cookie

Ми використовуємо файли cookie для покращення вашого досвіду перегляду. Натиснувши «Прийняти все», ви погоджуєтеся на використання файлів cookie.

avatar

Ethiopia check

Ethiopia Check is a fact checking platform.

Більше
Ефіопія11 178Амхарська9 563Категорія не вказана
Рекламні дописи
234
Підписники
Немає даних24 години
Немає даних7 днів
Немає даних30 днів

Триває завантаження даних...

Приріст підписників

Триває завантаження даних...

Repost from Ethiopia Check
02:12
Відео недоступнеДивитись в Telegram
#EthiopiaCheck Video Explainer Google Earth ተጠቒምና ሓደ ፎቶ ዝተወሰደሉ ቦታ ምጽራይ ይካኣል እዩ! ኸመይ? ኢትዮጵያ ቼክ ንዘዳለዋ ነዛ ሓጻር ቪዲዮ ንርአ። @EthiopiaCheck
Показати все...
10.94 MB
01:26
Відео недоступнеДивитись в Telegram
በግብር ስጋ ወቅት ያሉ ድክመቶቾን ማከም እንደሚቻል ልብ ይበሉ በተራአክቦ ጊዜ የሚያጋጥሙ ድክመቶችን መቀርፍ ይቻላል ወዲያዉ መጨረስን የሚያዘገይ የእቃን መጠንና እርዝመት በዘላቂነት የሚያስተካክል ለበለጠ መረጃ ይደውሉልን 0992484672 @Inbox_inbox ይደውሉልን መፍትሄ አለን ለበለጠ መረጃ የቴሌግራም ቻናላችንን ይጎብኙ @Herbal_treatment_end_marketing
Показати все...
2.13 MB
Фото недоступнеДивитись в Telegram
#100% Original Vimax with Izone verfication Code Vimax 30 Capsule Available Now #inbox @Inbox_inbox #imo, +251992484672  
Показати все...
Фото недоступнеДивитись в Telegram
⬆️ #ScamAlert ኢንተርኔትንና ተያያዥ የዲጂታል መገናኛ ዘዴዎችን በመጠቀም ከሰሞኑ የታየ ለየት ያለ የማጭበርበር ድርጊት ኢንተርኔትንና ተያያዥ የዲጂታል መገናኛ ዘዴዎችን በመጠቀም አይነተ-ብዙ የማጭበርበር ድርጊቶች ይፈጸማሉ። ኢትዮጵያ ቼክም ከተቋቋመበት ጊዜ ጀምሮ የሚዲያ ቅኝትና ክትትል በማድረግ እንዲሁም ከተከታታዮቹ የሚደርሱትን ጥቆማዎች መሰረት በማድረግ በተለይም በማህበራዊ ሚዲያ የሚፈጸሙ የማጭበርበር ድርጊቶችን ሲያጣራና ሲያጋልጥ ቆይቷል።  ከነዚህም መካከል እንደ ኢሉሚናቲ፣ 666 ፣ ሉሲፈር ወዘተ ያሉ አምልኮዎችን (cults) በመቀላቀል በሚሊዮን የሚቆጠር ብር ያግኙ የሚሉት በጣም የተለመዱ ናቸው። ከሰሞኑም በኢትዮጵያ ህጋዊ እውቅና እንዳለው የሚገልጽና በአባልነት ለሚቀላቀሉ በርካታ ጥቅማ ጥቅሞች እንደሚያስገኝ የሚያስተዋውቅ ጽሁፍ በፌስቡክና በቴሌግራም ሲዘዋወር ተመልክተናል።  