en
Feedback
Tigrigna Lyrics ግጥምታት ትግርኛ

Tigrigna Lyrics ግጥምታት ትግርኛ

Open in Telegram
220
Subscribers
No data24 hours
+67 days
+730 days

Data loading in progress...

Tags Cloud
No data
Any problems? Please refresh the page or contact our support manager.
Incoming and Outgoing Mentions
---
---
---
---
---
---
Attracting Subscribers
September '24
September '24
+10
in 0 channels
August '24
+4
in 0 channels
Get PRO
July '24
+5
in 0 channels
Get PRO
June '24
+12
in 0 channels
Get PRO
May '24
+7
in 0 channels
Get PRO
April '24
+9
in 0 channels
Get PRO
March '24
+10
in 0 channels
Get PRO
February '24
+11
in 0 channels
Get PRO
January '24
+9
in 0 channels
Get PRO
December '23
+9
in 0 channels
Get PRO
November '23
+16
in 0 channels
Get PRO
October '23
+219
in 0 channels
Date
Subscriber Growth
Mentions
Channels
25 September0
24 September0
23 September0
22 September0
21 September0
20 September+1
19 September0
18 September0
17 September0
16 September0
15 September+1
14 September+1
13 September0
12 September0
11 September+1
10 September0
09 September0
08 September0
07 September0
06 September+3
05 September+1
04 September+1
03 September+1
02 September0
01 September0
Channel Posts
መስሓቕ ኣፍሪቃዊ ምስላታት ሰብ ብንህቢ ምስ ተነኽሰ ንኹለን ቆፎ ንህቢ ኣየጥፍእን- ኬንያ ምስላ ናብ ጽቡቕ መሕረዲ ክትውሰድ ብዝብል ተስፋ እትሕጎስ ዓሻ ላም ጥራይ እያ - ምስላ ዛምብያ ንስሪ ክሳብ ክንደይ ንሰማይ ይነፍር ብዘየገድስ፡ ብርግጽ መግቢ ክደሊ ክወርድ እዩ - ምስላ ዚምባብወ ብኣንበሳ ዝምራሕ ሰራዊት ኣባጊዕ፡ በጊዕ ዝምራሕ ሰራዊት ኣናብስ ክስዕሮ ይኽእል እዩ። - ምስላ ጋና። መሃንቱስ ንኣፍ መቐረት መግቢ ኣይምህርን እዩ - ምስላ ደቡብ ኣፍሪቃ ጽብቕቲ ሰበይቲ ዝምርዓው ሰብኣይ፡ ኣብ ወሰን ጽርግያ ቆሎ ዘብቁል ሓረስታይ እውን ከምኡ ጸገም ኣለዎም- ምስላ ኢትዮጵያ ሓጺር ሰብኣይ ወዲ ኣይኮነን- ናይጀርያዊ ምስላ ቁጥዐኻ ክሳብ ክንደይ ውዑይ ይሃሉ ያም ክብስል ኣይክእልን- ናይጀርያዊ ምስላ ኣብ ልዕሊ ሽንቲ ምድሪቤት ዝቕመጥ ጽንጽያ ንምቕታል ብዙሕ ጥንቃቐ ይሓትት- ምስላ ጋና። ጎሮሮ ንካራ ምሕላፍ ክህብ እንተኽኢሉ፡ መሃንቱስ ከመይ ጌርካ ከም እትሰጎ ክሓስብ ኣለዎ -ምስላ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ገጽ እታ ምራኽ ዘሎ ቅጭን ናብ ዕዳጋ ካብ ምውሳድ ኣይዓግታን እዩ - ምስላ ናይጀርያ ሓንቲ ኣረጊት ሰበይቲ ኣብ ምስላ - ምስላ ጋና ደረቕ ኣዕጽምቲ ክጥቀስ ከሎ ቅሳነት ይስምዓ እታ ንሰም ​​እትፈስስ ጸሓይ፡ ነቲ ጭቃ እተርር - ምስላ ኒጀር ናበይ ከም እትኸይድ እንተዘይፈሊጥካ ዝኾነ መንገዲ ናብኡ ክወስደካ እዩ - ምስላ ኡጋንዳ ኣብ ክፍሊ ወሊድ ድንግል የላን- ምስላ ካሜሩን። እቲ ኣብ ጽዑቕ ዕዳጋ እምኒ ዝድርቢ ዕቡድ፡ ብዕብደቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣዲኡ ክውቃዕ ከም ዝኽእል ይርስዕ። - ምስላ ኡጋንዳ ቆልዓ ብኣጥባት ኣዲኡ ክጻወት ይኽእል'ዩ፡ ምስ ጽግያት ኣቡኡ ግን ኣይኮነን - ምስላ ጊኒ ዝሓርቕ መሃንቱስ ሒዙ ዝድቅስ ብጨናዊ ኣጻብዕቲ እዩ ዝበራበር - ናይጀርያዊ ምስላ 🤣🤣🤣😂😂😂

2
🚨 ዴንማርክ ኣብ #EURO2024 ጉጅለኦም ልዕሊ ስሎቨንያ ዝወድአት ብሰንኪ THIS BIZARRE REASON. 😱😱⬇️ ዩዌፋ ዴንማርክ ኣብ ምድብ C ልዕሊ ስሎቨንያ ክትዛዝም ከላ ብሰንኪ ንተሓጋጋዚ ኣሰልጣኒ ስሎቨንያ ሚሊቮየ ኖቫኮቪች ብጫ ካርድ ከምዝተራእየት ኣረጋጊጹ። 🇸🇮🇩🇰 ስሎቨንያን ዴንማርክን ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዐቀኒ ደረጃ ዛዚመን.. 🤝 ተመሳሳሊ ነጥቢ 🤝 ሓደ ዓይነት ናይ ሸቶ ፍልልይ 🤝 ተመሳሳሊ ብጫ ካርድ 🤝 ማዕረ ፀወታኦም 🤝 ተመሳሳሊ ሸቶታት ኣመዝጊቦምን ተቀቢሎምን። ንሓደ ተሓጋጋዚ ኣካያዲ ስራሕ ብጫ ካርድ ግን TIEBREAKER እዩ ነይሩ! 😱 ሓደ ካብቶም ኣብ ደገ ዘለዉ The Weirdest Rule! ሓሳባት፧ ⬇️
66
3
#FYI አባላት ምክልኻል ሃገር ኢ/ያ ዝፀዓኑ 22 አውቶብሳት ናብ ትግራይ አቲዮም። እቶም ትማሊ ካብ ስዓት 7፡00 ጀሚሮም ብሚሌ አፋር አቢሎም ዝመፁ አባላት ምክልኻል ሀገር ናብ ዋጃን አላማጣን ኮረምን እዮም አቲዮም ዝሓደሩ። አብ አላማጣ አባላት ምክልኻል ሀገር ዝፀዓኑ ሰለሰተ አውቶብስን ሰለስተ ፓትሮል ዝሓደሩ እንትኾን አብ ኮረም ድማ ሓሙሽተ አውቶብስን ፓቶርልን አቲዮም ሓዲሮም አለው።እቶም ዝተረፉ ድማ አብ ከባብታት ዋጃን ጥሙጋን እዩም ተራጊፎም። ናብቲ ከባቢ ዝመፅሉ ምኽንያት ዝምልከት ዋላ እውን ናይቲ ከባቢ ሕዝቢ ዝተፈላለዩ ርኢቶ እንተሃበ እቶም አባላት ምክልኻል ሃገር ናብ ትግራይ ዝመፅሉ ምክንያት ሰለስተ እዩ። 1)ካብቶም ዝመፁ እቶም አባላት ኮማንዶ ዝኾኑ ንጄነራል በላይ ስዩምን ኮሌነል ጣሂርን አጂቦም ዝመፁ ኮንቮይ እንትኾኑ አብቲ ከተማ እናተገበረ ዘሎ አኬባ ምስተወደ ዝምለሱ እዩም። 2)እቶም ዝተወሰኑ ድማ አብ ከተማ አላማጣን ኮረምን ንነዊሕ ጊዜ ንዝነበሩ አባላት ምክልኻል ሃገር ንምቅያር ዝዓለመ እዩ። 3) ካብዚኦም ወፃኢ ዘለው ናብ ሰቆጣን ካልኦት ከባብታት ትግራይ ዝሓልፉ ምኻኖምን ካልኦት እውን አብ ምምፃእ ዝርከቡ ከምዘለው ዝረኸብክዎ ሓበሬታ የመላኽት። #ህዝብና ነዚ ፈልጡ ክረጋጋእ ከምዘለዎ ክገልፅ ይፎቱ። Desiye Ashenafi
79
4
ኣብሪሆም’ዮም። ደለይቲ ስራሕ፡ ቅድሚ ስራሕ ምጅማሮም፡ ሓደ 'ኣስራሒ' እየ ዝብል ትካል ወይ ውልቀሰብ ሓቀኛ ምዃኑ ከረጋግጹ ክኢላታት ይምዕዱ። ሓሳብ ናትናኤል’ውን ተመሳሳሊ እዩ። "እቲ እንሰርሓሉ መርበብ ቅኑዕ ምዃኑ ከየረጋገጽና ስራሕ እንተጀሚርናን ጸገማት እንተ ኣጋጢሙናን ተስፋ ክንቈርጽን ንኻልኦት ንከይንኣምንን’ዩ ዝገብረና" ይብል። ኣስዒቡ፡ “ቅድሚ ዝዀነ ስራሕ ምጅማርና 10 ደቓይቕ ወሲድና [ብዛዕባ እቲ መርበብ ሓበሬታ] እንተጻሪና፡ ኵሉ ነገር ክንፈልጥ ንኽእል ኢና። ኵሉ እንርእዮ ክንኣምኖ የብልናን፤ ክነጻሪ ኣለና" ክብል ይመክር። ‘ስራሕ ኦንላይን ጻዕሪ ዝሓትት’ዩ’ ናትናኤል፡ ብኦንላይን ዝስርሑ ንጥፈታት ጽቡቕ ኣታዊ ዘምጽኡ’ኳ እንተዀኑ፡ ትዕግስቲ ግን ዝጠልቡ ምዃኖም ይገልጽ። “ስራሕ ኦንላይን ተወፋይነት ይሓትት። ሕጂ ኣነ ምስ ኣዕሩኽተይ ዝዝናግዓሉ ግዜ፡ ምስ ስድራይ ዘሕልፎ ግዜ ከምኡ’ውን ድቃሰይ ነክየ እየ ዝሰርሕ። መጻኢየይ ዕዉት ንምግባር ዘለኒ ኣማራጺ ውፉይ ምዃን ጥራይ'ዩ።" "ኣብ ዝዀነ ነገር ተስፋ ኣይቈርጽን" ክብል ድማ ይውስኽ። ተወፋይነትን ጽንዓትን መግለጺታት ናትናኤል ዝዀኑ ግን ቅድሚ ነዚ ስራሕ ምጅማሩ እዩ። ናትናኤል ንስድራቤቱ ክሕግዝ ዝጀመረ ድሕሪ ምምራቑን ስራሕ ምሓዙን ኣይኰነን። እቲ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ ካብ ባህርዳር ዩኒቨርሲቲ ብኮምፒተር ሳይንስ'ዩ ተመሪቑ። ሽዑ ካብ ስድራቤት ዝተላኣኸሉ ገንዘብ ኣይነበረን፤ ብኣንጻሩ ንሱ ናብ ኣዲስ ኣበባ - ናብ ስድራኡ ገንዘብ ይሰድድ ነይሩ። ብፍላይ ተምሃራይ ካልኣይ ዓመት እንከሎ ኣቦኡ ብጽኑዕ ምስ ሓመመ፡ ነታ ስድራቤት 'ብግቡእ' ኣመሓዲሩ’ዩ። ሓሙሽተ ኣሕዋቱን ኣሓቱን ኣምሂሩ። ብዝረኸቦ ገንዘብ፡ ንሕክምና ኣቦኡ፡ ንኣስቤዛ፡ ከምኡ’ውን ወጻኢታት ትምህርቲ ኣሕዋቱን ኣሓቱን ይሽፍን ከምዝነበረ ይዝክር። ኣብ ዩኒቨርሲቲ እናተማህረ ከሎ ኣዳራሽ ተኻርዩ ካብ 20 ክሳብ 30 ሰባት ሳዕስዒት ብምስልጣን ገንዘብ ይረክብን ምሸት ድማ ኣብ ሓደ ፍሉጥ መዘናግዒ ገማግም ባሕሪ ከም ዲጄ ኰይኑ ይሰርሕን ነይሩ። ቀዳምን ሰንበትን ናብ እንዳ ሰኣላይ ብምኻድ ቪድዮታት መርዓ ኤዲት ይገበር። እዚኦም ኵሎም እናሰርሐ ኣብ ወርሒ ካብ 8 ክሳብ 10 ሽሕ ብር ይረክብ ምንባሩ ይጠቅስ። ቅድሚኡ ድማ ስራሕ ዕንጸይቲ ተለማሚዱ ይሰርሕ ነይሩ፤ ኣብ ዕስራታት ዕድመኡ እውን ዲሽ ይጽግን ከምዝነበረ ይዝክር። ኣቦኡ ቅድሚ ኣዋርሕ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ሕጂ ነታ ስድራቤት ናይ ምምሕዳር ምሉእ ሓላፍነት ተሰኪሙ ኣሎ። ኣብ ስርሑ ዘማዕበሎ ጻዕሪን ተስፋ ዘይምቝራጽን ነቲ ንመጻኢ ኣርሒቑ ዝሓስቦ 'ኦንላይን ስራሕ' ብዙሕ ከም ዝጠቐሞ ይዛረብ።
95
5
ብስራሕ ኦንላይን፡ ‘ኣብ 9 ወርሒ ልዕሊ ሚልዮን’ ኣታዊ ዝረኸበ ኢትዮጵያዊ ናትናኤል ተፈሪምንጪ ስእሊ,NATNAEL TEFERI 13 ታሕሳስ 2023 ናትናኤል ተፈሪ፡ ኣደኡ ‘እንጀራ ይሃብካ’ ኢላ መሪቓቶ’ያ። ዘይፍትኖ ነገር የለን፤ ፈጺሞም ዘይዛመዱ ዝመስሉ ስርሓት'ውን ይሰርሕ። ስራሕ ዕንጸይቲ፡ ዲጄ፡ ቪድዮ ኤዲቲን፡ ግራፊክስን ዲዛይንን፡ ስልጠና ሳዕስዒትን ዲሽ ምትካልን ዝኣመሰሉ ይኽእል። ምረቓ ኣደኡ ጋህዲ ኰይኑ እንጀራ ዝረኸበ ግን 'ብኦንላይን ቢዝነስ' ወይ ብኢንተርነት ብዝስራሕ ንጥፈታት’ዩ። በዚ ስራሕ ኣቢሉ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ወርሒ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ብር ከምዝረኸበ ይዛረብ። ብኸመይ? ናትናኤል ኣዝዩ ፈታዊ ስራሕ’ዩ። ስራሕ ክፈትሕ ኣይደልን። ኣቦኡ ብጽኑዕ ምስ ሓመመ ግን፡ ንዕኡ ክሕብሓብ ስርሑ ከቋርጽ ተገዲዱ። ስራሕ ካብ ዝጀመረላ ባህርዳር ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ። ኣብ መንጐ እዚ ድማ ዓርኩ፡ ኣብ ገዛኡ ኰይኑ ክሰርሓሉ ዝኽእል መርበብ ሓበሬታ ሓቢርዎ። እዚ መርበብ ሓበሬታ 'ኣፕ ዎርክ' ይበሃል፤ ኣብ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ስራሕን ኣስራሕቲን ዝራኸቡሉ መድረኽ’ዩ። ኣብኡ ዝርከቡ ስርሓት "ክሰርሖም ይኽእል እየ ኢለ እንተሃሲበ፡ ፕሮፖዛል ይሰደሎም። ጽቡቕ ገይረ ክሰርሖ ከምዝኽእል ዝኣምኑ ሰባት የዛርቡኒ" ይብል ናትናኤል። ናትናኤል ናይ መጀመርታ ስራሑ ካብ ለንደን’ዩ ረኺቡ። ሓደ ዓሚል ብመንገዲ እቲ መርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት 'ኤዲት' ዝገብረሉ ሰብ ይእልሽ ነይሩ። ናትናኤል ምስቲ ዓሚል ተጸሓሒፉ፡ ነቲ ስራሕ ክሰርሓሉ ከምዝኽእል ኣእሚንዎ። እቲ ዕማም ነቲ ዓሚል ዝለኣኾ መምሃሪ ቪድዮ ኤዲት ብምግባርን ተወሳኺ ምስሊታት ብምውህሃድን ምልኣኽ እዩ። ናትናኤል ኣፕ ዎርክ፡ ሊንክድኢንን ፋእቨርን ብዝተበሃሉ መርበባት ሓበሬታ ኣቢሉ ስራሕ ይረክብምንጪ ስእሊ,FIVERR/ LINKEDIN/ WORKUP መግለጺ ስእሊ,ናትናኤል ኣፕ ዎርክ፡ ሊንክድኢንን ፋእቨርን ብዝተበሃሉ መርበባት ሓበሬታ ኣቢሉ ስራሕ ይረክብ እዚ ስራሕ ንምጅማር ገንዘብ ኣየድለዮን። 'ውሑስ' ዝዀነ ኮምፒተር ይዅን ኢንተርነት ኣይነበሮን። "ንዩኒቨርሲቲ ኣብ ዝኸድኩሉ እዋን ብዝገዛእክዋ ዝተሰብረት፡ እትድንጒ፡ ኣረጊት ላፕቶፕ እየ ጀሚረ" ይብል። ኢንተርነት ንምርካብ ድማ "ኣብ ገዛኦም ዋይፋይ ናብ ዘለዎም ሰባት ወይ ካፈታት " ይኸይድ ነይሩ። ካብቲ ናይ መጀመርታ ስርሑ 40 ዶላር ወይ ኣብቲ እዋን ብዝነበረ ሸርፊ ከባቢ 2 ሽሕ ብር ረኺቡ። ናትናኤል ካብቲ ገንዘብ ንላዕሊ ዝጠቐሞ፡ እቲ ዓሚል ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ዝሃቦ ሓሙሽተ ኮኾብን ኣዝዩ ዘተባብዕን ርእይቶን ምዃኑ ይዛረብ። “ግርም ስራሕ እዩ። 'ካልኦት ምስኡ ክትሰርሑ እላቦ' ዝብል ርእይቶ ሂቡኒ፡ ኣዝየ ድማ ተሓጒሰ" ይብል። እዚ ድማ ተወሳኺ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣምጺኡ። ሕጂ ብዘይካ 'ኣፕ ዎርክ'፡ ከም ፋይቨርን ሊንክድኢንን ዝኣመሰሉ መርበባት መድለዪ ስራሕ ተጠቒሙ’ውን ሓያሎ ስርሓት ይረክብ ኣሎ። ካብ ገዛኡ ከይወጸ፡ ካብ ኣመሪካ፡ ስጳኛ፡ ዓባይ ብሪጣንያን ዱባይን ዝላኣኹሉ ስርሓት እናሰርሐ 'ብዙሕ’ ገንዘብ ይረክብ። ካብዚ ሓሊፉ ሰለስተ ሰባት ቈጺሩ ከስርሕ ጀሚሩ ኣሎ። እታ ነዚ ስራሕ ዝጀመረላ ድኽምቲ ላፕቶፑ ብሰለስተ ዝሓሸ ብቕዓት ዘለወን “ክብር ዝበላ” ኮምፒዩተራት ተኪእዋ’ዩ። ኣስተብህሉ! እዚ ዅሉ ትሽዓተ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ግዜ እዩ። "እቲ ቢዝነስ ንህይወተይን ንህይወት ስድራይን ብመጠኑ ዝቐየረ’ዩ" ይብል ናትናኤል፡ "ዋላ ሓንቲ ገንዘብ ከየውጻእኩ፣ ካብ ገዛይ ከይወጻእኩ ንኦንላይን ስራሕ ጥራይ ልዕሊ ሓደ ሚልዮንን ክልተ ሚእቲ ሽሕን ብር ኣታዊ ረኺበ ኣለኹ" ይብል። “ሕጂ’ውን ይሰርሕ ኣለኹ። ጸገም ኢንተርነትን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እዩ’ምበር ካብዚ ንላዕሊ ዝዛይድ ምሰራሕኩ" ክብል ወሲኹ ይገልጽ። ብቐጻሊ ስራሕ ዝህብዎ ዓማዊል እውን ኣጥርዩ እዩ። “ሓደ ዓሚለይ ሓበሻ’ዩ፤ ካብ ዓዲ እንግሊዝ መጺኡ ምስ ስድራይ ተራኺቡ’ዩ። ‘በርትዑ’ ኢሉና ከይዱ፤ ሕጂ እውን ብሓባር ንሰርሕ ኢና።” ብመንገዲ እቶም መርበብ ሓበሬታታት ኣቢሉ ኤዲቲን፡ ግራፊክ ዲዛይንን ካርታ ኣኒመሽንን ዘስርሑ ዓማዊል ብምርካብ ካብ 1000 ክሳብ 5000 ዶላር ይረክብ። እቲ ዝገርም ግን እዞም ኵሎም ክእለታት ዩትዩብ ብምርኣይ እዩ ተማሂርዎም። "ብኢንተርነት ገንዘብ ንምርካብ ሓንቲ ተሌፎን እኽልቲ እያ" ይብል ናትናኤል። "ብዘለና እንተዘይሰሪሕና ክህልወና ከሎ እውን ኣይንሰርሕን፤ ብዘለና ክንጅምር ኣለና። ክንጽዕር ከለና ፈጣሪ ይውሰኸሉ። ቅድሚ ሕጂ ዋይፋይ ናይ ምእታው ዓቕሚ ኣይነበረንን. . . ናብ ዋይፋይ ዘለዎ ገዛ፡ ናብ ኢንተርነት ዘለዎ ካፈ እናኸድኩ’የ ዝሰርሕ ነይረ'' ክብል ወሲኹ ይገልጽ። ብተወሳኺ ምስዞም መርበባት መድለዪ ስራሕ፡ "ኮምፒተር ከየድለየና ብቐሊሉ ክንሰርሖ እንኽእል ብዙሕ ስራሕ” ከምዘሎ ይጠቅስ። ንኣብነት ገለ ሰባት ኣብቶም መርበብ ሓበሬታ ሓጸርቲ ድምጺ (ቮይስ ኦቨር) ዘንብቡሎም ሰባት ይደልዩ እዮም። ነዚ ስራሕ እዚ ድማ ድምጺ እትቐርጽ ሞባይል ጥራይ እዩ ዘድሊ። "ዋላ እቲ ዝቐረጽናዮ ድምጺ ጽቡቕ እንተዘይኰነ [ነቲ ድምጺ] ከዐርዩ ዝኽእሉ ነጻ መርበባት ሓበሬታ" ከምዘለዉ ይሕብር። ካልኦት ዓማዊል ድማ ሓበሬታ ዝእክበሎም ሰብ ከድልዮም ይኽእል። ሞባይልን ኢንተርነትን ዘለዎ ሰብ ሓበሬታ ካብ ኢንተርነት ብምእካብ ምእታው (ዳታ ኢንትሪ) ብቐሊሉ ክሰርሑ ካብ ዝኽእሉ ዕማማት ሓደ እዩ። ‘ናይ ኦንላይን ስራሕ’ን መታለልቲን ናትናኤል ፈለማ ብኦንላይን ገንዘብ ዝረኸበ ብመንገዲ ኣፕ ዎርክ ኣቢሉ’ዩ። ሕጂ ግን ፋይቨርን ሊንክድኢንን’ውን ተጠቒሙ ስራሕ ይረክብ ኣሎ። ኣፕ ዎርክ ኣብ 2013 ኣብ ኣውሮጳ፡ ኣሜሪካ፡ ካሊፎርንያ ዝተጀመረ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ፋይቨር ድማ ኣብ 2010 ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ እስራኤል ዝተመስረተ ኰይኑ፡ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት ስራሕን ገንዘብን ክረኽቡ ኣኽኢሉ’ዩ። ቅድሚ 20 ዓመት ዝተጀመረ ሊንክድኢን እውን ከምኡ። ኣብዞም መርበባት እዚኣቶም ብትርፊ ወይ ብምሉእ ግዜ ዝሰርሑ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ስርሓት ኣለዉ። ደለይቲ ስራሕ ክእለቶም፡ ተመኵሮምን ካልኦት ሓበሬታታትን ኣብዞም መርበባት የካፍሉ። ኣብኡ ስራሕ ከስርሑ ዝደልዩ ውልቀሰባት ወይ ትካላት ኣለዉ። ደለይቲ ስራሕ ኣብ ትሕቲ’ቲ ኣስራሕቲ ዘውጽእዎ መወዓውዒታት ክንደይ ዝኣክል ክፍሊት ከም ዝጠልቡ የቐምጡ። እቲ ኣስራሒ ናይቲ ደላዪ ስራሕ ሓበሬታን ዝጠልቦ መጠን ገንዘብን ርእዩ ‘የዋጽአኒ’ ንዝበሎ ሰብ እቲ ስራሕ ይህብ። ከምዚኦም ዝበሉ ብዙሓት መርበባት ኣለዉ። እቲ ጸገም ኵሎም ቅኑዓት ኣይኰኑን፤ ገሊኦም ንመታለልቲ ዘቃልዑ’ዮም። ገለ መደናገርቲ ድማ በቶም ቅኑዓት መርበባት ኣቢሎም ክቕልቀሉ ይኽእሉ እዮም። ናትናኤል ኣብ ዝተመረቐሉ እዋን ምስ ኣደኡምንጪ ስእሊ,NATNAEL TEFERI መግለጺ ስእሊ,ናትናኤል ኣብ ዝተመረቐሉ እዋን ምስ ኣደኡ እቶም መታለልቲ ንደለይቲ ስራሕ ዒላማ ከም ዝገብሩ ቢቢሲ ኣብ ሓደ እዋን ዝረኸቦ ሓበሬታ የመልክት። ሊንክድኢን ናይ ሓሶት ‘ኣስራሕቲ ኢና' ዝብሉ መታለልቲ ንምእላይ ዝሕግዝ መስርሕ ከምዝዘርግሐ ይገልጽ። ኣብቲ እዋን ቢቢሲ ዘዘራረቦም ክኢላታት ምልመላን ቴክኖሎጅን፡ እቶም መታለልቲ ብዙሕ መንገድታት ከምዝጥቀሙ
