GoalSport ጎል ስፖርት
Open in Telegram
Goal Sport is a sport program that is produced by the renowned journalist,producer,TV host and analyst of Sport talk Show Emebiet H/mariam. Goal Sport renowned for its Tigrigna Sport Programs which is loved by the Tigrigna listeners.
Show more252
Subscribers
No data24 hours
-17 days
+630 days
Posts Archive
ደረጃ ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ🕹
ቸልሲ ናፅዋዕ ተናሓናሒ እዩ ዶ ትብሉ?
ማሬስካ ዝሰርሖ ጋንታ ከመይ ሪኢኽምዎ? ሓሳብ ሃብሉ
ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ!
ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏
Telegram
https://t.me/GoalSportwithemebiet
Facebook
https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD
Tiktok
https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1
Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏
Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
ኹሉ ዓይኑ አብ ሊቨርፑል እዩ 😂😂

ኽእለት👏

ብባየርን ዘይተረትዐ ዣቢ👏
ባየርን ካብ ፅዋዕ ጀርመን ውድድር ወፃኢ ኾይኑ አሎ!
✅ Bayern 0-1 Leverkusen
🤝 Bayern 1-1 Leverkusen
✅ Leverkusen 3-0 Bayern
🤝 Bayern 2-2 Leverksuen
✅ Leverkusen 2-1 Bayern
አብ ጀርመን ክንዲ ዣቢ ብበዝሒ ንሙኒኽ ዝገጠመ የለን, አይተስዓረን ድማ🎯
ብዝተሓተ በጀት ብመናእሰይ ተፃወቲ ሌቨርኩሰን ብዣቢ ታሪክ እናሰረሐ እዩ👏👏
ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ!
ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏
Telegram
https://t.me/GoalSportwithemebiet
Facebook
https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD
Tiktok
https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1
Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏
Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
ሎሚ ምሸት ሰዓት 5:15 ዝካየድ ግጥም አርሰናል ምስ ዩናይትድ, ብደገፍቲ ዘሎ ሃንቀውታን ውርርድን ፍሽኽ ዘብል, ናብ ሕሉፍ ግዘ ንሕንሕ ኽልቲኦም ደገፍቲ ምልስ ዘብል እዩ😃
አርቴታ እዚ ፀወታ አመልኪቱ ጋብርኤል,ካልፍዮሪ,ፓርቴይ,ሜሬኖ ንፀወታ ድልዋት ኢና ዋላ ተበሉ ናፊትነስ ኹነታቶም ክርኢ እየ ኢሉ'ሎ::
ብወገን ዩናይትድ ፈርናንዴዝ ናብ ሜዳ ክምለስ እዩ!
ኮቢ ሜኑን ማርቲኔዝን ብቅፅዓት አይካተቱን, ዮሮ ድማ ድሕሪ ሓሙሽተ ወርሒ ናብ ሜዳ ክምለስ እዩ::
⚽ ዩናይትድ ኣብ ኤምሬትስ ካብ 9 ፀወታ አብ ሸውዓቲኡ ተረቲዖም እዮም::
⚽ አርሰናል ዝሓለፉ ተኸታታሊ 3 ፀወታ ረቲዖም እዮም,ደገፍቲ አርሰናል ሎሚ ምሸት ተኸታታሊ አርባዕተ ብምግባር ታሪክ ክንሰርሕ ኢና እናበሉ እዮም::
እቲ ፀወታ ተዘናግዕሉ✌
ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ!
ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏
Telegram
https://t.me/GoalSportwithemebiet
Facebook
https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD
Tiktok
https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1
Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏
Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
ጨወታ አርሰናል ምስ ማንችስተር ዩናይትድ ትኹረት ምርካቡ ቐፂልሉ አሎ።ብዙሓት ግምታቶም እናቕመጡ እዮም ካብአቶም ድማ እዚ ምስሊ እዚ ተጋበዙልና።
ንስኻቱም እዉን ግምታትኹም አቐምጡልና🙏🙏
ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ!
ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏
Telegram
https://t.me/GoalSportwithemebiet
Facebook
https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD
Tiktok
https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1
Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏
Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
ማንችሰተር ሲቲ ክሳብ ሐዚ ዓወት አየመዝገበን,ዩናይትድ ግን 3 አሰልጠንቲ ቀይሩ አሎ 🥱
ሲቲ ዝተፀገመሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ትብሉ?
1, ኽሲ 115 ዘምፀኦ ፅዕንቶ
2, ጉድኣት ተፃወቲ ብፍላይ ሮድሪ
3, ቅዋም ምውራድ ተፃወቲ
4, ንዓወት ሽውሃት ምጥፋእ
ምላሽኩም ብቁፅሪ አቀምጡልና 🙏
ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ!
ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏
Telegram
https://t.me/GoalSportwithemebiet
Facebook
https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD
Tiktok
https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1
Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏
Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
ንዝፀልኡኻ ክተዘኻኽሮም ተለኻ😄

ሓለቓ ጋንታ ክርስቲያል ፓላስ ማርክ ጉሂ ንግብረ ሶደማዊያን ድጋፍ አብ ዝተዳለወ ናሓለቓነት አርምባንድ I Love Jesus ኢሉ ብፅሓፉ ቕፅዓት ከምዝፅበዮ ተሓቢሩ።ኹሎም ሓለቓ ጋንታታት ናይ የግብረሰዶማውያን አርማ ክገብሩ ብዝወፀ መምርሒ ምክንያት አብ አርምባንዱ "ኢየሱስን ይፈትየካ እየ" ኢሉ ፅሒፉ እዩ።ብዚ ምኽንያት ድማ ሀይማኖት ን ፖለቲካዊ መልዕክትን አይከአልን ብዝብል ቕፅዓት ከምዝፅበዮ ተገሊፁ።