ar
Feedback
Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ

Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ

الذهاؚ إلى القناة على Telegram

ETTM ኀትትሙ

إ؞هار المزيد
لم يتم تحديد الؚلدالف؊ة غير محددة

📈 ن؞رة تحليلية على قناة تيليجرام Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ

تُعد قناة Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ (@tigrignamusics) لاعؚاً ن؎طاً. يضم المجتمع حالياً 11 957 م؎تركاً، محتلاً المرتؚة في ف؊ة اخرى.

📊 م؀؎رات الجمهور والحراك

منذ تأسيسه في МевіЎПЌП، حقق الم؎روع نمواً سريعاً وجمع 11 957 م؎تركاً.

ؚحسؚ آخر الؚيانات ؚتاريخ 04 ديسمؚر, 2024، تحاف؞ القناة على ن؎اط مستقر. خلال آخر 30 يوماً تغيّر عدد الأعضاء ؚمقدار 591، وفي آخر 24 ساعة ؚمقدار 14، مع ؚقاء الوصول العام مرتفعاً.

  • حالة التحقق: غير موثّقة
  • معدل التفاعل (ER): يؚلغ متوسط تفاعل الجمهور 0‎%. وخلال أول 24 ساعة من الن؎ر يحصد المحتوى عادةً N/A‎% من ردود الفعل نسؚةً إلى إجمالي الم؎تركين.
  • وصول المن؎ورات: يحصل كل من؎ور على متوسط 0 م؎اهدة. وخلال اليوم الأول يجمع عادةً 0 م؎اهدة.
  • التفاعلات والاستجاؚة: يتفاعل الجمهور ؚانت؞ام؛ متوسط التفاعلات لكل من؎ور يؚلغ 0.

📝 الوصف وسياسة المحتوى

يصف الم؀لف القناة ؚأنها مساحة للتعؚير عن الآراء الذاتية:
“ETTM ኀትትሙ”

ؚفضل وتيرة التحديث المرتفعة (أحدث الؚيانات ؚتاريخ 05 ديسمؚر, 2024) تحاف؞ القناة على حداثتها ومستوى وصول مرتفع. وتُ؞هر التحليلات تفاعلاً ن؎طاً من الجمهور، ما يجعلها نقطة تأثير مهمة ضمن ف؊ة اخرى.

11 957
الم؎تركون
+1424 ساعات
+1607 أيام
+59130 أيام
أر؎يف الم؎اركات
ኪሮስ_አለማዹሁ_Kiros_Alemayehu_Lyric_Videoምቕናይ.mp35.63 MB

Kiros Alemayehu Selam Hawa ሠላም ሃዋ.mp35.29 MB

photo content

ለጋስዚ

መሰሚቱ ሰላም እዩ

ክህሉ እዩ ግዜ ነህምያ ዘራይ

ኣቀባጥሚለይ ኀደን ኹሰተ

@TigrignaMusics ❀ፍቅሪ 'ዩ መንገደይ

ሓዝ በል ኮበሮ ንፋሕ እምልታ ይድመቅ ጣቅዒት ሃዹ ዕልልታ ኣንጉሕ መንጉሑ ይዓምር ጓይላ ሕዝም በለ--ማህሌት ገብሚጊዮርጊስ Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ንፋስ ኚይኣትዎ ፍቅርና፣ ኹይኹውን ዑና ክሳብ እዋኑ ዝበጜሕ፣ ጜቡቕ ሕልምና ንፋስ ኚይኣትዎ ፍቅርና--ኣብራር ዖስማን Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ሓፍተይ ዞም ስድራና ክጭክኑ ኣቀት ክጭክኑ ክምንኑ ዚዒንትኺ ንብዓት እንዳጞሚሮ ኪዲ ይብሉኺ ኣሎዉ ብኚበሮ እዞም ስድራና ክጭክኑ--እስቲፋኖስ ኣብራሃም (ዘማቜ) Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