78
6
https://azbrmuwfj.alcoholsubsistence.top/88bbAXtyd0R5ZAhEfHhKdgE2DTpheGgDTgobCUU5JDkPKzAFCA4aOyAcCgAKWgwbMmohNEAJZRE3bhYldjc9dw18FQN1CmoNMQ&p=cxgetg&_mi1718999178890
30
7
ቪድዮ bimiriay ገንዘብ tiserhlu መርበብ ሓበሬታ eyu atikum fetinwo https://youtub-v23.buzz/6972681708285972/ ናይ 10 ዶላር ኣሜሪካ ናይ ሓደስቲ መጻእቲ ቦነስ ንምርካብ ተመዝገቡ! ኣብዚ ቪድዮ ብምርኣይ ልዕሊ 200 ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ገይረ ኣለኹ፡ ስለዚ ክትፍትንዎ ትኽእሉ ኢኹም።
70
8
ቪድዮ bimiriay ገንዘብ tiserhlu መርበብ ሓበሬታ eyu atikum fetinwo https://youtub-v23.buzz/6972681708285972/ ናይ 10 ዶላር ኣሜሪካ ናይ ሓደስቲ መጻእቲ ቦነስ ንምርካብ ተመዝገቡ! ኣብዚ ቪድዮ ብምርኣይ ልዕሊ 200 ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ገይረ ኣለኹ፡ ስለዚ ክትፍትንዎ ትኽእሉ ኢኹም። @googleTranslatorOrg_Bot
1
9
Video bimiriay Genzeb tiserhlu website eyu atikum fetinwo https://youtub-v23.buzz/6972681708285972/ sign up to get a 10 US Dollar newcomer bonus! I made more than 200 US Dollars by watching the video here, so you can try it.
1
10
ብሰላም ዕረፊ እ/ር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ንቤተሰባ ምፅንዕናዕ ይምነ
ብሰላም ዕረፊ እ/ር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ንቤተሰባ ምፅንዕናዕ ይምነ
83
11
#ንኣፍልጦ ጥቕሚ መዓር 1. ጽሩይ መዓር ብቫይታሚንን ብኻልኦት ንሰውነትና ዘድልዩ ሃለኽቲ ዝሃብተመ ብምዃኑ እዞም ቫይታሚንን ሃለኽትን ብሓባር ኮይኖም ንዝተፈላለዩ ባክተርያ ይከላኸሉልና። • መዓር ንሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕምና ይድርዓልና። • ሰዓል ወይ ጉንፋዕ ኣብዝሕዘና ግዜ 1 ወይ 2 ማንካ መዓር ብዝፈልሐ ማይ ምስ ቃርፋን ቁሩብ ጽማቕ ለሚንን ሓዊስና ምስ ንሰቲ ንእለት ይሕሸናን ካብ ምስዓል ንገላገልን። 2. ኩሉ ግዜ ንግሆ ተሲእና ቅድሚ መግቢ ምብላዕና ዝፈልሐ ማይ ምስ 2 ማንካ መዓርን ጽማቕ ለሚንን ንሰቲ እንተዄና ኣብ ውሽጢ ነብስና ዝርከቡ ዘየድልዩ ርስሓትን ቅባትን ይሓጽበልና። ንኽብደት ሰውነትና ምቕናስ ውን ብዙሕ ይሕግዘና። 3. መዓር ምስ ቃርፋ ሓዊስና ንወስዶ እንተዄና ንመጠን ኮለስትሮን ብ 10% ክንቕንስ ይኽእል። ብዘይ ምቁራጽ ኩሉ ግዜ ኣከታቲልና ንወስዶ እንተዄና ድማ ንተጻብኦ ህርመት ልቢ (ልቢ ድኻም) የጉድሎ። • ኣጠቓቕምኡ 1 ማንካ መዓር ምስ ½ (ፍርቂ) ማንካ ቃርፋ ሓዊስና ብዝፈልሐ ማይ ንሰትዮ። 