THE TIGRAY INTERCEPT
Відкрити в Telegram
Welcome to TTi ቃልስና ሓፂርን መሪርን : ዓወትና ናይ ግድን እዩ! Tigray will RISE! Facebook/Twitter/Instagram: THE TIGRAY INTERCEPT
Показати більше4 546
Підписники
-324 години
-127 днів
-5330 день
Архів дописів
4 546
ልፍንታውያን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ንምፅናት ዓሊሞም ብኩሎም ግንባራት ዝጀመርዎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ብልዑል ፅንዓትን መስተንክራዊ ጅግንነትን ሓየት ሰራዊትና ይምከት ኣሎ።
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!
ትግራይ ትስዕር!!
ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ
19 ጥቅምቲ 2015ዓ.ም
መቐለ
4 546
እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ ትግራይ
“ብድሆታት ሰጊሩ ህዝባዊ መኸተና ይዕወት!”
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ! ትግራይ ትስዕር!
4 546
ሰሞኑን በጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት ከተቃጠሉት የጠላት ሰራዊት T-72 ታንኮች: አንዷ
ድል ለትግራይ ህዝብ!
ድል ለትግራይ መከላከያ ሰራዊት!
4 546
በትግራይ ህዝብ ላይ የዘር ማጥፋት ተግባር በበለጠ ለማጠናከር ወደ ትግራይ የገባው ወራሪው የኤርትራ ሰራዊት (525 ክ/ጦር ኮማንዶ አባላት) እንዲህ ረግፏል::
በተጨማሪም ከተደመሰሰው የኤርትራ ሰራዊት አባል ሬሳ አጠገብ የባንዳው መከላከያ ሰራዊት አባል ይገኛል::
ትግራይ የወራሪ እና የባንዳ ሰራዊት መቀበርያ ነች!
ትግራይ ትስዕር!
4 546
ካብ መግለፂ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ጀነራል ታደሰ ወረደ:-
- ጊዜያዊ ተፅብኦ ቶኽሲ ደው ምባል ብፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ እዩ ተጣሒሱ።
– ኣብ ዝኾነ ሰዓት እቲ ኲናት ከምዝጅምር ንፈልጥ ስለዝነበረና ኣይተዘጋዕናን።
– ኣብ ግምባር ደቡብ ኣብ ልዕሊና ዝትኸፈተ ኲናት መኪትና ብፀረ መጥቃዕቲ ድማ ዓበይቲ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና።
– ኣብ’ቲ ግምባር ዘመዝገብናዮ ዓወት ዛጊድ ካብ ዘመዝገብናዮም ዓበይቲ ዓወታት ሓደ እዩ።
– ዓቕሚን ምፍፃም ተልእኾን ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ።
– ፀላኢ ሐዚ እውን ብሰቆጣ ናብ ሳምረ ንምእታው ኲናት ከፊቱ ኣሎ።
– ሰራዊት ኣብይን ኢሳያስ ኣፍወርቅን ብሓደ ብምፅማድ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንምውራር ዝዓለመ ኲናት ንምኽፋት ተዳልዮም ኣለው።
– እቲ ፋሽስታዊ ጉጅለ ካብ ቃለ ዓለም ወፂኡ ንሰላም ድልው እንተዘይኮይኑ እቲ ኲናት ክቕፅል እዩ።
– እዚ ኲናት ናይ ትግራይን ኣምሓራን ንምምሳል ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ቁብልነት የብሉን።
– ህዝቢ ኣምሓራ ተደናኣገፁ ካብ መረበቱ ክመዛበል የብሉን።
– ህዝቢ ኣምሓራን ዓፋርን ከምፀላኢ ኣይንርእዮን።
– ፀላኢ ልቦና ክገዝእ ናብ ሰላም ክኣቱን ማእኸል ዓውዲ ኲናት ንከይኾኑን ህዝብታት ኣምሓራን ዓፋርን ክፅዕሩ ይግባእ።
– ህዝቢ ትግራይ ብደቅኻ ተኣማመን።
