es
Feedback
THE TIGRAY INTERCEPT

THE TIGRAY INTERCEPT

Ir al canal en Telegram

Welcome to TTi ቃልስና ሓፂርን መሪርን : ዓወትና ናይ ግድን እዩ! Tigray will RISE! Facebook/Twitter/Instagram: THE TIGRAY INTERCEPT

Mostrar más
4 546
Suscriptores
-324 horas
-127 días
-5330 días
Archivo de publicaciones
ልፍንታውያን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ንምፅናት ዓሊሞም ብኩሎም ግንባራት ዝጀመርዎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ብልዑል ፅንዓትን መስተንክራዊ ጅግንነትን ሓየት ሰራዊትና ይምከት ኣሎ። ሃለዋትናን ድሕ
+1
ልፍንታውያን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ንምፅናት ዓሊሞም ብኩሎም ግንባራት ዝጀመርዎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ብልዑል ፅንዓትን መስተንክራዊ ጅግንነትን ሓየት ሰራዊትና ይምከት ኣሎ። ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና! ትግራይ ትስዕር!! ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ 19 ጥቅምቲ 2015ዓ.ም መቐለ

እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ ትግራይ “ብድሆታት ሰጊሩ ህዝባዊ መኸተና ይዕወት!” ዓወት ንህዝቢ ትግራይ! ትግራይ ትስዕር!
+1
እዋናዊ መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ ትግራይ “ብድሆታት ሰጊሩ ህዝባዊ መኸተና ይዕወት!” ዓወት ንህዝቢ ትግራይ! ትግራይ ትስዕር!

ሰሞኑን በጀግናው የትግራይ መከላከያ ሰራዊት ከተቃጠሉት የጠላት ሰራዊት T-72 ታንኮች: አንዷ ድል ለትግራይ ህዝብ! ድል ለትግራይ መከላከያ ሰራዊት!

በትግራይ ህዝብ ላይ የዘር ማጥፋት ተግባር በበለጠ ለማጠናከር ወደ ትግራይ የገባው ወራሪው የኤርትራ ሰራዊት (525 ክ/ጦር ኮማንዶ አባላት) እንዲህ ረግፏል:: በተጨማሪም ከተደመሰሰው የኤርትራ ሰራዊት አባል ሬሳ አጠገብ የባንዳው መከላከያ ሰራዊት አባል ይገኛል:: ትግራይ የወራሪ እና የባንዳ ሰራዊት መቀበርያ ነች! ትግራይ ትስዕር!

ካብ መግለፂ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ጀነራል ታደሰ ወረደ:- - ጊዜያዊ ተፅብኦ ቶኽሲ ደው ምባል ብፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ እዩ ተጣሒሱ። – ኣብ ዝኾነ ሰዓት እቲ ኲናት ከምዝጅምር ን
+1
ካብ መግለፂ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ጀነራል ታደሰ ወረደ:- - ጊዜያዊ ተፅብኦ ቶኽሲ ደው ምባል ብፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ እዩ ተጣሒሱ። – ኣብ ዝኾነ ሰዓት እቲ ኲናት ከምዝጅምር ንፈልጥ ስለዝነበረና ኣይተዘጋዕናን። – ኣብ ግምባር ደቡብ ኣብ ልዕሊና ዝትኸፈተ ኲናት መኪትና ብፀረ መጥቃዕቲ ድማ ዓበይቲ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና። – ኣብ’ቲ ግምባር ዘመዝገብናዮ ዓወት ዛጊድ ካብ ዘመዝገብናዮም ዓበይቲ ዓወታት ሓደ እዩ። – ዓቕሚን ምፍፃም ተልእኾን ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ። – ፀላኢ ሐዚ እውን ብሰቆጣ ናብ ሳምረ ንምእታው ኲናት ከፊቱ ኣሎ። – ሰራዊት ኣብይን ኢሳያስ ኣፍወርቅን ብሓደ ብምፅማድ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንምውራር ዝዓለመ ኲናት ንምኽፋት ተዳልዮም ኣለው። – እቲ ፋሽስታዊ ጉጅለ ካብ ቃለ ዓለም ወፂኡ ንሰላም ድልው እንተዘይኮይኑ እቲ ኲናት ክቕፅል እዩ። – እዚ ኲናት ናይ ትግራይን ኣምሓራን ንምምሳል ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ቁብልነት የብሉን። – ህዝቢ ኣምሓራ ተደናኣገፁ ካብ መረበቱ ክመዛበል የብሉን። – ህዝቢ ኣምሓራን ዓፋርን ከምፀላኢ ኣይንርእዮን። – ፀላኢ ልቦና ክገዝእ ናብ ሰላም ክኣቱን ማእኸል ዓውዲ ኲናት ንከይኾኑን ህዝብታት ኣምሓራን ዓፋርን ክፅዕሩ ይግባእ። – ህዝቢ ትግራይ ብደቅኻ ተኣማመን።