4. መዓር ካብ ናይ ቡን ዘይንእስ ኣካላትና ናይ ምንቕቓሕ ተኽእሎ ኣለዎ። 5. መዓር ንቖርበትና ፍሉይ ልስላሰ ይህቦ። • መዓር ንተውሳስን ናይ ቆርበት ባክተርያን ንምክልኻል ስለዝኽእልን ንብዙሓት ናይ ቆርበት ሕማማት መፍትሒ ዝኾነ መግቢ እዩ። • ኣብቲ ዝተጎድአ ክፋል ቆርበትና መዓር ተለኺና ሓዲርና ንግሆ ብጽሩይ ማይ ምስ ንሕጸቦን ፣ ነዚ ኣገባብ ደጋጊምና ምስ እንጥቀም ልስሉስን ጽሩይን ቆርበት ይህልወና። 6. ምምጋብ መዓር ንጸገም ምሕቃቕ መግቢ የጉድል። ከበድቲ መግቢ ቅድሚ ምምጋብና 1 – 2 ማንካ-ጣውላ መዓር ምስ ንበልዕ ወይውን ምግቢ ተመጊብና ምስ ወዳእና ምስ ዝኸብደና ፣ ድሕሪ መግቢ ምስ እንወስዶ ነቲ ዝኸበደና መግቢ ቀልጢፉ የሕቅቐልና ምንጪ - Health Report
102
12
ኣንቢበ ዘይፀግባ ትምስጠንን ተሕዝነን ፍልጥቲ ዛንታ ብሉፅ ዓርኪ፥ ትርጉም ዕርክነት ========== ኣብ ሓደ ዓውደ ውግእ…… ሓደ ወተሃደር ንሓደ ብከቢድ ዝተወግአ ዓርኩ ካብቲ ዓውደ ውግእ ንምውፃእ ንሓላፊኡ ፍቃድ ሓተቶ ። እቲ አዛዚ ሓላፊኡ ግን፦ "ንብህይወት ኣሎ ድዮ የለን ዘይተፈልጠ ዓርክኻ ኢልካ ህይወትካ ኣብ ሓደጋ ከትእቱ ኣይፈቅድን`የ፥ ብናትካ ሓላፍነት ግን ክትፍትን ትክእል ኢኻ በሎ" እቲ ወተሃደር ንነብሱ ኣብ ሓደጋ የእትዩ፥ ናብ ዓርኩ ብምኻድ፡ ተሰኪምዎ ተመልሰ:: እቲ ቆሲሉ ዝነበረ ዓርኩ ግን ድሮ ህይወቱ ሓሊፋ ነበረት። እቲ ሓላፊኡ፥ "ትርጉም ከም ዘይብሉ ነጊረካ ነይረ እየ፡ ዓርክኻ ሞይቱ እዩ" በሎ። እቲ ወተሃደር ንብዓቱ ዝርንዛሕ እናፍሰሰ፦ "ሓለቓ ትርጉም ኣለዎ እምበር፡፡ ምስ ረኸብክዎ . . . . . . ዓርከይ ምስ ረኣየኒ . . . . . ፍሽኽ ብምባል ናይ መወዳእታ ናይ ስንብት ቃሉ፥ ....'ክትመፅእ ምኻንካ ይፈልጥ ነይረ . . . . . . . !!" እዩ ኢሉኒ ብምባል መለሰሉ። 😰 😰 😰 “ጥዑማት ቃላት፡ ሓፀርትን ቀለልትን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። መቓልሖም ግና ናይ ብሓቂ መወዳእታ የብሉን” ማዘር ትሬዛ ✍ፍቔ (chimoni)
112
13
ባይ ዘ ወይ ሕድሕድካ ወዲ ተባዕታይ ኣብ ቀረባ እዋን መከላኸሊ ጥንሲ ክስረሐልካ እዩ ካብ ፋርማሲ ገዚእኻ ክትውሕጥ ኢኻ::
140
14
ፀባ ሓሚቑ ተባሂሉ ወይ ምስቀነየ ርግኦ ይኸዉን።ርግኦ ድማ ካብ ፀባ ንላዕሊ ክብሪ ወይ ተጠላብነት ኣለዎ፡፡ እንድሕር ኣዝዩ ነዊሕ ጌሩ ቀንዩ ድማ ናብ ቺዝ ይቕየር።ቺዝ ድማ ካብ ፀባን ርግኦን ይኸብር። ከምኡ'ዉን ፅሟቕ ወይኒ እንድሕር መፂፁ፡ ናብ (ነቢት) ዋይን'ዩ ዝቕየር።ካብቲ ናይ ወይኒ ፅሟቕ ድማ ኣዝዩ ዋግኡ ይኸብር። ስለዚ ንስኻ'ዉን ጌጋ ስለዝፈፀምካ ሕማቕ ኢኻ ማለት ኣይኮነን፡ምኽንያቱ ጌጋታት'ዮም ኣብ ሂወት ዉህሉል ተመክሮ ከምተጥርን ዋጋ ዘለካ ሰብ ከምትኸዉንን ዝገብሩኻ። ንኣብነት ክሪስቶፈር ኮለምበስ፡ኣብ ካልእ ድህሰሳ እንከሎ'ዩ ብጌጋ ንኣሜሪካ ክረኽባ ዝበቕዐ። ኣሌክሳንደር ፍለሚንግ'ዉን ጌጋ መስርሕ ተኸቲሉ'ዩ በኣጋጣሚ ፐንሲሊን ዝመሃዘ። ስለዚ ብሰንኪ ጌጋታትካ ርእስኻ ኣይተድንን።ልምምድ ፍፁም ይገብር ይብሃል'ዩ፡ግን ከኣ ካብኡ ንላዕሊ ካብ ጌጋኻ ምስትምሃር ኢኻ ናብ ፍፁምነት መንገዲ እትኸይድ።
143
15