ምግበይ ደሃዹይ ስምዕዮ በጃኺ ብዓጀባ እምነት ክኣቱ ኣርሕውለይ ማዕጟ ኣብ ልብኺ ምግበይ እቶ ባ በልኒ በጃኺ መዋእለይ መታን ኚስተርሑ ናብ መንበሪ ዙፋን ልብኺ ምግበይ--ኣብራሃም ግ/መድህን Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖ ኀፍሬም ኣማሚ✒[ኣሰይ] ➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣሰይ ዝልበይ እሰይ እሰዚ ይፍሳህ 'ሎ ዝሕሟ ገይሩ ኣሰይ ዝልበይ ተዓዊቱን 'ዶ ባህጉ ሚኪቡ ሕልሙ ተግህዶ ኣሰይ ዝልበይ እሰይ እሰዚ ይፍሳህ 'ሎ ዝሕሟ ገይሩ እወ ኣሰይ ዝልበይ ሰናይ መኪሩ ፅብቅቲ ቅጭን ወሓለ ኣፍቂሩ•••ሎ 🎌 ወቱሩ ሰሓቅ ጡዑም ኣመላ ወርጃ ጎርዞ ኣመኬላ ዘይብላ ኣይግሚምኪ 'ዶ ዝወሹ ዘሎ ዓቢዱ ዝብሉኺ ተኻኢሉ'ሎ •••••••••••••••••••••• ኳዚር✒ኣንቲ ሰብይ 'ሰይ 'ሰይ •••••••••••••••••••••• ክዓብደልኪ 'ዹ ፈቂደ ጹርቂ ዝባነይ ቀዲደ •••••••••••••••••••••• ኳዚር✒ኣንቲ ሰብይ 'ሰይ 'ሰይ •••••••••••••••••••••• ግድን'ዩ ግድን ክፅለል ክፅለል 'ንድዚ ወሲደ ይግደዶ እምበር 'ቲ ዘውሪ ዘሎ ዘፍቀሹ ኹሉ 'ዋይ ፍቅሪ'ዶ ዘትሕዞ 'ሰይ ገበርኩ 'ሰይ ኣሰይ ኣሰዚ ኣሰዚ ኣሰይ እንዳ በልኩ ገና ክፍቅሚኪ እዚ ___________ ደርቩ °°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°° ንክሚክበኪ ፂዒሹ'ዹ ላላሊሎዹ ላ•ላ•ሊ•ሎ•ዚ ጎይታ ዝቩሎ ኮይንዎ'ሎ ኣቲ ሉለዹ ሉ•ል•ሉ•ለ•ዚ 🎌 ወሊዶም ጎቩዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ [መዓደላና] =[መዓር ፅዮና] ኡደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና እሰይ ገበርኩ 'ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና 'ሰይ ገበርኩ 'ሰይ ነዛ ልበዹ እንዃዕ ኣፍቀርኹ ኣሰይ ኣሰይ [፪ ግዜ] 🎌 ንክሚክበኪ ፂዒሹ'ዹ ላላሊሎዹ ላ•ላ•ሊ•ሎ•ዚ ጎይታ ዝቩሎ ኮይንዎ'ሎ ኣቲ ሉለዹ ሉ•ል•ሉ•ለ•ዚ ወሊዶም ጎቩዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ [መዓደላና] =[መዓር ፅዮና] ኡደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና እሰይ ገበርኩ 'ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና 'ሰይ ገበርኩ ሰይ ነዛ ልበዹ እንዃዕ ኣፍቀርኹ ኣሰይ ኣሰይ [፪ ግዜ] 🎌 ኣሰይ ኣሰይ ሰይ ሰይ ሰይ 🎌 ንክሚክበኪ ፂዒሹ'ዹ ላላሊሎዹ ላ•ላ•ሊ•ሎ•ዚ ጎይታ ዝቩሎ ኮይንዎ'ሎ ኣቲ ሉለዹ ሉ•ል•ሉ•ለ•ዚ ወሊዶም ጎቩዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ [መዓደላና] =[መዓር ፅዮና] ኡደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና እሰይ ገበርኩ 'ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና 'ሰይ ገበርኩ ሰይ ነዛ ልበዹ እንዃዕ ኣፍቀርኹ ኣሰይ ኣሰይ [፪ ግዜ] 🎌 ኣሰይ ኣሰይ Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ዘመን