uk
Feedback
Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ

Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ

Відкрити в Telegram

ETTM ኤትትሙ

Показати більше
Країна не вказанаКатегорія не вказана

📈 Аналітичний огляд Telegram-каналу Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ

Канал Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ (@tigrignamusics) є активним учасником. На даний момент спільнота об'єднує 11 957 підписників, посідаючи місце в категорії Інші.

📊 Показники аудиторії та динаміка

З моменту свого створення невідомо, проект продемонстрував стрімке зростання, зібравши аудиторію у 11 957 підписників.

За останніми даними від 04 грудня, 2024, канал демонструє стабільну активність. Хоча за останні 30 днів спостерігається зміна кількості учасників на 591, а за останні 24 години на 14, загальне охоплення залишається високим.

  • Статус верифікації: Не верифікований
  • Рівень залученості (ER): Середній показник залученості аудиторії становить 0%. Протягом перших 24 годин після публікації контент зазвичай збирає N/A% реакцій від загальної кількості підписників.
  • Охоплення публікацій: В середньому кожен допис отримує 0 переглядів. Протягом першої доби публікація в середньому набирає 0 переглядів.
  • Реакції та взаємодія: Аудиторія активно підтримує контент: середня кількість реакцій на один пост – 0.

📝 Опис та контентна політика

Автор описує ресурс як майданчик для висловлення суб'єктивної думки:
ETTM ኤትትሙ

Завдяки високій частоті оновлень (останні дані отримано 05 грудня, 2024), канал підтримує актуальність та високий рівень охоплення публікацій. Аналітика показує, що аудиторія активно взаємодіє з контентом, що робить його важливою точкою впливу в категорії Інші.

11 957
Підписники
+1424 години
+1607 днів
+59130 день
Архів дописів
ኪሮስ_አለማየሁ_Kiros_Alemayehu_Lyric_Videoምቕናይ.mp35.63 MB

Kiros Alemayehu Selam Hawa ሠላም ሃዋ.mp35.29 MB

photo content

ለጋስየ

መሰረቱ ሰላም እዩ

ክህሉ እዩ ግዜ ነህምያ ዘራይ

ኣቀባጥረለይ ኤደን ከሰተ

@TigrignaMusics ❤️ፍቅሪ 'ዩ መንገደይ

ሓዝ በል ኮበሮ ንፋሕ እምልታ ይድመቅ ጣቅዒት ሃየ ዕልልታ ኣንጉሕ መንጉሑ ይዓምር ጓይላ ሕዝም በለ--ማህሌት ገብረጊዮርጊስ Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ንፋስ ከይኣትዎ ፍቅርና፣ ከይከውን ዑና ክሳብ እዋኑ ዝበጽሕ፣ ጽቡቕ ሕልምና ንፋስ ከይኣትዎ ፍቅርና--ኣብራር ዖስማን Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ሓፍተይ ዞም ስድራና ክጭክኑ ኣቤት ክጭክኑ ክምንኑ የዒንትኺ ንብዓት እንዳጸረሮ ኪዲ ይብሉኺ ኣሎዉ ብከበሮ እዞም ስድራና ክጭክኑ--እስቲፋኖስ ኣብራሃም (ዘማች) Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