ማስታወቂያው የተለያዩ ስሞችን በመጠቀም በተከፈቱ የፌስቡክ አካውንቶች የሚጋራ ሲሆን አባል ለመሆን መታወቂያ፣ የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ አካውንት፣ ጉርድ ፎቶና ቅድመ ክፍያ እንደሚያስፈልግ ይገልጻል።  ይህን ለመፈጸምም በ0989266370 የስልክ ቁጥር እንዲደውሉ ይጋብዛል። ኢትዮጵያ ቼክ ከላይ የተጠቀሰውን የስልክ ቁጥር እና በስልክ ቁጥሩ የተከፈተ የቴሌግራም ቻናል በመጠቀም ማጣራት አድርጓል።  ማስታወቂያውን የሚያጋሩ ሰዎች ህጋዊ እውቅና አለን ቢሉም እውቅናቸው ለማሳየት ፍቃደኛ አልሆኑም። በተጨማሪም ከስልክ ቁጥሩና በስልክ ቁጥሩ ከተከፈተ የቴሌግራም ቻናል ውጭ በአካል ለመገኘትም ሆነ አድራሻቸውን ለመግለጽ አልፈቀዱም። ይልቁንም ቅድመ ክፍያ ብሩንና ዶክመንቶቹን መላክን እንደ ቅድመ ሁኔታ ይጠቅሳሉ። በተጨማሪም በሚያጋሯቸው ይዘቶች ላይ ባደረግነው ማጣራት የተለመዱ የማጭበርበሪያ ዘዴዎችን እንደሚጠቀሙ አስተውለናል።   እንዲሁም ኢትዮጵያ ቼክ ባደረገው ዳሰሳ ይህን የመሰሉ በርካታ ማስታወቂያዎች በተለያዩ ስሞችና ስልክ ቁጥሮች በተለይም በፌስቡክ ግሩፖች በስፋት እንደሚጋሩ ተመልክቷል።  የሚዲያ አጠቃቀም ንቃታችንን ከፍ በማድረግ ይህን ከመሰሉ የማጭበርበሪያ ዘዴዎች እራሳችንን እንጠብቅ።  @EthiopiaCheck
Показати все...
01:11
Відео недоступнеДивитись в Telegram
#EthiopiaCheck Video Explainer ቢንግ (Bing) ዝተብሃለ መርበብ ሓበሬታ ተጠቒምና ከመይ ምስልታት ምጽራይን ብግልባጥ ምእላሽን ከምዝከኣል ኢትዮጵያ ቼክ ኣብ ዘዳለዋ እዛ ሓጻር ቪዲዮ ንርአ። @EthiopiaCheck
Показати все...
7.68 MB
Фото недоступнеДивитись в Telegram
#Vimax, #maxman" እና ሌሎችም በግብር ስጋ ወቅት ያሉ ድክመቶቾን ማከም እንደሚቻል ልብ ይበሉ በተራአክቦ ጊዜ የሚያጋጥሙ ድክመቶችን መቅርፍ: ወዲያዉ መጨረስን የሚያዘገይ: የእቃን መጠንና እርዝመት በዘላቂነት የሚያስተካክል የካናዳ ምርት ሚዋጥ ያሉበት ቦታ ድረስ እናደርሳለን። ለበለጠ መረጃ የቴሌግራም ቻናላችን https://t.me/Herbal_treatment_end_marketing ስልካችን 0992484672 አሁኑኑ ይደውሉ
Показати все...
01:36
Відео недоступнеДивитись в Telegram
#EthiopiaCheck Video Explainer የሀሰተኛ መረጃ ስርጭትን ለመከላከል ማን ምን ሚና ሊጫወት ይገባል? ኢትዮጵያ ቼክ በዚህ ዙርያ ያዘጋጀውን አጭር ቪድዮ እንመልከት። @EthiopiaCheck
Показати все...
9.16 MB
Фото недоступнеДивитись в Telegram
⬆️ #መልእኽቲሰኑይ መርበብ ሓበሬታ (Website) ዓብዪ መኽዝን ሓበሬታ እዩ። እቲ ሓበሬታ ድማ ኣብ ዲጂታላዊ መሳርሒ ስለ ዝኽዘን ዲጂታላዊ ትሕዝቶ ይበሃል። መዓልታዊ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ብምድላይ እንከታተሎም ኰነ እንፍትሾም ብርክት ዝበሉ መርበባት ሓበሬታ ሚዲያታትን (Websites) ገጻት ማሕበራዊ ሚዲያን ኣለው’ዮም። ካብ ኩሎም መርበባት ሓበሬታን ጸብጻባቶም ዝዝርግሑሎም ማሕበራዊ ሚዲያታትን እንረኽቦ ሓበሬታ ግን ትኽክለኛ ወይ ሓቀኛ ድዩ? ክንኣምኖከ ንኽእል’ዶ። ኣብ መጽሓፍቲ ንህጻናት ዝቐርቡ ሓበሬታታት ብክኢላታት ዝተጻሕፉን ዝተጸንዑን ስለ ዝዀኑ ክእመኑ ይኽእሉ። እቶም ኣብኡ ዝሰፈሩ ሓቅታት ድማ ሓቀኛን ናይ ኣጸሓሕፋ ጌጋታት ዘይብሎምን እዮም። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ዝዀነ ሰብ ክኣ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ክጽሕፍን ክዝርግሕን ስለ ዝኽእል ኣብ ሓደ ዌብሳይት ዘሎ ሓበሬታ ወትሩ ብክኢላ ዝጽሓፍ ኣይኰነን። እዚ ማለት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝርከቡ ገለ ዲጂታላዊ ትሕዝቶታት ዘተኣማምኑ ኣይኰኑን። ካብዚ ብዝብገስ እቲ ሓበሬታ ዘይቅኑዕ ወይ ግዜኡ ዝሓለፎ ክኸውን ይኽእል እዩ። በዚ መሰረት ዘይእመን መርበብ ሓበሬታ እንታይ ይመስል ዝብል ንምፍላጥ ዝሕግዙ ምልክታት ኣለው’ዮም፤ እዚኦም ድማ፥ •መብዛሕትኡ ግዜ ቅዲ እቲ መርበብ ሓበሬታ ብኣግባቡ ዝተሰርሐ ዘይመስል እንተዀይኑ •እቲ ዝጽሑፍ ብኣግባቡ ዘይተሰርዑ ሓሳባትን ንኸተንብቦ ኣጸጋሚ ዝዀነ ሓሳብን እንተሒዙ •ኣብ ገጽ እቲ መርበብ ሓበሬታ ክኣ ብዙሕ መወዓውዒታት ዝረኣዩ እንተዀይኖም •ብዛዕባ እቲ መርበብ ሓበሬታ ዝርዝር መብርሂ እንተዘይሃልዩ፡ መላግቦታት እቲ መርበብ ሓበሬታ ሓቀኛን ተኣማንን ናይ ምዃን ዕድሉ ዘጠራጥር ይገብሮ። ብተዛማዲ ሓቀኛን ተኣማንን ሓበሬታ ዘካፍሉ ሚዲያታት ኣብ ድረ ገጻቶም ማሕበራዊ ሚዲያኦም ከምኡ’ውን ኣብ ዝሰርሑዎም ጸብጻባት ኣዝዮም ኣገደስቲ መብርሂታትን ሓበሬታትን ብግልጺ የቐምጡ እዮም። እዚኦም፡ ብዛዕባ መንነት እቲ ሚዲያ (ቑጽሪ ስልኪ፣ ኢሜይልን ዝርከበሉ ቦታን ዝምልከት ዝርዝር ኣድራሻ)፣ ምንጪ እቲ ዝሰርሑዎ ጸብጻብ ከምኡ’ውን መንነት ነቲ ሓበሬታ ዝሰርሐ ሰብ ብግልጺ ዘቐምጡ እዮም። ብሰንኪ ዝርግሐ ናይ ሓሶት ዜናታትን ሓበሬታታትን ዝበጽሕ ዘሎ ክሳራታት ንምንካይ ኣጻረይቲ ሓቂን መርመርቲ ጉጅለታትን ኣብ መርበባት ሓበሬታን ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝርኣዩ ግጉያት ሓበሬታ ንምልላይን ንምቅላዕን ይሰርሑ ኣለዉ’ዮም። ንስኻትኩም’ውን፡ ኣዝዮም ረዘንትን ብዘእምን ኣቀራርባን ኣብ መርበባት ሓበሬታ እትርኽቡዎም ጸብጻባት ቅድሚ ምእማንኩምን ናብ ካልኦት ምክፋልኩምን፡ እቲ ሓበሬታ ምስ ካልእ ምንጪ ሓበሬታ ከተነጻጽሩዎ፣ ድሕረ ባይታ እቲ ጸሓፊ ከተጻርዩ፣ እቲ ሓበሬታ ዝተዘርግሓሉ ዕለት ክትርእዩ ጽዓሩ። ኣድራሻ እቲ መርበብ ሓበሬታ ድማ፡ ብhttps:// ‘ዶ ይጅምር ዝብል ብምርግጋጽ፡ ዝርግሐ ግጉይ ሓበሬታ ዝፈጥሮም ዘለው ማሕበረ-ቁጠባውን ፖለቲካውን ስክፍታታት ኣብ ምንካይ እጃምኩም ኣወፍዩ። @EthiopiaCheck
Показати все...