... https://youtube.com/@learntigrignawithafro?si=BGiu7TTONxi2VeXC

显示更多
455
订阅者
-124 小时
+47 天
+830 天
帖子存档
ሰውን ሳትዳኘው ስለራሱ እያወራ ብታዳምጠው፥ ስለአንተ እያወራ ነው የሚመስልህ። ሲሆን የሰራኹትን አሊያም ባልሰራውም ያሰብኩትን ነው የሚያወራኝ። ሰሎሞን ዴሬሳ

#ሰብ_እኮ_ሰብ'ዩ "ኣነ መጀመርታ ሰብ ኮይነ'የ ተፈጢረ ሰብ እየ ድማ። ኩሉ ፍጡር ኣምላኽ ሰብ እዩ። እግዚአብሔር #ዘርኢ #ዓሌት ኣይፈጠረን። ሰብ እዩ ፈጢሩ። እዘን ዝዘርዘርኩወን ፈጠራ ዝብል ውን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይርከብን የለን። እሞ ንምንታይ ድኣ ሰብኣውነት ዘይቕድም ሰብኣውነት'ዶ ኣይኮነን ቀዲሙ መጽዩ ድሕሪኡ ድማ #ባህልን #ልምድን #ዘርእን #ዓሌትን መጽዩ። ሕጂ ድማ ሰብ ምባል ተሪፉ ብብሄርን ብዓሌትን ምጽዋዕ ተጀሚሩ!! ልዕሊ'ቲ ሰብ ውን #ዓሌትን #ብሄርነትን ከቢሩ። ሰብ ምባል ተሪፉ ብዓሌትካ ምስያም ተጀሚሩ። ቀዳምነት ነቲ ሰብ ክኸብር ዝግብኦ ነቲ ብሄርን ዓሌትን ክብሪ ይቕድም ኣሎ። ዝኾነ ሰብ ባህሉ,ዓሌቱ,ሃይማኖቱ ብዘየገድስ ሰብ እዩ ከም ሰብ መጠን ከኣ ማዕረ ነብስና ንሰብ ክንህብ ይግባእ። ድሕሪኡ እዩ ንካልኡ ዝኽበር ቀዳመነት ግን ሰብ ሰብ ብሙኳኑ ጥራሕ ክብሪ ይግብኦ።