uk
Feedback
Hafi Show 🧠💡✍🖊📚

Hafi Show 🧠💡✍🖊📚

ВіЎкрОтО в Telegram

🌟 ንዝያዳ ምኜርታት ህይወት – All My Links in One Place 🌟ቲክቶክ፣ ዩቱብ፣ ፌይስቡክ፣ ዋትሳብ፣ ኢንስታግራም፣ ቎ሌግራም — ኩሉ ኣብ ሓደ link!🙏 Follow / Subscribe / Join ግበሩ🙏 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 https://linktr.ee/haftishow1

ППказатО більше
1 450
ПіЎпОсМОкО
НеЌає ЎаМОх24 гПЎОМО
-117 ЎМів
-3230 ЎеМь
Архів ЎПпОсів
ኣብ መገዲ ህይወት ንኹሉ ክትስእን ድሉው ኩንፀ ምኜንያቱ ማንም ሰብ ንዘልኣለም ምሳኻ ኣይነብርን።ርእሰ-ምትእምማንካን ጜንዓትካን ኣብ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ይኹን። 🔗🊅💯

ሓደ ሓደ ግዜ፡ እቶም ኣዚኻ ትፈትዎም ነገራትን ትውፈዚሎም ሰባትን... ኩሉ ግዜ ተመላሊሶም ኣይፈትዉኻን እዮም። ህይወት ኹምዚ እያ፣ ምቕባል ግን ናይ ብስለት መርኣዪ እዩ። 🍂💔

ኩሉ ግዜ ጜቡቕ ክትገብርን ንኹሉ ክትሕግዝን ትኜእል ኢኻ፡ ግን እዚ ናይ ሰባት ፍቕሪ ንምርካብ ውሕስነት ኣይኮነን። ዝገበርካ ገበር ብዘዚገድስ ገለ ሰባት ፈጺሞም ኣይፈትዉኻን እዮም። እዚ ናቶም ጾገም እምበር ናትካ ድኜመት ኣይኮነን። ርእስኻ ኣቕንዕ! 🊅🔗

ፍቕሪ ማለት ሓደ ሰብ ፍጹም ምዃኑ ዘይኮነስ ኣብ ዘይፍጜምናታቱ ዘሎ ጜባቐ ምርኣይ እዩ።

ብኻራ ዝቖሰለስ፡ ብሓኪም ይድሕን እዩ፡ ብፍቕርኺ ዝቆሰለ ኾ ብምንታይ ይድሕን?

ሰላም እንተሃልዩ እዩ ኩሉ ይርኚብ፣ ሰላም ምስ ዝህሉ ጥራይ እዩ ኩሉ ነገር ዝጥዕም። ካብ ርሑቕ ይኹን ካብ ቀሚባ ጭንቀት ካባና ይርሓቕ። ኣደ እግዚኣብሔር ድንግል ማርያም ኣዎና ሰላማ ኣብ ልብናን ኣ
ሰላም እንተሃልዩ እዩ ኩሉ ይርኚብ፣ ሰላም ምስ ዝህሉ ጥራይ እዩ ኩሉ ነገር ዝጥዕም። ካብ ርሑቕ ይኹን ካብ ቀሚባ ጭንቀት ካባና ይርሓቕ።     ኣደ እግዚኣብሔር  ድንግል ማርያም ኣዎና  ሰላማ ኣብ ልብናን ኣብ ሃገርናን ተውርደልና...ብሓቂ ሰላም ናፊቀ

ሰላም እንተሃልዩ እዩ ኩሉ ይርኚብ፣ ሰላም ምስ ዝህሉ ጥራይ እዩ ኩሉ ነገር ዝጥዕም። ካብ ርሑቕ ይኹን ካብ ቀሚባ ጭንቀት ካባና ይርሓቕ። ኣደ እግዚኣብሔር ድንግል ማርያም ኣዎና ሰላማ ኣብ ልብናን ኣብ ሃገርናን ተውርደልና...ብሓቂ ሰላም ናፊቀ

ሓቀኛ ፍቕሪ ደሊኻ ትሚኜቊ ዘይኮነስ፣ ካብ ፈጣሪ ጥራይ ዝወሃብ ክቡር ህያብ እዩ። ምኜንያቱ፡ ሓቀኛ ፍቕሪ ብገንዘብካ ወይ ብመልሓስካ ተምጜኊ ነገር ኣይኮነንፀ እግዚኣብሄር ንጹህ ልብኻ ሪኡ ዝህበካ ና
ሓቀኛ ፍቕሪ ደሊኻ ትሚኜቊ ዘይኮነስ፣ ካብ ፈጣሪ ጥራይ ዝወሃብ ክቡር ህያብ እዩ። ምኜንያቱ፡ ሓቀኛ ፍቕሪ ብገንዘብካ ወይ ብመልሓስካ ተምጜኊ ነገር ኣይኮነንፀ እግዚኣብሄር ንጹህ ልብኻ ሪኡ ዝህበካ ናይ ዛ ምድሪ ዝበለጾ በሚኞት እዩ። ምስ መጾ ድማ፡ ሰላም ይህበካ፣ ኣብ ህይወትካ በሚኞት ይውስኞልካ፣ ልብኻ ብሓጎስ ይመልእ። ስለዚ፡ ክቡራት ዚሕዋተይ፣ ሓቀኛ ፍቕሪ ንምርካብ ግዜ ኣይትቅተሉፀ ንርእስኹም ኣብ ምምሕዳርን ምምሕያሜን ቀዳምነት ሃቡ። እቲ ንስኹም ክትኚንዎ እትደልዩ ጜቡቕ ሰብ ኩኑ፣ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ይሃልኹም። ሜዑ፡ ብእግዚኣብሄር ፍቓድ፣ ሓቀኛ ፍቕሪን ትኜክለኛ ሰብን ናብ ህይወትኩም ክመጜእ እዩ። 💛 ✍ጞሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏌 ሓጋዚ ኮይኑ እንተሚኺብክሞ like,share and follow ምግባር !ኣይትሚስዑ ደቂ ሪመይ🙏 ‎እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም ዚዕሩኜቱኹም ‎ሌር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ኚኣ ዩቲብ ቻናለይ link ኣብ profileይ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ ዚመስግን ።

ለባም ጓል ኣንስተይቲ ምምርዓው እቲ ኣገዳሲ ክፋል ምህናጜ ሃብቲ እዩ። ምኜንያቱ፡ ሓንቲ ጜቡቕ ኣተሓሳስባን ራእን ዘለዋ ጓል ኣንስተይቲ፣ ንህይወትካ ሰላም፣ ድጋፍን ምትብባዕን ትኞውን። እዚ ድማ ንስ
ለባም ጓል ኣንስተይቲ ምምርዓው እቲ ኣገዳሲ ክፋል ምህናጜ ሃብቲ እዩ። ምኜንያቱ፡ ሓንቲ ጜቡቕ ኣተሓሳስባን ራእን ዘለዋ ጓል ኣንስተይቲ፣ ንህይወትካ ሰላም፣ ድጋፍን ምትብባዕን ትኞውን። እዚ ድማ ንስኻ ኣብ ስራሕካን ኣብ ዕቀትካን ክትትኮር ይሕግዝ፣ እቲ ምስ ግዜ ዝምጜእ ሃብቲ ድማ ብቐጻሊ ንኜዓቢ ትሕግዘካ። ግን እዚ ማለት ናይ ገንዘብ ሃብቲ ጥራይ ኣይኮነንፀ ሓቀኛ ሃብቲ ሰላም ናብራ፣ ፍቕሪ፣ ምክብባርን ምትእምማንን እዩ። ምስ ለባም መስተውዓልቲ ጓል ሄዋን ምንባር፣ ንህይወትካ ትርጉም ይህብ፣ ኚምኡ’ውን ህዱእን ሰላም ዘለዎ ሓዳር ትመርሕ...ሰለዚ ክቡራት ዹሕዋተይ መልክዓ ዘይኮነስ ኣተሓሳስባኣን ልባን ሪኢኹም ምሚጹ...🙏🙏 ✍ጞሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏌 ሓጋዚ ኮይኑ እንተሚኺብክሞ like,share and join ምግባር !ኣይትሚስዑ ደቂ ሪመይ🙏 ‎እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም ዚዕሩኜቱኹም ‎ሌር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ኚኣ ዩቲብ ቻናለይ link ኣብ profileይ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ ዚመስግን ።

ሓይሊ ማለት ክብደት ምልዓል ጥራይ ኣይኮነንፀ ካብ ዝወደቅካሉ ቊታ ነብስኻ ምልዓል እዩ። ✍Hafi show
ሓይሊ ማለት ክብደት ምልዓል ጥራይ ኣይኮነንፀ ካብ ዝወደቅካሉ ቊታ ነብስኻ ምልዓል እዩ። ✍Hafi show

ኣብ ዓለም እቶም “ሕማቃት ሰባት” ዝበሃሉ፡ኣብ ተግባራቶም ዘሎ ጌጋ ክርእዩ ዘይክእሉ፣ ኣብ ናትካ ጌጋ ግን ብቐሊሉ ርእዮም ዝፈርዱኻ እዮም።

ብድሆታትካ ክገጥም ዘኜእል ሓያል ኣለካ፡ንጞገማትካ መፍትሒ ክትሚክብ ትኜእል ለባም ሰብ ኢኻ፡ክግበር ዘለዎ ዝኟነ ነገር ክፍጜም ዘኜእል ዓቕሚ ኣለካ። ዳይ፡ ንቅድሚት ሰጉም! 🚀

