en
Feedback
GoalSport ጎል ስፖርት

GoalSport ጎል ስፖርት

Open in Telegram

Goal Sport is a sport program that is produced by the renowned journalist,producer,TV host and analyst of Sport talk Show Emebiet H/mariam. Goal Sport renowned for its Tigrigna Sport Programs which is loved by the Tigrigna listeners.

Show more
252
Subscribers
No data24 hours
-17 days
+630 days
Posts Archive
"Class of 92"🫂 3ይ ዙር ግጥም ኤፍ ኤ ካፕ አርሰናል ምስ ማንችስተር ዩናይትድ ተደልዲሉ! ትፅቢት ዝግበረሉ ግን ብነበር ተፃወቲ ዩናይትድ "class of 92" ዝውነን ሳልፎርድ ሲቲ ምስ ማንችስተር ሲቲ እዩ😃 ሊቨርፑል ምስ ሊግ ኽልተ አክሪንግተን ስታንሊ ቸልሲ ምስ ሞርካምቢ ክራኸቡ እዮም:: ሳልፎርድ ሲቲ ብ ቤካም,ስኮልስ,ጊግስ,ጋሪ ኔቭል,ኒክ በትን ፊል ኔቭልን እዩ ዝውነን 👉ዘልኣለማዊ ምሕዝነት👍🙂 ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

⚽️ናይ ፊፋ ሕፁያት ፕሮፈሽናል ተፃወቲ! 🎯ብሉፃት ትብልዎም 11 ተፃወቲ ምረፁ? ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

አርሰናል ምስ ማንችስተር ዩናይትድ ልካየድ ጨወታ ብኣግኡ ሰሓቢ ኾይኑ'ሎ! 👉 ክሳብ ሐዚ አብልተኻየዱ 13 ግጥማት ፕሪሜሪ ሊግ 🥅 አርሰናል 14 ጎል ተቆፂርዎ 🥅 ዩናይትድ 13 ጎል ተቆፂርዎ 👉 በዝሒ ዘመዝገብዎ ⚽️ አርሰናል 26 ጎል አቁፂሩ ⚽️ ዩናይትድ 17 👉 ፈተነ 🎰 አርሰናል 68 ዕላምኡ ዝሓለወ ፈተነ ገይሩ 🎰 ዩናይትድ 66 👉ቅላዕ ብምዕፃው (Blocked shotes) 🪡 አርሰናል 52 🪡 ዩናይትድ 48 👉ዝተሳኽዐ ቅብብል ኩዕሶ (passing accuracy %) 🎲 አርሰናል 85.13 🎲 ዩናይትድ 85.27 👉ሕሉፍ ግጥም 202 ግዘ ተራኺቦም 🎯 አርሰናል 70 ግዘ ስዒሩ 🎯 ዩናይትድ 85 ግዘ ስዒሩ 🥌 47 ግዘ መዓረ ተፈላልዮም ✍️ አርሰናል ዝሓለፈ 3 ተኸታታሊ ግጥም ስዒሩ እዩ! 4 ግዘ ግን ብታሪክ ስዒርዎ አይፈልጥይ...አርሰናል ታሪክ ክሰርሕ እዩ ዶ ትብሉ ወይስ አብላዕሊ ብልተገለፀ ብዙሕ አፈላላይ ብዘይብሉ ቁፅራዊ መረዳእታ ዩናይትድ መምለሲ ይገብር ትብሉ? ሓሳብኹም አካፍሉና🤗 ሰናይ ዕድል🫡 ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

ሌስተር ነአሰልጣኒአ ስቲቭ ኩበር አሰናቢታ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

ደጋፊ ማሕበር ጋንታ መቐለ 70እንደርታ ምስ TDF ብምትሕብባር ናይ ዝተፀገሙ ዓፂድ ንምክያድን አብ ሓፈሻዊ እቲ ማሕበር አብ ሞሞና ሆቴል ዕላዊ መግለፂ ሂቡ።ነዚ መግለፂ ዝሃቡ አቦ ወንበር ደጋፊ ማሕበር ጋንታ መቐለ 70እንደርታ አይተ ዮዉሃንስ ሓፈሻዊ ስራሕትታት ድሕሪ ምብራህ ካብ ጋዜጠኛታት ዝተልዓለሎም ሕቶታት መብርሂ ሂቦም ካፍቶም ዝተልዓሉ ነጥብታት፦ -ዓፂድ ብዝምልከት እቲ ዓፂድ ዝካየደሉ ዕለት 11ሕዳር ረቡዕ ንጉሆ አብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮዉሃንስ ብምርኻብ ከምዝወፍሩ - ሜዳ ንዝምልከቶ አካል ብቃል ይኹን ብደብዳቤ ሳዕሪ ክንፀፍን ህንፀቱ ክጅመርን ከም ደጋፊ ማሕበር ፅዕንቶታት ነሕድርለና ኢና ዉፅኢቱ አብ ቐፃሊ ዝርአ እዩ። - ማልያ ብዝምልከት ጎፈሬ ላብ መቐለ 200 ኸምኡ ድማ ላብ ድሬዳዋ 200 ናደገፍቲ ዕጥቂ ጥራሕ እዩ ኣቕሪቡ።ብሰለስተ ዲዛይን ይቕረብ ዋላ ተበልና ሓንቲ ዲዛይን ጥራሕ እዩ ልኢኹልና። ስልኪ ተደወልናሉ ውዕሊ ምስ ለእሰረኒ ጋንታ ተለይኾይኑ ምስ ማሕበር ኣየውግዕይ። ክሳብ ሐዚ ብኪሳራ እየ ልሸጦለኹ ልብል መልሲ ሂቡና። እተን 200 ዕጥቂ ደገፍቲ ብ600 ዋጋ ሸይጠ ልባዕለይ እየ ክጥቀም ኢሉ እዩ ሊኡኽልና። ንሕና ግን ኣይተቐበልናዮይ። ኣብ ኣተሓታትማ ባዕሉ ችግር እኒሄዎ እዩ። በዚ መሰረት ካብ ማሕበር ደገፍቲ ክእከብ ልተሓሰበ 5ሚሊዮን ቅርሺ ካብ ዕጥቂ ለ ክነተኣኻኽብ ዕላማ ስለለለና ድሕሪ ሐዚ ናይ ጎፈሬ ዕጥቂ ምቕባል ጠጠው ኣቢልና ኢና።እዚ ክያዶ ልኣመራርሓ ጋንታና ግቡእ ከምለይኾነ ብተደጋጋሚ ነጊርና ኢና። ድሕሪ ሐዚ ካብ ጎፈሬ ልተሰርሐ ዕጥቂ ምቕባል ደው ኣቢልና ምስ ኣብ ከባቢና ልርከቡ ኣማራፂታት ክንርኢ ኣንፈት ኣቕሚጥና ኢና። - ዘይሕጋዉያን ደገፍቲ ብዝምልከት ብሽም ጋንታና ውልቃዊ ጁብኦም ለሕብጡ፣ መነባብሮኦም ልደፍኡ ደገፍቲ ኣለውና። እዚ ኣግባብ የኾነይ። ሰብ ሃፍቲ ናይ ማሕበርና ማሕተም ልዓረፎ ደብዳቤ ተለይበፂሑኩም ብሽም ጋንታና ትገብርዎ ቅርሺ ምሃብ ላባና ከምለይበፅሕ ፈሊጥኹም ደዉ ክተብሉ ንገልፅ። -ናይ ደጋፊ ማሕበር ዓቕሚ ፋይናንስ ብዝምልከት ብሰነ ከም ብሓድሽ ኣመራርሓ እንትንመራረፅ ኣብ ኣካውንት እታ ማሕበር 1,100 ቅርሺ ጥራሕ እዩ ፀኒሑና።ደገፍቲ መታወቅያ ኣስሪሕና ከይንምዝግብ ሕፅረት በጀት ኣለና። እዚ ኣብ ቀፃሊ ፈቲሕና ካብ ብሩር ክሳብ ፕላቲንየም ደረጃ ደገፍቲ ክንምዝግብ ኢና። -ዕላዊ ገፅ ናይ ፌስቡክ ብዝምልከት እቲ ገፅ አብ ኢድ ነበር አቦ ወንበር አታኽልቲ ሃ/ስላሴ ከምዝርከብን ሕጋዊ ደጋፊ ማሕበር እንትጣየሽ ከረክበኩም እየ ዋላኳ ተተብሃለ ክሳብ ኸዚ ናብ ኢድና አይአተወን።ይኹን እምበር አይተ በርሀ ዝተብሃሉ አመራርሓ ግን አድሚን እዮም ስለዚ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ኢድና ምስተመለሰ ክንሰርሐሉ ኢና። - እታ ኣብ ቀይሕ መስቀል ለላ ቢሮ ክንጥቀመላ ብለይምኽኣልና ብጣዕሚ ኢና ንሓዝን። ከም ኣብዝሓ ደጋፊ እታ ቤት ፅሕፈት ናይ ጋንታና እዩ መሲሉና ነይሩ። ይኹን ግን ልዕሊ 38ሽሕ ቅርሺ ለይተኸፈለ ዕዳ ስለለዋ ትጥቀሙላ ኣይትኽእሉይ ተባሂልና ናብ ልምልከቶ ኢና ላዘርና ቀኒና። ሐዚ 210 ኣባል ጉባኤተኛ ካብ ጁብኡ ኣዋፂኡ እታ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀረባ ክንከፍታ ስራሕቲ ላወዳእና ኢና። ብምባል መግለፂኦም ዛዚሞም። ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