ምግበይ ደሃየይ ስምዕዮ በጃኺ ብዓጀባ እምነት ክኣቱ ኣርሕውለይ ማዕጾ ኣብ ልብኺ ምግበይ እቶ ባ በልኒ በጃኺ መዋእለይ መታን ከስተርሑ ናብ መንበሪ ዙፋን ልብኺ ምግበይ--ኣብራሃም ግ/መድህን Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖ ኤፍሬም ኣማረ✒️[ኣሰይ] ➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣሰይ ዝልበይ እሰይ እሰየ ይፍሳህ 'ሎ ዝሕሾ ገይሩ ኣሰይ ዝልበይ ተዓዊቱን 'ዶ ባህጉ ረኪቡ ሕልሙ ተግህዶ ኣሰይ ዝልበይ እሰይ እሰየ ይፍሳህ 'ሎ ዝሕሾ ገይሩ እወ ኣሰይ ዝልበይ ሰናይ መኪሩ ፅብቅቲ ቅጭን ወሓለ ኣፍቂሩ•••ሎ 🎼 ወቱሩ ሰሓቅ ጡዑም ኣመላ ወርጃ ጎርዞ ኣመኬላ ዘይብላ ኣይግረምኪ 'ዶ ዝወረ ዘሎ ዓቢዱ ዝብሉኺ ተኻኢሉ'ሎ •••••••••••••••••••••• ኳየር✒️ኣንቲ ሰብይ 'ሰይ 'ሰይ •••••••••••••••••••••• ክዓብደልኪ 'የ ፈቂደ ጨርቂ ዝባነይ ቀዲደ •••••••••••••••••••••• ኳየር✒️ኣንቲ ሰብይ 'ሰይ 'ሰይ •••••••••••••••••••••• ግድን'ዩ ግድን ክፅለል ክፅለል 'ንድየ ወሲደ ይግደዶ እምበር 'ቲ ዘውሪ ዘሎ ዘፍቀረ ኹሉ 'ዋይ ፍቅሪ'ዶ ዘትሕዞ 'ሰይ ገበርኩ 'ሰይ ኣሰይ ኣሰየ ኣሰየ ኣሰይ እንዳ በልኩ ገና ክፍቅረኪ እየ ___________ ደርቦ °°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°° ንክረክበኪ ፂዒረ'የ ላላሊሎየ ላ•ላ•ሊ•ሎ•የ ጎይታ ዝቦሎ ኮይንዎ'ሎ ኣቲ ሉለየ ሉ•ል•ሉ•ለ•የ 🎼 ወሊዶም ጎቦዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ [መዓደላና] =[መዓር ፅዴና] ኡደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና እሰይ ገበርኩ 'ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና 'ሰይ ገበርኩ 'ሰይ ነዛ ልበየ እንዃዕ ኣፍቀርኹ ኣሰይ ኣሰይ [፪ ግዜ] 🎼 ንክረክበኪ ፂዒረ'የ ላላሊሎየ ላ•ላ•ሊ•ሎ•የ ጎይታ ዝቦሎ ኮይንዎ'ሎ ኣቲ ሉለየ ሉ•ል•ሉ•ለ•የ ወሊዶም ጎቦዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ [መዓደላና] =[መዓር ፅዴና] ኡደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና እሰይ ገበርኩ 'ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና 'ሰይ ገበርኩ ሰይ ነዛ ልበየ እንዃዕ ኣፍቀርኹ ኣሰይ ኣሰይ [፪ ግዜ] 🎼 ኣሰይ ኣሰይ ሰይ ሰይ ሰይ 🎼 ንክረክበኪ ፂዒረ'የ ላላሊሎየ ላ•ላ•ሊ•ሎ•የ ጎይታ ዝቦሎ ኮይንዎ'ሎ ኣቲ ሉለየ ሉ•ል•ሉ•ለ•የ ወሊዶም ጎቦዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ [መዓደላና] =[መዓር ፅዴና] ኡደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና እሰይ ገበርኩ 'ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና 'ሰይ ገበርኩ ሰይ ነዛ ልበየ እንዃዕ ኣፍቀርኹ ኣሰይ ኣሰይ [፪ ግዜ] 🎼 ኣሰይ ኣሰይ Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ዘመን ኣልምሰገድ✒️[ጎይታይ በልኒ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ እንተ ኣን እምበይተዋይ ክብለኪ ከለኩሲ ጎይታይ ዘይትብልኒ [፪ግዜ] ጎይታይ እባ በልኒ ጎይታይ ዝይትብልኒ 🎼 ከመይ ዳኣ ንዘይናትኪ ኣምብዛ ብፍቅሪ ብዝገርም ፍሽክታ እንተክብሪ ናዓይ ግና ይትርፍ ኣነ እምበተይ እንትብላ ክምስ እዃ'ተይላ ትናሳሕ ብምባላ ሌባ ሌባ እንተበልዋ ልዋ ልዋ ዝበልዋ እንድዩ'ና መሰላ ግደፍዮ ምናኣስኪ ናትኪ'ድየ ቃል-ኪዳንኪ ኣብ ቅድሚ ሰብ ትሓፍርለይ ኣብ በይንና ደኣ እንታይ ክዓብሰለይ 🎼 እምብለይ እምብለይ 🎼 ኣብ በይነይ ጎይታይ ኣንተበልክለይ ይትረፈኒ እንታይ ክዓብሰለይ 🎼 እንተ ኣን እምበይተዋይ ክብለኪ ከለኩሲ ጎይታይ ዘይትብልኒ [፪ግዜ] ጎይታይ እባ በልኒ ጎይታይ ዝይትብልኒ 🎼 ከመይ ዳኣ ንዘይናትኪ ኣምብዛ ብፍቅሪ ብዝገርም ፍሽክታ እንተክብሪ ናዓይ ግና ይትርፍ ኣነ እምበተይ እንትብላ ክምስ እዃ'ተይላ ትናሳሕ ብምባላ ሌባ ሌባ እንተበልዋ ልዋ ልዋ ዝበልዋ እንድዩ'ና መሰላ ግደፍዮ ምናኣስኪ ናትኪ'ድየ ቃል-ኪዳንኪ ኣብ ቅድሚ ሰብ ትሓፍርለይ ኣብ በይንና ደኣ እንታይ ክዓብሰለይ 🎼 (እምብለይ እምብለይ 🎼 ኣብ በይነይ ጎይታይ ኣንተበልክለይ ይትረፈኒ እንታይ ክዓብሰለይ) [፪ግዜ] •••••••••••••••••••••••••••••••••••••• 🎼 [ድርብ]🎼 °°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°° ኣቅንእዮ ኩርዕ በልሉ ኣብይ ከይበፅሕ ሰባት እና በሉኪ ኣሕሊፍካዶ ይዋሃብ 'ዩ ኩቡር ኪዳንካ ከመይ ይዕሽዉኪ ኣንቲ ፅጋብ ጎይታይ ምባል ይውሕደኒ እምበር ናዓይ ዶ ይብዝሓኒ ተለዊጡ ሙዑዝ ፀባይኪ ዝያዳ ናተይ ኣየ ከይተዕብድኒ ከይተዕብደኒ ከይዓብደኪ ከይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ከይተዕብድኒ ኣይተቅንእኒ ከይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ኣንቲ ኣይትእመንዮም ክፈላሉዩና'ዮም ክፍላልዩና 🎼 ኣቅንእዮ ኩርዕ በልሉ ኣብይ ከይበፅሕ ሰባት እና በሉኪ ኣሕሊፍካዶ ይዋሃብ 'ዩ ኩቡር ኪዳንካ ከመይ ይዕሽዉኪ ኣንቲ ፅጋብ ጎይታይ ምባል ይውሕደኒ እምበር ናዓይ ዶ ይብዝሓኒ ተለዊጡ ሙዑዝ ፀባይኪ ዝያዳ ናተይ ኣየ ከይተዕብድኒ ከይተዕብደኒ ከይዓብደኪ ከይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ከይተዕብድኒ ኣይተቅንእኒ ከይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ዋ'ንቲ ኣይትእመንዮም ክፈላሉዩና'ዮም ክፍላልዩና 🎼 ኣቅንእዮ ኩርዕ በልሉ ኣብይ ከይበፅሕ ሰባት እና በሉኪ ኣሕሊፍካዶ ይዋሃብ 'ዩ ኩቡር ኪዳንካ ከመይ ይዕሽዉኪ ከይተዕብደኒ ከይዓብደኪ ከይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ከይተዕብድኒ ኣይተቅንእኒ ከይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ከይዓብደኪ ክይፅለለኪ🎼 Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖➖ [እመን ኣይትእመን]- ሄለን በርሀ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣታ ከማኻ ከማኻስ የለን …….