cookie

Ми використовуємо файли cookie для покращення вашого досвіду перегляду. Натиснувши «Прийняти все», ви погоджуєтеся на використання файлів cookie.

avatar

Mekelle 70 Enderta FC © ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ

ናይ ጋንታና መቐለ 70 እንደርታ 👇👇👇👇👇👇👇 🔴⚪ሓዱሽ ሓበሬታታት⚪🔴 🔴⚪ሓበሬታታት ፕርሚየር ሊግ ኢ/ያ⚪🔴 🔴⚪🔈ቀጥታ ፈነወ ብፅሑፍ📢⚪🔴 🔴⚪⭐ኾኾብ ተፃዋቲ⭐ መረፃ⚪🔴 ትረኽብሉ ቻነል እዩ። @mekelle 🔴⚪🔴 @mekelle 🔴⚪ ምዓም ኣንበሳ🔴⚪ ንሪእቶ @Mekelle70EndertaFC_bot 4 comment @Mekelle70EndertaFC_bot

Більше
Ефіопія3 787Амхарська2 961Категорія не вказана
Рекламні дописи
4 751
Підписники
Немає даних24 години
Немає даних7 днів
Немає даних30 днів

Триває завантаження даних...

Приріст підписників

Триває завантаження даних...

🔴⚪️ ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታና ኣይተ ገብረመድህን ሃይለ ሃገራዊት ጋንታ #ኢትዮጵያ ከሰልጥኑ ሓደ ዓመት ዘፅንሖም ውዕሊ እንትፍርሙ ብተመሳሳሊ እናሰልጠንዎ ዝፀንሑ ጋንታ #ኢትዮጵያ_መድን ብሓደ ከምዘሰልጥኑ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም። 🔴⚪️⤵️ ተሓወሱታ JOIN ⤵️⚪️🔴 @mekelle70E @mekelle70E           @mekelle70E   @mekelle70E
Показати все...
👍 6 6
Bravooo #ያሩሩሩሩሩ 👏👏👏 ባለቀ ሰዓት Credit : Tsegay Rama 🔴⚪️⤵️ ተሓወሱታ JOIN ⤵️⚪️🔴 @mekelle70E @mekelle70E           @mekelle70E   @mekelle70E
Показати все...
8👍 2👏 1
Bravooo #ያሩሩሩሩሩ 👏👏👏 ባለቀ ሰዓት 🔴⚪️⤵️ ተሓወሱታ JOIN ⤵️⚪️🔴 @mekelle70E @mekelle70E           @mekelle70E   @mekelle70E
Показати все...
🔴⚪️🎙 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ውሽጣዊ ውድድራት ክሳተፋ ተወሲኑ። 🔴⚪️👉 ኣብ 2016 ጋንታታት ትግራይ ኣበይ ይሳተፋ ኣብ ዝብል ብዙሕ ሓሳባት ክሸራሸሩ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መወዳእታ ኣብ ውሽጣዊ ውድድራት ንክሳተፋ ተወሲኑ ኣሎ። 🔴⚪️👉 ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ቅድሚ እቲ ጦርነት ካብ ዝነበርኦ ሊግ ሓደ ደረጃ ወሪደን ክሳተፋ ወሲኑ እኳ እንተነበረ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ተሳተፍቲ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾና ጋንታታት ትግራይን ምስ ሓደ ሓደ ላዕለዋት ኣመራርሓ ፌዴራል መንግስቲ ብዝገብርኦ ዘተ መሰረት ኣብ 2016 ውሽጣዊ ውድራራት ገይረን፣ 2017 ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ንኽምለሳ ፈተነታት እናተገበረ ይርከብ። 