en
Feedback
Eritrean Orthodox Tewahedo Mezmur

Eritrean Orthodox Tewahedo Mezmur

Open in Telegram

🌠 ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኹን በዚ ቻነል ናይ 🇪🇷ኤ/ኦ/ተ/ቤ/ክ🌹💒🌹ናይ ቀደምን ሓደሽትን መዝሙራት ንመንፈስና የሐዲሶም ንልብና ዝምስጡ ንቅርበልኩም ንስኹም ከኣ 👫ንፈተዉትኹም ናብዚ ጉሩፕ ዓድምዎም 💠@t.me/eritreanMUR 💠@https://t.me/bieteabrham 💠@TigrinaOrthodoxRingtone

Show more
The country is not specifiedReligion & Spirituality99 086
955
Subscribers
+124 hours
+57 days
-230 days
Posts Archive
ኩሉ ግዜ ስቕ ክብል ዘይኮነስ ኣብ ግቡእ ግዜ ንክዛረብ መልሓስና ንስሓሎ። -ቅዱስ ዮሓንስ (ኣፈወርቅ) 🫶🏽❤️
ኩሉ ግዜ ስቕ ክብል ዘይኮነስ ኣብ ግቡእ ግዜ ንክዛረብ መልሓስና ንስሓሎ። -ቅዱስ ዮሓንስ (ኣፈወርቅ) 🫶🏽❤️

❤️

🌹 #ኣደ_ፍቅሪ❤[ዕለት 21] ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ 🌱ኣክሊለ ምክሕነ : ወቀዳሚተ መድኃኒትነ ወመሠረተ ንጽሕነ : ኮነ በማርያም ድንግል እንተ ወለደት ለነ ዘእግዚአብሔር ቃለ። ✳ናይ ኣክሊልና መጀመርያን መመክሒትናን ናይ ድሕነትና መጀመርያን መርከቢትናን፣ቃለ እግዚኣብሔር ስለ ዝወለደትልና ብኣዴና ማርያም ድንግል ኮነ። 🍀እመብርሃን ኣዴና ኣብ ኣምላኽ ሕሊና ዝነበረት ጥንተ መድሓኒትና(ምክንያተ ድሕነትና) ፣ ኣብ መስቀል ዝተወሃበትና ናይ ኣምላኽና ህያብና እመ ኣምላኽ ቅድስቲ ድንግል ማርያም እያ። ኣደ ኣምላኽና ስማ ጥዑም፣ ፍቅሪ ንዝፀምአና ፍቅሪ ዘርዊየና ስም እዩ፤ ሰላም ንዝሰኣና ስማ እናፀዋዕናን እናመስገናን ሰላማዊ ልቢ ዝህበና ምግብና እዩ። ▪ስለዚ ማርያም ማለት ጸጋ ወሀብት ማለት እንትከውን ንኩላትና ብቃል ኪዳና እንኣም ናይ ነፍስና ጸጋን ሀብትን ስለ እተውህበና ስለ ዝኮነት ጸጋ ወሀብት ኮይና ተዋሂባትና እያ። ▪ብተወሳኪ ድማ ማርያም ማለት ናብ መንግስተ ሰማያት መሪሓ እተአቱ ማለት ኮይኑ ንሕና ደቂ ወዳ ዝኮና ደቃ ብፀሎታ እንኣምን ምእመናን ብፀሎታ መንግስተ ሰማያት መሪሓ ስለ ተእትወና እዩ[ኣንድምታ ውዳሴ ማርያም ዘሠሉስ] 🍀 ኣደ ፍቅሪ ኣዴና ማርያም ድንግል ንዝፀምአ ከልቢ ወርቂ ጫማኺ ገይርኪ ኣስቲኺ ከም ዘርወክዮ ንሕና ደቂ ወድኺ ዝኮና ደቅኺ ወድኺ ብኣምሳሉ ገይሩ ዝፈጠረናን ብመሎኮታዊ ደሙን ሥግኡን ዝዓደገናን ናይ ሰላም፣ ናይ ፍቅሪ፣ ናይ ጥዕና፣ ናይ ምስትውዓል ፃምእ ንዘለና ብፀሎትክን ቃልኪዳንክን ሓጥያትና ደምሲስኪ ሰላም ፣ ፍቅሪ ፣ ጥዕና ፣ ምስተውዓል፣ ኣእምሮ ኣስትይና ! ኣሜን። ✥ ┈•◦●◈◎ ❖ ◎◈●◦•┈ ✥ 💿ናይ ትግርኛ ኦርቶክስ ተዋሕዶ መዝሙራት ብድምፂ💿      💿/ audio ንምርካብ💿 💠 @t.me/eritreanMUR 💠@TigrinaOrthodoxRigtones 💠 @t.me/bieteabrham ✥ ┈•◦●◈◎ ❖ ◎◈●◦•┈ ✥

🛑ናይ_ቅድስት_ድንግል_ማርያም_ዝተመረፁ_መዝሙር_ትግርኛ_#1_kdsti_dngl_mariam_new_collection.mp355.05 MB

ኣነስ ስለድንግል ስቅ ኣይብልን’የ.mp31.83 MB

ዘሙሴ ዘሙሴ ጽላት.mp31.83 MB

ዓንዲ ማእከል ናይ ህይወተይ ድባብ.mp31.83 MB

ሽግረይ ዝነግራ.mp31.83 MB

ኣቤተ መቅደስ ዝዓበየት ወይኒ.mp31.83 MB

ናዝዝኒ_መርድእ_ይኣክለና_ብዘማሪት_ማህደር_ገኢየሱስ_New_Tigrigna_Orthodox_mezmur_2023.mp315.03 MB

ደስ_ዝብል_መዝሙር_ትግርኛ_ናይ_አዴና_ቅድስት_ድንግል፡ማርያም.mp36.60 MB

Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur [ Nemesgen ] Zemari Asmelash Mehari.mp3

Orthodox Towahdo Mezmur- MEDHANIE ALEM.mp3

መድኃኔ ዓለም ክርስቶስ Medhanie Alem Krstos ማኅበረ ቅዱሳን Mahbere Qdusan.mp3

ናይ መድኃኔዓለም መዝሙር 2021 nay medhanialem mezmur orthodox tewahdo.mp3

ማሕሌተ ጽጌ በምልክት @Beteyared_C