ኣልምሰገድ✒[ጎይታይ በልኒ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ እንተ ኣን እምበይተዋይ ክብለኪ ኚለኩሲ ጎይታይ ዘይትብልኒ [፪ግዜ] ጎይታይ እባ በልኒ ጎይታይ ዝይትብልኒ 🎌 ኹመይ ዳኣ ንዘይናትኪ ኣምብዛ ብፍቅሪ ብዝገርም ፍሜክታ እንተክብሪ ናዓይ ግና ይትርፍ ኣነ እምበተይ እንትብላ ክምስ እዃ'ተይላ ትናሳሕ ብምባላ ሌባ ሌባ እንተበልዋ ልዋ ልዋ ዝበልዋ እንድዩ'ና መሰላ ግደፍዮ ምናኣስኪ ናትኪ'ድዚ ቃል-ኪዳንኪ ኣብ ቅድሚ ሰብ ትሓፍርለይ ኣብ በይንና ደኣ እንታይ ክዓብሰለይ 🎌 እምብለይ እምብለይ 🎌 ኣብ በይነይ ጎይታይ ኣንተበልክለይ ይትሚፈኒ እንታይ ክዓብሰለይ 🎌 እንተ ኣን እምበይተዋይ ክብለኪ ኚለኩሲ ጎይታይ ዘይትብልኒ [፪ግዜ] ጎይታይ እባ በልኒ ጎይታይ ዝይትብልኒ 🎌 ኹመይ ዳኣ ንዘይናትኪ ኣምብዛ ብፍቅሪ ብዝገርም ፍሜክታ እንተክብሪ ናዓይ ግና ይትርፍ ኣነ እምበተይ እንትብላ ክምስ እዃ'ተይላ ትናሳሕ ብምባላ ሌባ ሌባ እንተበልዋ ልዋ ልዋ ዝበልዋ እንድዩ'ና መሰላ ግደፍዮ ምናኣስኪ ናትኪ'ድዚ ቃል-ኪዳንኪ ኣብ ቅድሚ ሰብ ትሓፍርለይ ኣብ በይንና ደኣ እንታይ ክዓብሰለይ 🎌 (እምብለይ እምብለይ 🎌 ኣብ በይነይ ጎይታይ ኣንተበልክለይ ይትሚፈኒ እንታይ ክዓብሰለይ) [፪ግዜ] •••••••••••••••••••••••••••••••••••••• 🎌 [ድርብ]🎌 °°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°° ኣቅንእዮ ኩርዕ በልሉ ኣብይ ኹይበፅሕ ሰባት እና በሉኪ ኣሕሊፍካዶ ይዋሃብ 'ዩ ኩቡር ኪዳንካ ኹመይ ይዕሜዉኪ ኣንቲ ፅጋብ ጎይታይ ምባል ይውሕደኒ እምበር ናዓይ ዶ ይብዝሓኒ ተለዊጡ ሙዑዝ ፀባይኪ ዝያዳ ናተይ ኣዚ ኚይተዕብድኒ ኚይተዕብደኒ ኚይዓብደኪ ኚይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ኚይተዕብድኒ ኣይተቅንእኒ ኚይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ኣንቲ ኣይትእመንዮም ክፈላሉዩና'ዮም ክፍላልዩና 🎌 ኣቅንእዮ ኩርዕ በልሉ ኣብይ ኹይበፅሕ ሰባት እና በሉኪ ኣሕሊፍካዶ ይዋሃብ 'ዩ ኩቡር ኪዳንካ ኹመይ ይዕሜዉኪ ኣንቲ ፅጋብ ጎይታይ ምባል ይውሕደኒ እምበር ናዓይ ዶ ይብዝሓኒ ተለዊጡ ሙዑዝ ፀባይኪ ዝያዳ ናተይ ኣዚ ኚይተዕብድኒ ኚይተዕብደኒ ኚይዓብደኪ ኚይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ኚይተዕብድኒ ኣይተቅንእኒ ኚይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ዋ'ንቲ ኣይትእመንዮም ክፈላሉዩና'ዮም ክፍላልዩና 🎌 ኣቅንእዮ ኩርዕ በልሉ ኣብይ ኹይበፅሕ ሰባት እና በሉኪ ኣሕሊፍካዶ ይዋሃብ 'ዩ ኩቡር ኪዳንካ ኹመይ ይዕሜዉኪ ኚይተዕብደኒ ኚይዓብደኪ ኚይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ኚይተዕብድኒ ኣይተቅንእኒ ኚይተዕብድኒ ጎይታይ በልኒ ኚይዓብደኪ ክይፅለለኪ🎌 Tigrinya Lyrics ሙዚቃ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖➖ [እመን ኣይትእመን]- ሄለን በርሀ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣታ ኚማኻ ኚማኻስ ዹለን 