🔴⚪️👉 ብፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣወንታዊ ምላሽ ዝረኸበ እዚ ጉዳይ ብኣመሓዳሪ እቲ ሊግ ዝኾነ ሊግ ካምፓኒ ግን ብዙሕ ተቐባልነት ዝረኸበ ኣይመስልን፣ ኮይኑ ግን ዝሓሸ ዕድል ዘለዎ ይመስል። በዚ መሰረት ሎሚ ዓመት ልዕሊ 12 ጋንታታት ዘሳትፍ ጽዋዕ ትግራይ ዝካየድ ይኸውን። ኣብቲ ውድድር ተግባራዊ ዝኾኑ ገደብ ደሞዝ ተፃወቲ ሓዊሱ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ደንብታት ኣብ ቀፃሊ መዓልታት ዕላዊ ክግበሩ እዮም። 🔴⚪️📎 ብዝተተሓዘ ዜና ገንዘባዊ ዓቕሚ ጋንታታት ትግራይ ንምጥንኻር ዝዓለመ ቴሌቶን ብ 'EY production' መሪሕነት ከምዝካየድ ተገሊጹ። ቅድም ክብል EY production ን ምስ ናይና ስፖርት ፕሮሞሽን ብምትሕብባር ከካይድዎ ተወሲኑ እኳ እንተነበረ እተን ጋንታታት ኣብ ዘካየድኦ ገምጋም ናይና ስፖርት ፕሮሞሽን ናይ ኣፈፃፅማ ድኽመት ኣርእዩ ብዝብል ካብቲ ምድላው ክቕነስ ወሲነን ኣለዋ። © ባሎኒ ስፖርት 🔴⚪️⤵️ ተሓወሱታ JOIN ⤵️⚪️🔴 @mekelle70E @mekelle70E           @mekelle70E   @mekelle70E
Показати все...
👍 5 2
💔 5
🔴⚪️ የትግራይ ክለቦች ቀጣይ ሁኔታ ላይ ውሳኔ ተላለፈ 🔴⚪️🎙 የትግራይ ክለቦች በዘንድሮ የውድድር ዓመት የሚሳተፉበት ሊግ ታውቋል። 🔴⚪️👉 ቀደም ብሎ በኢትዮጵያ እግርኳስ ፌደሬሽን ከነበሩበት ሊግ አንድ ደረጃ ወርደው እንዲሳተፉ የተወሰነላቸው የትግራይ ክለቦች በዘንድሮ የውድድር ዓመት በክልል አቀፍ ውድድር ብቻ እንደሚሳተፉ ተረጋግጧል። 🔴⚪️👉 ላቀረብነው ጥያቄ ምላሽ ስላልተሰጠን ብለው ከቀናት በፊት በተካሄደው የከፍተኛ ሊግ የዕጣ ማውጣት ስነ-ስርአት ያልተሳተፉት #መቐለ_70_እንደርታ ፣ #ስሑል_ሽረና #ወልዋሎን ጨምሮ ስምንት ክለቦች እና የትግራይ እግርኳስ ፌደሬሽን ዛሬ ከሰዓት ባደረጉት የጋራ ስብሰባ ይህንን ውሳኔ መወሰናቸው ያገኘነው መረጃ ያመላክታል። በጦርነቱ ምክንያት ከፍተኛ የሆነ ውድመት የደረሰባቸው ክለቦቹ ያለባቸው የፋይናንስ ችግር እና የዝግጅት እጥረት ምክንያት ለዚህ ውሳኔ ለመድረስ እንዳበቃቸውም ያገኘነው መረጃ አመላክቷል። 🔴⚪️👉 ዛሬ በተካሄደው ስብሰባም በውድድሩ ደንብ ፣ የደሞዝ ጣርያ እና ሌሎች ተያያዥ ጉዳዮች ላይ መግባባት የተደረሰ ሲሆን በቀጣይ ጊዜያት ተሳታፊ ክለቦች ከፌደሬሽኑ ጋር በሚያደርጉት ተመሳሳይ ውይይት ውድድሩ የሚጀመርበት ቀን ይወሰናል ተብሎ ይጠበቃል። ፌዴሬሽኑ በቀጣይ የውድድር ዓመት ክለቦቹ ወደ ሀገራዊ ውድድሮች ለመመለስ ከፍተኛ ጥረት በማድረግ ላይ መሆኑንም ሰምተናል። 🔴⚪️👉 በተያያዘ ዜና ክለቦቹ የክልሉ ክለቦችን ለመደገፍ አልሞ የሚዘጋጀውን የገቢ ማሰባሰብያ መርሐ-ግብር አፈጻጸም ገምግመዋል። በዚህ መሰረትም ከዚህ ቀደም በሁለት ድርጅቶች ታስቦ የነበረውን መርሐ-ግብር Ey Production ብቻውን እንዲያዘጋጀው ክለቦቹ ወስነዋል። © ሶከር ኢትዮጵያ 🔴⚪️⤵️ ተሓወሱታ JOIN ⤵️⚪️🔴 @mekelle70E @mekelle70E           @mekelle70E   @mekelle70E
Показати все...
👍 6
💔 30👍 3 2🤬 1
10👍 3