[፪ግዜ] ውነይ ሰሊቡ ዘብለኒ ሃነን …….[፪ግዜ] እመን ኣይትእመን ዘዕበድብደንስ ከማኻ የለን ……….[፪ግዜ] ብዘይ ቃልዕለም ንዓኻ ደልየ ጻውዒት ፍቕረይ ተቐበሎ ሓለንጋይ ስየ ሰንሰለማይ ንዓ ምጻኒ ኣነ ምሳኻ ፍቕሪ ሒዙኒ ተሸኒፈእንበር ተጸሊለ በጃኻ ኢለካ መድሕን ኩነኒ ምውውት ኢለልካ ኣለኹ ምውት ንቕጽ ኢለልካ ኣለኹ ንቕጽ ቀጨው ቀጨው ቀጨው ቀጨውው ኢለልካ ትውነይ ሰሊቡ ኩለንትናይ ንዓኻ ሙቐት ከሎ ዝቖረኒ ዓሶ ድዩ ፍቕሪ ሒዙኒ ናይ ውሽጢ ልበይ ዘህተፍትፈኒ ጽምኢ ናይ ፍቕረይ ተርዊ ቃንዛ ናይ ፍቕረይ ተሕዊ ናትካ'የ ናትካ'የ ናትካ'የ ኣለኒ ኢለ'ንድየ ዝምክሓልካ ፍቱን መድሓኒት እንዲኻ ተረድ ኣለይ በጃኻ ኣብየት ክጥዕም ሂወት ምሳኻ ኣብየት ክምቅር ምፍቃር ንዓኻ ናትካ'የ ናትካ'የ ናትካ'የ ኣለኒ ኢለ'ንድየ ዝምክሓልካ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric - ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖⤵️ ኤደን ከሰተ _[ኑጉሰይ] ➖➖➖➖➖➖🔈 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ላ•ሎ••ይ•• ን•ዓኻ ሒዘ እወ ሒዘ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ን•ዓ•ኻ ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ ሒዘ ሒዘ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ'ዴ ሒዘ ናተይ ሰበይ ንዓኻ'ዴ 'የ ሒዘ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ፈልፋሊ ፍቕሪ ተዝምቢ ናተይ ሰበይ እንታይ ስኢነ ኣነ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ሓበነይ መዕቖቢ ልቢ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ሃባ ፍቕረይ ልበይ ሰዓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ኣምጣ ቓታ ፍቕሪ ሰሓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ፈቓር ልበይ እምነት ኣክስባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ፅሓይ ፅሙዋ ደጊም ከዕርባ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 እሁይ••• ላሊሎይ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ንሳኻ ኢኻ ፍቅረየ ንልበይ ትሰማማዕ ኣንታ ብርሃን ናይ ውሽጠየ ቀንዴል ፍቕሪ ትዉልዕ ንሳኻ ኢኻ ፍቅረየ ግራት ልበይ ተልምዕ ርቀት ኣለካ ብጣዕሚ ፉፁም ፍቕሪ ተስምዕ 🔸🔹🔸 ላላሊሎይ ፈውሲ ልበይ• 🔸🔹🔸 🔛 ፈውሲ ልበየ ዕምቖት ልበይ ትኾዶ ፈውሲ ልበየ ሕልሚ ፍቅሪ ተግህዶ ፈውሲ ልበየ ቓል እምነት ዘይከበዶ ፈውሲ ልበየ ይሪኤኒ ከም ኣዶ ፍቕሪ ዘመዱ ኑጉሰይ [ዃየር] ፍቕሪ መንገዱ ኑጉሰይ [ዃየር] ፍቕሪ እምነቱ ኑጉሰይ [ዃየር] ልበይ ግራቱ ኑጉሰይ [ዃየር] ንግስተይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃየር] ዓልም ኸ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃየር] ሓኪመይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃየር] ፍውሲ ኸ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃየር]🔚[፫ግዜ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric ❤️❤️ ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ 🔝፲ ምስላታት ትግርኛ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ 1⃣ንኩሕሊ ዝበልክዎ ንቑልዒ፡ ንፍቕሪ ዝበልክዎ ንጽልኢ 2⃣ምብላዕ ምብልዑስ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ 3⃣ምስ ቆልዓ ኣይትምከር፡ ምስ ከልቢ ኣይትተሓባእ 4⃣ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን 5⃣ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተ ኣበኺ ዝብኢ ይብላዕኪ 6⃣ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ 7⃣ክበልዕዎ ዝደለዩ ኣባ ጉምባሕ ዛግራ ይብልዎ 8⃣መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ምስላ 9⃣ከይጠረጣ ከይኩርመያስ ምስ ጠረጣ ይኹርመያ 🔟ዓሻ ጎሪቤት ዝአቱምበር ንወጽእ ነይሪኢ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖➖ [እመን ኣይትእመን]- ሄለን በርሀ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣታ ከማኻ ከማኻስ የለን …….[፪ግዜ] ውነይ ሰሊቡ ዘብለኒ ሃነን …….[፪ግዜ] እመን ኣይትእመን ዘዕበድብደንስ ከማኻ የለን ……….[፪ግዜ] ብዘይ ቃልዕለም ንዓኻ ደልየ ጻውዒት ፍቕረይ ተቐበሎ ሓለንጋይ ስየ ሰንሰለማይ ንዓ ምጻኒ ኣነ ምሳኻ ፍቕሪ ሒዙኒ ተሸኒፈእንበር ተጸሊለ በጃኻ ኢለካ መድሕን ኩነኒ ምውውት ኢለልካ ኣለኹ ምውት ንቕጽ ኢለልካ ኣለኹ ንቕጽ ቀጨው ቀጨው ቀጨው ቀጨውው ኢለልካ ትውነይ ሰሊቡ ኩለንትናይ ንዓኻ ሙቐት ከሎ ዝቖረኒ ዓሶ ድዩ ፍቕሪ ሒዙኒ ናይ ውሽጢ ልበይ ዘህተፍትፈኒ ጽምኢ ናይ ፍቕረይ ተርዊ ቃንዛ ናይ ፍቕረይ ተሕዊ ናትካ'የ ናትካ'የ ናትካ'የ ኣለኒ ኢለ'ንድየ ዝምክሓልካ ፍቱን መድሓኒት እንዲኻ ተረድ ኣለይ በጃኻ ኣብየት ክጥዕም ሂወት ምሳኻ ኣብየት ክምቅር ምፍቃር ንዓኻ ናትካ'የ ናትካ'የ ናትካ'የ ኣለኒ ኢለ'ንድየ ዝምክሓልካ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric - ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖⤵️ ኤደን ከሰተ _[ኑጉሰይ] ➖➖➖➖➖➖🔈 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ላ•ሎ••ይ•• ን•ዓኻ ሒዘ እወ ሒዘ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ን•ዓ•ኻ ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ ሒዘ ሒዘ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ'ዴ ሒዘ ናተይ ሰበይ ንዓኻ'ዴ 'የ ሒዘ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ፈልፋሊ ፍቕሪ ተዝምቢ ናተይ ሰበይ እንታይ ስኢነ ኣነ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ሓበነይ መዕቖቢ ልቢ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ሃባ ፍቕረይ ልበይ ሰዓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ኣምጣ ቓታ ፍቕሪ ሰሓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ፈቓር ልበይ እምነት ኣክስባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃየር] ፅሓይ ፅሙዋ ደጊም ከዕርባ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 እሁይ••• ላሊሎይ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ንሳኻ ኢኻ ፍቅረየ ንልበይ ትሰማማዕ ኣንታ ብርሃን ናይ ውሽጠየ ቀንዴል ፍቕሪ ትዉልዕ ንሳኻ ኢኻ ፍቅረየ ግራት ልበይ ተልምዕ ርቀት ኣለካ ብጣዕሚ ፉፁም ፍቕሪ ተስምዕ 🔸🔹🔸 ላላሊሎይ ፈውሲ ልበይ• 🔸🔹🔸 🔛 ፈውሲ ልበየ ዕምቖት ልበይ ትኾዶ ፈውሲ ልበየ ሕልሚ ፍቅሪ ተግህዶ ፈውሲ ልበየ ቓል እምነት ዘይከበዶ ፈውሲ ልበየ ይሪኤኒ ከም ኣዶ ፍቕሪ ዘመዱ ኑጉሰይ [ዃየር] ፍቕሪ መንገዱ ኑጉሰይ [ዃየር] ፍቕሪ እምነቱ ኑጉሰይ [ዃየር] ልበይ ግራቱ ኑጉሰይ [ዃየር] ንግስተይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃየር] ዓልም ኸ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃየር] ሓኪመይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃየር] ፍውሲ ኸ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃየር]🔚[፫ግዜ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric ❤️❤️ ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ 🔝፲ ምስላታት ትግርኛ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ 1⃣ንኩሕሊ ዝበልክዎ ንቑልዒ፡ ንፍቕሪ ዝበልክዎ ንጽልኢ 2⃣ምብላዕ ምብልዑስ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ 3⃣ምስ ቆልዓ ኣይትምከር፡ ምስ ከልቢ ኣይትተሓባእ 4⃣ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን 5⃣ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተ ኣበኺ ዝብኢ ይብላዕኪ 6⃣ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ 7⃣ክበልዕዎ ዝደለዩ ኣባ ጉምባሕ ዛግራ ይብልዎ 8⃣መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ምስላ 9⃣ከይጠረጣ ከይኩርመያስ ምስ ጠረጣ ይኹርመያ 🔟ዓሻ ጎሪቤት ዝአቱ'ምበር ዝወጽእ ነይሪኢ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ባህ ዝበለትኩም እስኪ ምረፁ⬇️ ደስ በሃልቲ🔛

➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣብረሃም ኣፈወርቂ 🎼[🎼[ትምኒተይ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ቋሕ ሰም ኢለ ዓይነይ ፥ ክትርኣየኒ ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣብዩኒ ንስኺ'ኺ ሕልመይ ንስኺ'ኺ ጋህደይ በይነይ እየ መን ኣሎኒ ከማይ'ዶ ትኾኒ ኮኾብ ጠሚቐኪ ኣልማዛዊት ብርሃን ነብሰይ'ለ ሰምየኪ ክተቀርብለይ መታን ክትጠብቅለይ መታን ትሚተይ ኢለኪ ክግህደለይ መታን ክሰምረለይ መታን ዑፈይ ኢለኪ በሪርኪ ክትመጽለይ መታን ኣዕሚዩቐ ኣየከፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ግን ይርዳኣኪ ይኸውን ድልየተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዕም'ዩ እዋኑ ግን ይርዳኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ፥ ኣሚን ኣሚንኪ'ዶ 'ስኺ እቲ ብሂገ ዘይጸግቦ ፥ ምጭዋት ኣዒንትኺ ጠሚተ'የ ዝረኽቦ ናባኺ ቀሪበ ዝማሙቖ ፍቕሪ ጠባይኪ ኣስተብሂለ ንዝቐስሞ ምኽሪ ሓልዮትኪ ሰኒቐ ዝውስኾ ስድሪ ሽምዓ ወሌዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ ኣብ ዘይሕሰብ ሰዓት ኣብ ዘይግመት ቦታ ወዝቢ ትዝ ኢልኪኒ ስዉር መጸዋዕታ ዘይዓርፍ ሃንቀውታ ኣብ ልበይ ዚሂምኪ ሃንደበት ጦብላሕታ ነቒለ ኣብ ትዝታ ብፍቕሪ ነዲደ ዘይጠፍእ ሃልሃልታ ሓፍ ሓፍ ይብል ከብደይ ፥ ልበይ እንክሽገር ሽፋን ከዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓዲሽ መነጸር ደበና ጠሚተ ፥ ዕምበባ ሸቲተ ፥ ምስ ንፍስ ቢሒተ ይኸሰኪ'ሞ ይንእደኪ እዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር ኣዕሚዩቐ ኣየከፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ግን ይርዳኣኪ ይኸውን ድልየተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዕም'ዩ እዋኑ ግን ይርዳኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ፥ ኣሚን ቀሲንኪ'ዶ 'ስኺ ብሂገ ዘይጸግቦ ፥ ምጭዋት ኣዒንትኺ ጠሚተ'የ ዝረኽቦ ዛንታ'የ በልኒ ፥ መጽሓፍ ክኾነልኪ ግጥሚ'የ በልኒ ፥ ዜማ ክኾነልኪ ጋህዲ ክትኮንለይ ፥ ትምኒተይ ኢለኪ ብሽምኪ'ዩ ማሕላይ ፥ ልብኺ ሃብኒ ልበይ ድሮ ናትኪ'ዩ ገለ'ባ በልኒ ገለ'ባ በሊ ፥ ገለ በልኒ..... ኣለኹ በሊ ኣለኹ በሊ ገለ'ባ በሊ ሓበነይ ፥ ኣለኹ በልኒ.... ትምኒተ'የ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ፥ ትናፍቒዶ ይጽምወኪዶ ከማይ ትምኒቲና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትብህጊዶ ትሓልሚዶ ኸማይ // ፥ ትናፍቒዶ ትነብዒ ዶ ኸማይ ዑፈይ ምጺ በሪርኪ ብሰማይ ፥ እንተናፊቕኪ እንተጸሚዩኪ ከማይ ትምኒተ'የ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትብህጊዶ ትሓልሚዶ ኸማይ ትምኒቲና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትነብዒ ዶ ትናፍቒ ኸማይ ትምኒቲና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትሓልሚዶ ትብህጊዶ ኸማይ ትምኒተ'የ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ፥ ትነብዒ ዶ ትናፍቒ ኸማይ ዑፈይ ምጺ በሪርኪ ብሰማይ ፥ እንተናፊቕኪ እንተጸሚዩኪ ከማይ ኣነ ኣብ ዝኸድኵዎ ከማዕድዋ ፥ ንሳ ትርከቦ ጎልጎል ሳዋ እዋይ ተራኢኽኒ ሎሚ ምሸት ፥ ከረን ኔርኪ ተሸፊንኪ ልዌት ኣብቲ ደንደስ ባሕሪ ኣብ ጽምዋ ፥ ዘሕለፍናዮ ዘኪረ ኣብ ማሳዋ ቃል ኣቲና ኢልኪኒ ሓደራ ፥ እጽበ'ለኹ ምጽኒ ነስመራ ልበይ ብስምኪ'ዩ ዝቖጽር ትርግታ ፥ ንገርኒ ዘለኽዮ ቦታ ወግሐ ጸብሐ ምስልኺ'የ ዝርኢ ትኽእልዮ'ዶ ናብራ ናይ ወጻኢ ብሕልሚ ሪኤኪ ሎሚ ለይቲ ፥ ተጸጊዕኪ ናይ ኣኽሱም ሓወልቲ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ ኣብ መሬት ጥንቲ እንታይ ሪእኺ ኣብ ናቕፋ ኣብ ዓዲ ርስቲ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics| ተፀምበሩ | ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

@TigrignaMusics Sisay Hishe Laloye

@TigrignaMusics Abraham Afewerqi Abeyala - ኣበይ ኣላ