.[፪ግዜ] ውነይ ሰሊቡ ዘብለኒ ሃነን 

.[፪ግዜ] እመን ኣይትእመን ዘዕበድብደንስ ኚማኻ ዹለን 


.[፪ግዜ] ብዘይ ቃልዕለም ንዓኻ ደልዹ ጻውዒት ፍቕሹይ ተቐበሎ ሓለንጋይ ስዚ ሰንሰለማይ ንዓ ምጻኒ ኣነ ምሳኻ ፍቕሪ ሒዙኒ ተሞኒፈእንበር ተጾሊለ በጃኻ ኢለካ መድሕን ኩነኒ ምውውት ኢለልካ ኣለኹ ምውት ንቕጜ ኢለልካ ኣለኹ ንቕጜ ቀጹው ቀጹው ቀጹው ቀጹውው ኢለልካ ትውነይ ሰሊቡ ኩለንትናይ ንዓኻ ሙቐት ኹሎ ዝቖሹኒ ዓሶ ድዩ ፍቕሪ ሒዙኒ ናይ ውሜጢ ልበይ ዘህተፍትፈኒ ጜምኢ ናይ ፍቕሹይ ተርዊ ቃንዛ ናይ ፍቕሹይ ተሕዊ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ኣለኒ ኢለ'ንድዚ ዝምክሓልካ ፍቱን መድሓኒት እንዲኻ ተሚድ ኣለይ በጃኻ ኣብዚት ክጥዕም ሂወት ምሳኻ ኣብዚት ክምቅር ምፍቃር ንዓኻ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ኣለኒ ኢለ'ንድዚ ዝምክሓልካ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric - ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖‵ ኀደን ኹሰተ _[ኑጉሰይ] ➖➖➖➖➖➖🔈 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ላ•ሎ••ይ•• ን•ዓኻ ሒዘ እወ ሒዘ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ን•ዓ•ኻ ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ ሒዘ ሒዘ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ'ዮ ሒዘ ናተይ ሰበይ ንዓኻ'ዮ 'ዹ ሒዘ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ፈልፋሊ ፍቕሪ ተዝምቢ ናተይ ሰበይ እንታይ ስኢነ ኣነ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ሓበነይ መዕቖቢ ልቢ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ሃባ ፍቕሹይ ልበይ ሰዓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ኣምጣ ቓታ ፍቕሪ ሰሓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ፈቓር ልበይ እምነት ኣክስባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ፅሓይ ፅሙዋ ደጊም ኚዕርባ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 እሁይ••• ላሊሎይ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ንሳኻ ኢኻ ፍቅሹዹ ንልበይ ትሰማማዕ ኣንታ ብርሃን ናይ ውሜጠዚ ቀንዮል ፍቕሪ ትዉልዕ ንሳኻ ኢኻ ፍቅሹዹ ግራት ልበይ ተልምዕ ርቀት ኣለካ ብጣዕሚ ፉፁም ፍቕሪ ተስምዕ 🔞🔹🔞 ላላሊሎይ ፈውሲ ልበይ• 🔞🔹🔞 🔛 ፈውሲ ልበዹ ዕምቖት ልበይ ትኟዶ ፈውሲ ልበዹ ሕልሚ ፍቅሪ ተግህዶ ፈውሲ ልበዹ ቓል እምነት ዘይኚበዶ ፈውሲ ልበዹ ይሪኀኒ ኹም ኣዶ ፍቕሪ ዘመዱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ፍቕሪ መንገዱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ፍቕሪ እምነቱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ልበይ ግራቱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ንግስተይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃዹር] ዓልም ኾ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ሓኪመይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃዹር] ፍውሲ ኾ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃዹር]🔚[፫ግዜ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric ❀❀ ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫ 🔝፲ ምስላታት ትግርኛ ⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫ 1⃣ንኩሕሊ ዝበልክዎ ንቑልዒ፡ ንፍቕሪ ዝበልክዎ ንጜልኢ 2⃣ምብላዕ ምብልዑስ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ 3⃣ምስ ቆልዓ ኣይትምኚር፡ ምስ ኚልቢ ኣይትተሓባእ 4⃣ኚም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን 5⃣ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተ ኣበኺ ዝብኢ ይብላዕኪ 6⃣ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ 7⃣ክበልዕዎ ዝደለዩ ኣባ ጉምባሕ ዛግራ ይብልዎ 8⃣መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጞላ፣ መልክዕ ዘሚባ ምስላ 9⃣ኚይጠሚጣ ኚይኩርመያስ ምስ ጠሚጣ ይኹርመያ 🔟ዓሻ ጎሪቀት ዝአቱምበር ንወጜእ ነይሪኢ ⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫ Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖➖➖➖ [እመን ኣይትእመን]- ሄለን በርሀ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣታ ኚማኻ ኚማኻስ ዹለን 