⏳47 ጋንታታት ቐዳማይ ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ሎሚ ብዕሊ ጅሚሩ። 💊ኣብዚ ውድድር ሓሙሽተ ጋንታታት ትግራይ ዝሳተፋ ኾይነን፤ ካብኣተን እተን ኣርባዕተ ጋንታታት ሎሚ ፈላማይ ፀወተአን ኣካይደን። ብመስረት እዙይ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ከምዝስዕብ ይመስሉ። ኣብ ምድብ ሓደ ከተማ ፈራውን 🆚 ስራሕቲ ማይ ትግራይ 1 1 ኣብ ምድብ ኽልተ ኣረካ ከተማ 🆚 ከተማ ሓውዜን 2 1 ፖሊስ ዋልታ ትግራይ 🆚 ኣቃቂ ቃሊቲ 1 1 ፅባሕ ሰንበት ኣብ ምድብ ሓደ ራያ ዓዘቦ 🆚 ይርጋጨፌ ቡና ⏰ ረፍዲ ስዓት 3:00 @ዮናስ ፍቓዱ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

ሰናይ ተግባር ኔቨን ሰቦትች👏🙏 ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ቦርሺያ ዶርትሙንድ Neven Subotic ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ (ገራርሳ) ብ11 ሚልዮን ብር ዘህነፆ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ሎሚ ከምዝተመረቐ Relief Society of Tigray- REST ማረት ኣፍሊጣ። ከም ፀብፃብ ጋዜጠኛ ደስየ እቲ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ን ሸሞንተ ሽሕ ህዝቢን ንሽዱሽተ ሽሕ እንሰሳን ተረባሕቲ ዝገብር እዩ። Neven Subotic ኣብዚ ሕዚ እዋን Well Fair Foundation ዝብል ትካል ገባሪ ሰናይ ኣጣይሹ ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምግባር ኣብ ምንጣፍ ይርከብ። ብማሕበር ረዲኤት ትግራይ አቢሎም ካብዝመፁ ድጋፋት ሓደ ዝኾነ Well Fair Foundation አብቲ ፀልማት ናይ ኩናት ግዘ ኮነ ሐዚ ንህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ድጋፋት አብዝተቋረፅሉ,ኔቨን ሰቦትች ግን ድጋፋ ከየቋረፀ ቀፂልሉ እዩ,ንምረቃ እውን አብቂዕሎ::🙏 ሐዚ እውን አብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ስራሕቱ ክቅፅል እዩ:: ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

ኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም ሓድሽ ኣሰልጣኒ ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኮይኑ። እታ ጋንታ ኣብ ዘካየደቶም ተኸታተልቲ 8 ግጥማት ዋላ ሓደ ነጥቢ ኣይረኸበትን። በዚ ምኽንያት ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ንዝነበረ ኣሰልጣኒ ኣሸናፊ በቀለ ብምብራር ንፀጋይ ኪዳነማርያም ሓድሽ ኣሰልጣኒ ናይታ ጋንታ ገይራ ሾይማ። ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

#ዉዕሎ_ደገፍቲ_ኣርሰናል_ትግራይ ኣብ ዓፂድ! __ ልቐፀለ ዓፂድ ሓገዝ ገባር(ሓረስታይ)ትግራይና ሎሚ ዕለት 02-03-2017 ዓ/ም❤ሓጋዚ ልስኣኑ ስድራ ስዋኣት ግራት ሙሉኡ ዓፂድ ብምዕፃድ መርሃ ግብሮም ዛዚሞም። ኣብዚ ዓፂድ ካብ ደገፍቲ አርሰናል አብ ትግራይ ብተወሳኺ ደገፍቲ ኣርሰናል ደገፍቲ ማንችስተር ዩናይትድን ሲቲን ተገንዮም ዓፂድ አካይዶም። ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና

ደገፍቲ ጋንታ ማንችስተር ዩናይትድ ትግራይ ድሕሪ ፅንተታዊ ኩናት ምስ ኻልኦት ደገፍቲ ጋንታታት ብምዃን ዝተፈላለዩ ስራሕትታት እናሰርሑ ዝርከቡ እንትኾኑ ናይዚ መቐፀልቲ ሎመዓንቲ ናይ ደገፍቲ ምፍላጥን ዝተሰርሑ ስራሕትታት ዕላዊ ንምግባር አብ ዘሳለጥዎ መድረኽ ተሓቢሩ።አብ መላእ ትግራይ ጨንፈራት ብምኽፋት አብ ዝተፈላለዩ ናይ ማሕበረሰባዊ ፀገማት አብ ምፍታሕ ከምዝነጥፉ እዉን ብተወሳኺ ተገሊፁ።አፍቲ ምድላዉ ን ጎል-ስፖርትና ብምምስጋን ቐፀልቲ ስራሕታቶም ንአብነት ከም ዓፂድ፤ፅሬት ከተማን ኻልኦትን ንምስራሕ ትልሚ ከምዘለዎም ገሊፆም። ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና