fa
Feedback
Hafi Show 🧠💡✍️🖊📚

Hafi Show 🧠💡✍️🖊📚

رفتن به کانال در Telegram

🌟 ንዝያዳ ምኽርታት ህይወት – All My Links in One Place 🌟ቲክቶክ፣ ዩቱብ፣ ፌይስቡክ፣ ዋትሳብ፣ ኢንስታግራም፣ ቴሌግራም — ኩሉ ኣብ ሓደ link!🙏 Follow / Subscribe / Join ግበሩ🙏 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 https://linktr.ee/haftishow1

نمایش بیشتر
1 476
مشترکین
-124 ساعت
-87 روز
-2530 روز
آرشیو پست ها
ኣብ መገዲ ህይወት ንኹሉ ክትስእን ድሉው ኩን፤ ምኽንያቱ ማንም ሰብ ንዘልኣለም ምሳኻ ኣይነብርን።ርእሰ-ምትእምማንካን ጽንዓትካን ኣብ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ይኹን። 🔗🦅💯

ሓደ ሓደ ግዜ፡ እቶም ኣዚኻ ትፈትዎም ነገራትን ትውፈየሎም ሰባትን... ኩሉ ግዜ ተመላሊሶም ኣይፈትዉኻን እዮም። ህይወት ከምዚ እያ፣ ምቕባል ግን ናይ ብስለት መርኣዪ እዩ። 🍂💔

ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ክትገብርን ንኹሉ ክትሕግዝን ትኽእል ኢኻ፡ ግን እዚ ናይ ሰባት ፍቕሪ ንምርካብ ውሕስነት ኣይኮነን። ዝገበርካ ገበር ብዘየገድስ ገለ ሰባት ፈጺሞም ኣይፈትዉኻን እዮም። እዚ ናቶም ጸገም እምበር ናትካ ድኽመት ኣይኮነን። ርእስኻ ኣቕንዕ! 🦅🔗

ፍቕሪ ማለት ሓደ ሰብ ፍጹም ምዃኑ ዘይኮነስ ኣብ ዘይፍጽምናታቱ ዘሎ ጽባቐ ምርኣይ እዩ።

ብኻራ ዝቖሰለስ፡ ብሓኪም ይድሕን እዩ፡ ብፍቕርኺ ዝቆሰለ ኸ ብምንታይ ይድሕን?

ሰላም እንተሃልዩ እዩ ኩሉ ይርከብ፣ ሰላም ምስ ዝህሉ ጥራይ እዩ ኩሉ ነገር ዝጥዕም። ካብ ርሑቕ ይኹን ካብ ቀረባ ጭንቀት ካባና ይርሓቕ። ኣደ እግዚኣብሔር ድንግል ማርያም ኣዴና ሰላማ ኣብ ልብናን ኣ
ሰላም እንተሃልዩ እዩ ኩሉ ይርከብ፣ ሰላም ምስ ዝህሉ ጥራይ እዩ ኩሉ ነገር ዝጥዕም። ካብ ርሑቕ ይኹን ካብ ቀረባ ጭንቀት ካባና ይርሓቕ።     ኣደ እግዚኣብሔር  ድንግል ማርያም ኣዴና  ሰላማ ኣብ ልብናን ኣብ ሃገርናን ተውርደልና...ብሓቂ ሰላም ናፊቀ

ሰላም እንተሃልዩ እዩ ኩሉ ይርከብ፣ ሰላም ምስ ዝህሉ ጥራይ እዩ ኩሉ ነገር ዝጥዕም። ካብ ርሑቕ ይኹን ካብ ቀረባ ጭንቀት ካባና ይርሓቕ። ኣደ እግዚኣብሔር ድንግል ማርያም ኣዴና ሰላማ ኣብ ልብናን ኣብ ሃገርናን ተውርደልና...ብሓቂ ሰላም ናፊቀ

ሓቀኛ ፍቕሪ ደሊኻ ትረኽቦ ዘይኮነስ፣ ካብ ፈጣሪ ጥራይ ዝወሃብ ክቡር ህያብ እዩ። ምኽንያቱ፡ ሓቀኛ ፍቕሪ ብገንዘብካ ወይ ብመልሓስካ ተምጽኦ ነገር ኣይኮነን፤ እግዚኣብሄር ንጹህ ልብኻ ሪኡ ዝህበካ ና
ሓቀኛ ፍቕሪ ደሊኻ ትረኽቦ ዘይኮነስ፣ ካብ ፈጣሪ ጥራይ ዝወሃብ ክቡር ህያብ እዩ። ምኽንያቱ፡ ሓቀኛ ፍቕሪ ብገንዘብካ ወይ ብመልሓስካ ተምጽኦ ነገር ኣይኮነን፤ እግዚኣብሄር ንጹህ ልብኻ ሪኡ ዝህበካ ናይ ዛ ምድሪ ዝበለጸ በረኸት እዩ። ምስ መጸ ድማ፡ ሰላም ይህበካ፣ ኣብ ህይወትካ በረኸት ይውስኸልካ፣ ልብኻ ብሓጎስ ይመልእ። ስለዚ፡ ክቡራት የሕዋተይ፣ ሓቀኛ ፍቕሪ ንምርካብ ግዜ ኣይትቅተሉ፤ ንርእስኹም ኣብ ምምሕዳርን ምምሕያሽን ቀዳምነት ሃቡ። እቲ ንስኹም ክትከንዎ እትደልዩ ጽቡቕ ሰብ ኩኑ፣ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ይሃልኹም። ሽዑ፡ ብእግዚኣብሄር ፍቓድ፣ ሓቀኛ ፍቕሪን ትኽክለኛ ሰብን ናብ ህይወትኩም ክመጽእ እዩ። 💛 ✍️ጸሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏼 ሓጋዚ ኮይኑ እንተረኺብክሞ like,share and follow ምግባር !ኣይትረስዑ ደቂ ሪመይ🙏 ‎እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹም ‎ሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናለይ link ኣብ profileይ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።

ለባም ጓል ኣንስተይቲ ምምርዓው እቲ ኣገዳሲ ክፋል ምህናጽ ሃብቲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ሓንቲ ጽቡቕ ኣተሓሳስባን ራእን ዘለዋ ጓል ኣንስተይቲ፣ ንህይወትካ ሰላም፣ ድጋፍን ምትብባዕን ትኸውን። እዚ ድማ ንስ
ለባም ጓል ኣንስተይቲ ምምርዓው እቲ ኣገዳሲ ክፋል ምህናጽ ሃብቲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ሓንቲ ጽቡቕ ኣተሓሳስባን ራእን ዘለዋ ጓል ኣንስተይቲ፣ ንህይወትካ ሰላም፣ ድጋፍን ምትብባዕን ትኸውን። እዚ ድማ ንስኻ ኣብ ስራሕካን ኣብ ዕቤትካን ክትትኮር ይሕግዝ፣ እቲ ምስ ግዜ ዝምጽእ ሃብቲ ድማ ብቐጻሊ ንኽዓቢ ትሕግዘካ። ግን እዚ ማለት ናይ ገንዘብ ሃብቲ ጥራይ ኣይኮነን፤ ሓቀኛ ሃብቲ ሰላም ናብራ፣ ፍቕሪ፣ ምክብባርን ምትእምማንን እዩ። ምስ ለባም መስተውዓልቲ ጓል ሄዋን ምንባር፣ ንህይወትካ ትርጉም ይህብ፣ ከምኡ’ውን ህዱእን ሰላም ዘለዎ ሓዳር ትመርሕ...ሰለዚ ክቡራት የሕዋተይ መልክዓ ዘይኮነስ ኣተሓሳስባኣን ልባን ሪኢኹም ምረጹ...🙏🙏 ✍️ጸሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏼 ሓጋዚ ኮይኑ እንተረኺብክሞ like,share and join ምግባር !ኣይትረስዑ ደቂ ሪመይ🙏 ‎እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹም ‎ሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናለይ link ኣብ profileይ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።

ሓይሊ ማለት ክብደት ምልዓል ጥራይ ኣይኮነን፤ ካብ ዝወደቅካሉ ቦታ ነብስኻ ምልዓል እዩ። ✍️Hafi show
ሓይሊ ማለት ክብደት ምልዓል ጥራይ ኣይኮነን፤ ካብ ዝወደቅካሉ ቦታ ነብስኻ ምልዓል እዩ። ✍️Hafi show

ኣብ ዓለም እቶም “ሕማቃት ሰባት” ዝበሃሉ፡ኣብ ተግባራቶም ዘሎ ጌጋ ክርእዩ ዘይክእሉ፣ ኣብ ናትካ ጌጋ ግን ብቐሊሉ ርእዮም ዝፈርዱኻ እዮም።

ብድሆታትካ ክገጥም ዘኽእል ሓያል ኣለካ፡ንጸገማትካ መፍትሒ ክትረክብ ትኽእል ለባም ሰብ ኢኻ፡ክግበር ዘለዎ ዝኾነ ነገር ክፍጽም ዘኽእል ዓቕሚ ኣለካ። ዳይ፡ ንቅድሚት ሰጉም! 🚀

ጫውጫው ርእይቶታት ካልኦት ንውሽጣዊ ድምጽኻ ከጥሕሎ ኣይትፍቀደሉ።

ምስቲ ዘለኻዮ ሰላም ግበር ዘለኻዮ ክትቕበልን ክትመስግንን እንተኺእልካ ናይ ብሓቂ ሓጎስ ንሱ እዩ። ሰላም ምስ ርእስኻ እንተ ኣሎካ፡ ንኻልኦት እውን ብሰላም ክትነብር ትኽእል። @topfans
ምስቲ ዘለኻዮ ሰላም ግበር ዘለኻዮ ክትቕበልን ክትመስግንን እንተኺእልካ ናይ ብሓቂ ሓጎስ ንሱ እዩ። ሰላም ምስ ርእስኻ እንተ ኣሎካ፡ ንኻልኦት እውን ብሰላም ክትነብር ትኽእል። @topfans

ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኣወንታዊ ህይወት ክህበካ እዩ ምኽንያቱ እቲ እትሓስቦ ነገር ንኣእምሮኻ ይመርሖ፣ ኣእምሮኻ ድማ ንተግባራትካ ይቆጽሮ። እንተ ኣወንታዊ ሓሳብ ተመልከትካ፡ ተስፋ፣ ሓይሊን ትዕግስቲን
ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኣወንታዊ ህይወት ክህበካ እዩ ምኽንያቱ እቲ እትሓስቦ ነገር ንኣእምሮኻ ይመርሖ፣ ኣእምሮኻ ድማ ንተግባራትካ ይቆጽሮ። እንተ ኣወንታዊ ሓሳብ ተመልከትካ፡ ተስፋ፣ ሓይሊን ትዕግስቲን ክትርከብ እዩ፤ እዚ ድማ ኣብ ህይወትካ ሰናይ ውጽኢት ክትርክብ ይሕግዝካ። ስለዚ ኣእምሮኻ ብጽቡቕ ኣተሓሳስባ ምምላእ መንገዲ ሓጎስን ሰላምን ምኻኑ ኣይትረስዕ። @topfans

ክልተ ነገራት እዮም ዝገልጹኻ፤ ዋላ ሓንቲ ኣብ ዘይብልካሉ እዋን ትዕግስትኻ፣ ከምኡ’ውን ኩሉ ምስ ዝህልወካ ኣተሓሳስባኻ። ሰብ ኣብ ጭንቀት ግዜ ዘርእዮ ትዕግስትን ኣብ ሓጎስ ግዜ ዘርእዮ ባህሪ እዮም
ክልተ ነገራት እዮም ዝገልጹኻ፤ ዋላ ሓንቲ ኣብ ዘይብልካሉ እዋን ትዕግስትኻ፣ ከምኡ’ውን ኩሉ ምስ ዝህልወካ ኣተሓሳስባኻ። ሰብ ኣብ ጭንቀት ግዜ ዘርእዮ ትዕግስትን ኣብ ሓጎስ ግዜ ዘርእዮ ባህሪ እዮም ብሓቂ ዝገልጽዎ። ✍️ጸሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏼 ሓጋዚ ኮይኑ እንተረኺብክሞ like,share and join ምግባር !ኣይትረስዑ ደቂ ሪመይ🙏

ረሳሕ ማይ ተኽሊ ካብ ምዕባይ ኣይዓግቶን እዩ፤ ስለዚ ኣሉታዊ ቃላት ንገስጋስካ ደው ከብል ኣይትፍቀደሉ። ከምቲ ተኽሊ ኣብ ረሳሕ ማይ ዝዓቢ፣ ንስኻ’ውን ኣብ ከቢድ ኩነታት እንተኾነ ክትዓቢ ትኽእል ኢ
ረሳሕ ማይ ተኽሊ ካብ ምዕባይ ኣይዓግቶን እዩ፤ ስለዚ ኣሉታዊ ቃላት ንገስጋስካ ደው ከብል ኣይትፍቀደሉ። ከምቲ ተኽሊ ኣብ ረሳሕ ማይ ዝዓቢ፣ ንስኻ’ውን ኣብ ከቢድ ኩነታት እንተኾነ ክትዓቢ ትኽእል ኢኻ። ቃላት ሰባት ክዕግተካ ኣይክእልን እዩ እንተ ንስኻ ምቕጻል እንተወሲንካ። ✍️ጸሓፊ hafi show(the black writer ‎ ‎ 👍🏼 ሓጋዚ ኮይኑ እንተረኺብክሞ like,share and join ምግባር !ኣይትረስዑ ደቂ ሪመይ🙏

ኣብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ዝህበካ ምድሪ ዕድሜኻ ነዊሕ ምእንቲ ኪኸውን፡ ንኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር

ሎሚ ብህይወት ምህላውካ ንባዕሉ ዓቢ በረኸት እዩ። ኩሉ ሰብ ናይ ምእራግ ዕድል ኣይረክብን።ስለዚ ንነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ህይወትካ ኣመስግን። 🙌
ሎሚ ብህይወት ምህላውካ ንባዕሉ ዓቢ በረኸት እዩ። ኩሉ ሰብ ናይ ምእራግ ዕድል ኣይረክብን።ስለዚ ንነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ህይወትካ ኣመስግን። 🙌