cookie

We use cookies to improve your browsing experience. By clicking «Accept all», you agree to the use of cookies.

avatar

ናይ ዓወት መንገዲ

ኣነቃቃሒ ቃላት ምስልታት ቪድዮታት ዓርሰ እምነትካ ብከመይ ተዕብዮ ሂወት ታሪክ ዕዉታት ሰባት ዝተፈላለዩ መፃህፍቲ ብ PDF ብከመይ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ትሕዝ ዕዉት ንክንከውን ዝሕግዙና ነገራት ብከመይ ምስ ሰባት ንረዳዳእ group @For_winners ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣብ ሂወትና ዘድልቱና ነገራት ንምርካብ Join ኢሊም ይርከብዎ ሊንክ Link https://t.me/+jKy3xabbNU0wNmNk

Show more
Ethiopia6 719Amharic4 924The category is not specified
Advertising posts
1 744
Subscribers
+524 hours
+107 days
+630 days

Data loading in progress...

Subscriber growth rate

Data loading in progress...

ሓደ ግዜ ምውዳቅካ ደጊምካ #ንዘይምውዳቅ እንበር ደጊምካ ንዘይምሙኳር ምክንያት ክኮን ኣይክእልን። #ብሩክ_መዓልቲ
Show all...
👍 8❤‍🔥 1🥰 1💯 1
Photo unavailableShow in Telegram
ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንካዕ ንበዓል ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም ደስ ዝብል ናይ ፍቅሪ💛❤️ ኣውድ ኣመት ይኩነልኩም🤝 🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋 @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
Show all...
🙏 5 4😍 2👍 1❤‍🔥 1
ትሕት ንግዚኡ ልዕል ኣብ ግዜኡ💪 ሀዚ ዝተሓተ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ማለት ኩሉ ግዜ ንሱ ናሰራሕካ ትነብር ኢካ ማለት ኣይኮነን። ሀዚ ትሕት ኢልካ ትሰርሖ ነገር ዳሓረ ቅንዕ፡ኢልካ ንክትከድ ይገብረካ እዩ። ፨ስለዚ ትሕት ንግዚኡ ልዕል ኣብ ግዚኡ💪 💪ንዑ ኩልና ብሓደ ንዕበ🫲🫱 🔥ሼር ናብ ኣዕርክትና ግሩፕ🌗 ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
Show all...
👌 2😍 2❤‍🔥 1🏆 1
Photo unavailableShow in Telegram
ክሳብ እቲ ትደልዮ ዓይነት ህይወት ትረክብ ጠንኪርካ ስራሕ! 🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
Show all...
👍 2🏆 2❤‍🔥 1👌 1😍 1
00:25
Video unavailableShow in Telegram
NEVER GIVE UP📍
Show all...
❤‍🔥 3👍 2🤝 2💯 1
ከበድቲ መዓልትታት ብትዕግስቲ እዮም ዝሕለፉ ፅባሕ ካሊእ መዓልቲ እዩ።
Show all...
👍 9💯 5🥰 3
Photo unavailableShow in Telegram
Photo unavailableShow in Telegram
👍 2❤‍🔥 1
00:13
Video unavailableShow in Telegram
👉እዚ ቪድዮ ኣይትክእልን ንዝብልኩም  ሰባት ይኩን👇 📍እወ ደኪሙኒ ክትሪኡኒ ትክእሉ ኢኩም 📍ንግዚኡ ብዘይተሳከዑለይ ብነገራት ስምዒተይ ክጉዳእ ይክእል እዩ 📍ብዙሕ ግዜ ወዲቀ እውን ክትሪኡኒ ትክእሉ ኢኩም 👉ነገር ግን ብፍጽም ኣብ ዝኮነ ነገር ተስፋ ቆሪጸ ክትረክቡኒ ኣይትክእሉን። 🪴Share our Channel To Groups🤎 💪💪💪💪💪💪💪💪💪 @NayAwetMengedi 💪 @NayAwetMengedi 💪
Show all...
👍 5💯 3😍 1