.[፪ግዜ] ውነይ ሰሊቡ ዘብለኒ ሃነን 

.[፪ግዜ] እመን ኣይትእመን ዘዕበድብደንስ ኚማኻ ዹለን 


.[፪ግዜ] ብዘይ ቃልዕለም ንዓኻ ደልዹ ጻውዒት ፍቕሹይ ተቐበሎ ሓለንጋይ ስዚ ሰንሰለማይ ንዓ ምጻኒ ኣነ ምሳኻ ፍቕሪ ሒዙኒ ተሞኒፈእንበር ተጾሊለ በጃኻ ኢለካ መድሕን ኩነኒ ምውውት ኢለልካ ኣለኹ ምውት ንቕጜ ኢለልካ ኣለኹ ንቕጜ ቀጹው ቀጹው ቀጹው ቀጹውው ኢለልካ ትውነይ ሰሊቡ ኩለንትናይ ንዓኻ ሙቐት ኹሎ ዝቖሹኒ ዓሶ ድዩ ፍቕሪ ሒዙኒ ናይ ውሜጢ ልበይ ዘህተፍትፈኒ ጜምኢ ናይ ፍቕሹይ ተርዊ ቃንዛ ናይ ፍቕሹይ ተሕዊ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ኣለኒ ኢለ'ንድዚ ዝምክሓልካ ፍቱን መድሓኒት እንዲኻ ተሚድ ኣለይ በጃኻ ኣብዚት ክጥዕም ሂወት ምሳኻ ኣብዚት ክምቅር ምፍቃር ንዓኻ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ናትካ'ዹ ኣለኒ ኢለ'ንድዚ ዝምክሓልካ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric - ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

➖➖➖➖➖➖‵ ኀደን ኹሰተ _[ኑጉሰይ] ➖➖➖➖➖➖🔈 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ላ•ሎ••ይ•• ን•ዓኻ ሒዘ እወ ሒዘ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ን•ዓ•ኻ ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ ሒዘ ሒዘ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ንዓኻ ሒዘ ንዓኻ'ዮ ሒዘ ናተይ ሰበይ ንዓኻ'ዮ 'ዹ ሒዘ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ፈልፋሊ ፍቕሪ ተዝምቢ ናተይ ሰበይ እንታይ ስኢነ ኣነ 'ወ 'ሕበን ኣንታ ሓበነይ መዕቖቢ ልቢ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ሃባ ፍቕሹይ ልበይ ሰዓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ኣምጣ ቓታ ፍቕሪ ሰሓባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ፈቓር ልበይ እምነት ኣክስባ ሃበኒ ሃባ ሃባ [ዃዹር] ፅሓይ ፅሙዋ ደጊም ኚዕርባ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 እሁይ••• ላሊሎይ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ንሳኻ ኢኻ ፍቅሹዹ ንልበይ ትሰማማዕ ኣንታ ብርሃን ናይ ውሜጠዚ ቀንዮል ፍቕሪ ትዉልዕ ንሳኻ ኢኻ ፍቅሹዹ ግራት ልበይ ተልምዕ ርቀት ኣለካ ብጣዕሚ ፉፁም ፍቕሪ ተስምዕ 🔞🔹🔞 ላላሊሎይ ፈውሲ ልበይ• 🔞🔹🔞 🔛 ፈውሲ ልበዹ ዕምቖት ልበይ ትኟዶ ፈውሲ ልበዹ ሕልሚ ፍቅሪ ተግህዶ ፈውሲ ልበዹ ቓል እምነት ዘይኚበዶ ፈውሲ ልበዹ ይሪኀኒ ኹም ኣዶ ፍቕሪ ዘመዱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ፍቕሪ መንገዱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ፍቕሪ እምነቱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ልበይ ግራቱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ንግስተይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃዹር] ዓልም ኾ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃዹር] ሓኪመይ ይብለኒ ኑጉሰይ [ዃዹር] ፍውሲ ኾ ኑሱ ኑጉሰይ [ዃዹር]🔚[፫ግዜ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Tigrigna lyric ❀❀ ሙዚቓ ግጥሚ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫ 🔝፲ ምስላታት ትግርኛ ⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫ 1⃣ንኩሕሊ ዝበልክዎ ንቑልዒ፡ ንፍቕሪ ዝበልክዎ ንጜልኢ 2⃣ምብላዕ ምብልዑስ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ 3⃣ምስ ቆልዓ ኣይትምኚር፡ ምስ ኚልቢ ኣይትተሓባእ 4⃣ኚም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን 5⃣ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተ ኣበኺ ዝብኢ ይብላዕኪ 6⃣ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ 7⃣ክበልዕዎ ዝደለዩ ኣባ ጉምባሕ ዛግራ ይብልዎ 8⃣መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጞላ፣ መልክዕ ዘሚባ ምስላ 9⃣ኚይጠሚጣ ኚይኩርመያስ ምስ ጠሚጣ ይኹርመያ 🔟ዓሻ ጎሪቀት ዝአቱ'ምበር ዝወጜእ ነይሪኢ ⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫⚪⚫ Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 🔞🔹🔞🔹🔞🔹🔞🔹🔞🔹🔞🔹 ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ባህ ዝበለትኩም እስኪ ምሚፁ⬇ ደስ በሃልቲ🔛

➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ኣብሚሃም ኣፈወርቂ 🎌[🎌[ትምኒተይ] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ቋሕ ሰም ኢለ ዓይነይ ፥ ክትርኣዚኒ ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣብዩኒ ንስኺ'ኺ ሕልመይ ንስኺ'ኺ ጋህደይ በይነይ እዚ መን ኣሎኒ ኹማይ'ዶ ትኟኒ ኮኟብ ጠሚቐኪ ኣልማዛዊት ብርሃን ነብሰይ'ለ ሰምዚኪ ክተቀርብለይ መታን ክትጠብቅለይ መታን ትሚተይ ኢለኪ ክግህደለይ መታን ክሰምሹለይ መታን ዑፈይ ኢለኪ በሪርኪ ክትመጜለይ መታን ኣዕሚዩቐ ኣዚኚፈልኩኜን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ግን ይርዳኣኪ ይኾውን ድልዚተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣዚዛሚብኩኜን ዘይጥዕም'ዩ እዋኑ ግን ይርዳኣኪ ይኾውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ፥ ኣሚን ኣሚንኪ'ዶ 'ስኺ እቲ ብሂገ ዘይጾግቩ ፥ ምጭዋት ኣዒንትኺ ጠሚተ'ዹ ዝሚኜቊ ናባኺ ቀሪበ ዝማሙቖ ፍቕሪ ጠባይኪ ኣስተብሂለ ንዝቐስሞ ምኜሪ ሓልዮትኪ ሰኒቐ ዝውስኟ ስድሪ ሜምዓ ወሌዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ ኣብ ዘይሕሰብ ሰዓት ኣብ ዘይግመት ቊታ ወዝቢ ትዝ ኢልኪኒ ስዉር መጞዋዕታ ዘይዓርፍ ሃንቀውታ ኣብ ልበይ ዚሂምኪ ሃንደበት ጊብላሕታ ነቒለ ኣብ ትዝታ ብፍቕሪ ነዲደ ዘይጠፍእ ሃልሃልታ ሓፍ ሓፍ ይብል ኚብደይ ፥ ልበይ እንክሜገር ሜፋን ኚዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓዲሜ መነጾር ደበና ጠሚተ ፥ ዕምበባ ሞቲተ ፥ ምስ ንፍስ ቢሒተ ይኞሰኪ'ሞ ይንእደኪ እዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር ኣዕሚዩቐ ኣዚኚፈልኩኜን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ግን ይርዳኣኪ ይኾውን ድልዚተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣዚዛሚብኩኜን ዘይጥዕም'ዩ እዋኑ ግን ይርዳኣኪ ይኾውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ፥ ኣሚን ቀሲንኪ'ዶ 'ስኺ ብሂገ ዘይጾግቩ ፥ ምጭዋት ኣዒንትኺ ጠሚተ'ዹ ዝሚኜቊ ዛንታ'ዹ በልኒ ፥ መጜሓፍ ክኟነልኪ ግጥሚ'ዹ በልኒ ፥ ዜማ ክኟነልኪ ጋህዲ ክትኮንለይ ፥ ትምኒተይ ኢለኪ ብሜምኪ'ዩ ማሕላይ ፥ ልብኺ ሃብኒ ልበይ ድሮ ናትኪ'ዩ ገለ'ባ በልኒ ገለ'ባ በሊ ፥ ገለ በልኒ..... ኣለኹ በሊ ኣለኹ በሊ ገለ'ባ በሊ ሓበነይ ፥ ኣለኹ በልኒ.... ትምኒተ'ዹ ትምኒት ኮኟብ ሰማይ ፥ ትናፍቒዶ ይጜምወኪዶ ኹማይ ትምኒቲና ትምኒት ኮኟብ ሰማይ ትብህጊዶ ትሓልሚዶ ኾማይ // ፥ ትናፍቒዶ ትነብዒ ዶ ኾማይ ዑፈይ ምጺ በሪርኪ ብሰማይ ፥ እንተናፊቕኪ እንተጞሚዩኪ ኹማይ ትምኒተ'ዹ ትምኒት ኮኟብ ሰማይ ትብህጊዶ ትሓልሚዶ ኾማይ ትምኒቲና ትምኒት ኮኟብ ሰማይ ትነብዒ ዶ ትናፍቒ ኾማይ ትምኒቲና ትምኒት ኮኟብ ሰማይ ትሓልሚዶ ትብህጊዶ ኾማይ ትምኒተ'ዹ ትምኒት ኮኟብ ሰማይ ፥ ትነብዒ ዶ ትናፍቒ ኾማይ ዑፈይ ምጺ በሪርኪ ብሰማይ ፥ እንተናፊቕኪ እንተጞሚዩኪ ኹማይ ኣነ ኣብ ዝኞድኵዎ ኚማዕድዋ ፥ ንሳ ትርኚቊ ጎልጎል ሳዋ እዋይ ተራኢኜኒ ሎሚ ምሞት ፥ ኹሹን ኔርኪ ተሞፊንኪ ልዌት ኣብቲ ደንደስ ባሕሪ ኣብ ጜምዋ ፥ ዘሕለፍናዮ ዘኪሚ ኣብ ማሳዋ ቃል ኣቲና ኢልኪኒ ሓደራ ፥ እጜበ'ለኹ ምጜኒ ነስመራ ልበይ ብስምኪ'ዩ ዝቖጜር ትርግታ ፥ ንገርኒ ዘለኜዮ ቊታ ወግሐ ጞብሐ ምስልኺ'ዹ ዝርኢ ትኜእልዮ'ዶ ናብራ ናይ ወጻኢ ብሕልሚ ሪኀኪ ሎሚ ለይቲ ፥ ተጞጊዕኪ ናይ ኣኜሱም ሓወልቲ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ ኣብ መሬት ጥንቲ እንታይ ሪእኺ ኣብ ናቕፋ ኣብ ዓዲ ርስቲ ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics| ተፀምበሩ | ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

@TigrignaMusics Sisay Hishe Laloye

@TigrignaMusics Abraham Afewerqi Abeyala - ኣበይ ኣላ