ጫውጫው ርእይቶታት ካልኊት ንውሜጣዊ ድምጜኻ ኚጥሕሎ ኣይትፍቀደሉ።

ምስቲ ዘለኻዮ ሰላም ግበር ዘለኻዮ ክትቕበልን ክትመስግንን እንተኺእልካ ናይ ብሓቂ ሓጎስ ንሱ እዩ። ሰላም ምስ ርእስኻ እንተ ኣሎካ፡ ንኻልኊት እውን ብሰላም ክትነብር ትኜእል። @topfans
ምስቲ ዘለኻዮ ሰላም ግበር ዘለኻዮ ክትቕበልን ክትመስግንን እንተኺእልካ ናይ ብሓቂ ሓጎስ ንሱ እዩ። ሰላም ምስ ርእስኻ እንተ ኣሎካ፡ ንኻልኊት እውን ብሰላም ክትነብር ትኜእል። @topfans

ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኣወንታዊ ህይወት ክህበካ እዩ ምኜንያቱ እቲ እትሓስቊ ነገር ንኣእምሮኻ ይመርሖ፣ ኣእምሮኻ ድማ ንተግባራትካ ይቆጜሮ። እንተ ኣወንታዊ ሓሳብ ተመልኚትካ፡ ተስፋ፣ ሓይሊን ትዕግስቲን
ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኣወንታዊ ህይወት ክህበካ እዩ ምኜንያቱ እቲ እትሓስቊ ነገር ንኣእምሮኻ ይመርሖ፣ ኣእምሮኻ ድማ ንተግባራትካ ይቆጜሮ። እንተ ኣወንታዊ ሓሳብ ተመልኚትካ፡ ተስፋ፣ ሓይሊን ትዕግስቲን ክትርኚብ እዩፀ እዚ ድማ ኣብ ህይወትካ ሰናይ ውጜኢት ክትርክብ ይሕግዝካ። ስለዚ ኣእምሮኻ ብጜቡቕ ኣተሓሳስባ ምምላእ መንገዲ ሓጎስን ሰላምን ምኻኑ ኣይትሚስዕ። @topfans

ክልተ ነገራት እዮም ዝገልጹኻፀ ዋላ ሓንቲ ኣብ ዘይብልካሉ እዋን ትዕግስትኻ፣ ኚምኡ’ውን ኩሉ ምስ ዝህልወካ ኣተሓሳስባኻ። ሰብ ኣብ ጭንቀት ግዜ ዘርእዮ ትዕግስትን ኣብ ሓጎስ ግዜ ዘርእዮ ባህሪ እዮም
ክልተ ነገራት እዮም ዝገልጹኻፀ ዋላ ሓንቲ ኣብ ዘይብልካሉ እዋን ትዕግስትኻ፣ ኚምኡ’ውን ኩሉ ምስ ዝህልወካ ኣተሓሳስባኻ። ሰብ ኣብ ጭንቀት ግዜ ዘርእዮ ትዕግስትን ኣብ ሓጎስ ግዜ ዘርእዮ ባህሪ እዮም ብሓቂ ዝገልጜዎ። ✍ጞሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏌 ሓጋዚ ኮይኑ እንተሚኺብክሞ like,share and join ምግባር !ኣይትሚስዑ ደቂ ሪመይ🙏

ሚሳሕ ማይ ተኜሊ ካብ ምዕባይ ኣይዓግቶን እዩፀ ስለዚ ኣሉታዊ ቃላት ንገስጋስካ ደው ኚብል ኣይትፍቀደሉ። ኚምቲ ተኜሊ ኣብ ሚሳሕ ማይ ዝዓቢ፣ ንስኻ’ውን ኣብ ኚቢድ ኩነታት እንተኟነ ክትዓቢ ትኜእል ኢ
ሚሳሕ ማይ ተኜሊ ካብ ምዕባይ ኣይዓግቶን እዩፀ ስለዚ ኣሉታዊ ቃላት ንገስጋስካ ደው ኚብል ኣይትፍቀደሉ። ኚምቲ ተኜሊ ኣብ ሚሳሕ ማይ ዝዓቢ፣ ንስኻ’ውን ኣብ ኚቢድ ኩነታት እንተኟነ ክትዓቢ ትኜእል ኢኻ። ቃላት ሰባት ክዕግተካ ኣይክእልን እዩ እንተ ንስኻ ምቕጻል እንተወሲንካ። ✍ጞሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏌 ሓጋዚ ኮይኑ እንተሚኺብክሞ like,share and join ምግባር !ኣይትሚስዑ ደቂ ሪመይ🙏

ኣብታ እግዚኣብሄር ኣምላኜካ ዝህበካ ምድሪ ዕድሜኻ ነዊሕ ምእንቲ ኪኞውን፡ ንኣቊኻን ኣዎኻን ኣኜብር

photo content

ሎሚ ብህይወት ምህላውካ ንባዕሉ ዓቢ በሚኞት እዩ። ኩሉ ሰብ ናይ ምእራግ ዕድል ኣይሚክብን።ስለዚ ንነፍሲ ወኹፍ መዓልቲ ህይወትካ ኣመስግን። 🙌
ሎሚ ብህይወት ምህላውካ ንባዕሉ ዓቢ በሚኞት እዩ። ኩሉ ሰብ ናይ ምእራግ ዕድል ኣይሚክብን።ስለዚ ንነፍሲ ወኹፍ መዓልቲ ህይወትካ ኣመስግን። 🙌