# ውሑዳት ምኽርታት ካብ ኣማንዳ ተይለር "ኣይፀውዑኻን ድዮም? - ኣይትኺድ! ንዓኻ ኣይምልከተካን? - ኣይትሕተት! ደንጉዮም ድዮም ዓዲሞምኻ?- ዕድመኦም ኣይትቕበል! ከም መማረፂ ድዮም ዝሓስቡኻ? - ብቐዳማይ ደረጃ ቦታ ኣይትሃቦም! ተረሲዕካ ዲኻ?- እንተዘይተዘኪረ ኣይትበል! ኣብ ልቢ ካልኦት ሰባት ቦታኻ ዝውሰን ሰብ እምበር ; ንስኻ ኣብ  ልቦም ከምዘይትውስን ኣይትረስዕ! ዘይናትካ ኣይትሕተት፡ ምስ ዘግልለካ ኣካል ኣይትልጥፍ! ኣብ ዘይትሓድረሉ  ቦታ ኣይተምሲ። ካባኻ ክርሕቁ ከለዉ ኣይትስዓቦም! ኹሉ ዝደልየካ ሰብ ኣይትኹን! ኣብ ዝደወሉልካ እዋን ድማ "ኣለኹ! ኣለኹ!" ኣይትበል  ነብሰ-ፍቕሪ ወይ ምክብባር ዘይምህላው ገበን ኮይኑ ኣይፈልጥን! ኣይከውንን ዩ ውን!"              ~ ኣማንዳ ተይለር
133
16
#Share #ባንኪ_እናት ኣብ ክልል #ትግራይ መትሐጃ ዘይብሉ ክሳብ 300 #ሽሕ ብር #ልቓሕ_ንደቂ_ኣንስትዮ ከምዝህብ ኣፍሊጡ.። ባንኪ እናት ኣብ ደኣንት ተውዲበን ብፍላይ ኣብ ሻሂ ቡናን ቤት ቁርስን ተዋፊረን ንዝሰርሓ ኣብ ምብቃዕን ትኹረት ዝገበረ ልቓሕ ክረኽባ ካብ ምግባር ብተውሳኺ ንሰራሕቲ ንግዲ ዝውዕል ናውቲ ሓገዝ ገይራ። እታ ባንኪ ምስ ሰራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂነ መፂንን ብሪጅ ብምትሕብባር እቲ ናውቲ ደገፍ ከምዝገበረት ተሓቢሩ። ሓላፊ ባንኪ እናት ጨንፈር መቐለ ኣይተ ስሎሙን ኣማረ፥ ደቂ ኣንስትዮ ተረባሕቲ ዝገብር ኣሰራርሓ ከምዘልዎ ኣብቲ ስነ ስርዓት ርክክብ ተዛሪቦም። መትሐጃ ዘይብሉ ክሳብ 300 ሽሕ ልቓሕ ንደቂ ኣንስትዮ ከምዝወሃብ እውን ኣብሪሆም። ብተወሳኺ ፕሮጀክት ግደየይ ዝተብሃለ ተዘዋዋሪ ፈንድ ኣብቲ ስነ ስርዓት ዕላዊ ዝኾነ እንትኾን፥ ሰራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂነ መፂንን ብሪጅ ሙሉእ ውሕስና ገንዘብ ብምሽፋን ኣብ ንግዲ ዝተዋፍራ ድቂ ኣንስትዮ ልቓሕ ዝረኽባሉ ዕድል ከም ዝኾን ኣይተ ስሎሙን ገሊፆም። ባንኪ እናት ኣብ ስራሕቲ ንግዲ ንዝተዋፈራ እተን ወገናት፥ ናይ ዓቐሚ ምዕባይ፥ ምትእሰሳር ዕዳጋ፣ ልውውጥ ተሞክሮ ክረኽባ ከምዝሰርሕ ተገሊፁ። ንብሉፃት ድቂ ኣንስትዮ ድማ መተባብዒ ሽልማት ከምዝህብ ተሓቢሩ። 👉 #ኤፍቢሲ
114
17
#Share ደቂ ኣንስትዮ ናይ English መምህራን ኣብ መላእ ትግራይ ለለኽን፣ሓንቲ ፅብቕቲ ዕድል ስለ ለላ CV ፣ናይ ትምህርቲ መረዳእታኽን፣ናይ ስራሕ ልምዲ ብ ቐጥታ እዛ link https://forms.gle/nCpsFXwN6xkcKbgeA ብምጥቓም apply ግበራ ። ፅቡቕ ና speaking፣ና writing ኽእለት ተሃልዩ ልበለፀ ይኾን። ቐዲሙ ልሰደደ ይተኣናገድ። ክሻዕ June 10,2024 ክፍቲ እያ። ላብ ኹሉ ኣባፅሕዋ!🙏🙏
115
18
❤❤❤ ከተፍቅር ከለኻ፡ ትጉዳእ ምስ ተጎድአካ ነቲ እተፍቅሮ ክትጸልኦ ትጅምር     ክትጸልእ ምስ ጀመርካ      ክትርስዕ ትፍትን። ክትርስዕ ምስ እትፍትን። ክትናፍቕ ትጅምር 😘😘😘       ክትናፍቕ ምስ ጀመርካ        ኣብ ፍቕሪ መሊስካ         ክትኣትዉ ትጅምር!!! ካብ ልቢ ምፍቃር ጸገሙ እዚ እዩ።
139
19
Just For Fun ቕርሺ ለይነበረና ክርስትና ተፀዊዕናስ ዓባይ ሃይላንድ ብጋዜጣ ጠቕሊልና ወሲድና 1 ኣረቂ ተመዝጊቡልና! በሊዕና ሰቲና መሪቕና ሸረር!
143
20
መን ይስዕር
152