en
Feedback
Idealife SC

Idealife SC

Open in Telegram
559
Subscribers
-124 hours
-37 days
-930 days
Posts Archive
ሰላም ብሉጻት! ❤️ ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ፣ 5 ልምድታት ብሕቡእ ኣእምሮና ዘዕንዉ ዘለዉ ክንርኢ ኢና። 🧠 “ገለ ካብዞም ኣብዛ ቪድዮ ዘለዉ ልምድታት፣ ንስኻ'ውን ብዘይፍልጥ መዓልታዊ ትገብሮም ከይትህሉ፣ ነብስኻ ፈትሽ!”👀 ነዛ ቪድዮ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ብምክትታል፣ እዞም ልምድታት ኣብ ኣእምሮናን ዕለታዊ ህይወትናን እንታይ ዓይነት ጽልዋ ከም ዘለዎምን ብኸመይ ክንቕይሮም ከም እንኽእልን ብዝግባእ ኣብዛ ቪድዮ ክንርኢ ኢና። 🔥 👇 ሊንክ ኣብዚ ኣሎ፦ https://youtu.be/2YwzPQI4K1k ሰናይ ግዜ! ❤️

ሰላም ብሉጻት ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ድማ "ንነብስኻ ኣይተታልላ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብዝግባእ ነብስና እንፍትሸላ ቪድዮ ኣቕሪብናልኩም ኣለና። FULL TRAINING ኣብዚ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 https://youtu.be/6wXFjauA8zc ሰናይ ምክትታል

🚨 ናይ መወዳእታ ዕድል፡ ምዝገባ ሎሚ ምሸት ይዕጾ! ናብቲ ን6 ሰሙን ዝጸንሕ ንመበል 18 ዙር ዝካየድ "ሱር በተኻዊ ለውጢ ንኹለንትናዊ ዕብየት" ናይ ONLINE ስልጠና ንምስታፍ ናይ መወዳእታ ጻው
🚨 ናይ መወዳእታ ዕድል፡ ምዝገባ ሎሚ ምሸት ይዕጾ! ናብቲ ን6 ሰሙን ዝጸንሕ ንመበል 18 ዙር ዝካየድ "ሱር በተኻዊ ለውጢ ንኹለንትናዊ ዕብየት" ናይ ONLINE ስልጠና ንምስታፍ ናይ መወዳእታ ጻውዒት! ሎሚ ብሱር ብተኻዊ ለውጢ ናብ ኩለንትናዊ ዕብየት እትስጕመሉ ናይ መወዳእታ መዓልቲ እዩ፣ ይጽንሓለይ ዝብል ናይ ምውላው ስምዒት ንዕብየትካ ክዓግቶ ኣይተፍቅደሉ! ድሕሪ 6 ሰሙን ግዜ ንባዕሉ ክብል ክሓልፍ'ዩ፣ ንስኻ ግን ኣብቲ ዘለኻዮ ቦታ ወይ ትጸንሖ ወይ ድማ ኣብዚ 6 ሰሙን ኣብ ህይወትካ ሱር-በተኻዊ ለውጢ ኣምጺእካ ካብ ሕሉፍካ ብምልቓቕ ሓድሽ ሰብ ኮይንካ ትጸንሖ፣ እቲ ምርጫ ናትካ'ዩ። ⏳ ምዝገባ ዝዕጸወሉ ግዜ : ሎሚ ምሸት ሰዓት 9:00 PM (East Africa time) 📲 ናብ +251935066570 በዚ ብ telegram ብምድዋል ሕጂ ቦታኹም ኣውሕሱ ኣብ ገዛእ ርእስኻን ኣብ መጻኢኻን ንምውፋር ሎሚ ወስን፣ ኣብቲ 6 ሰሙን ናይ ዓወት ጉዕዞ የራኽበና!

ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ 18 ዙር Orientation ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብዚ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Success Coach is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic: ORIENTATION (Batch 18) Time: Jul 26, 2026 09:00 PM Nairobi Join Zoom Meeting https://us06web.zoom.us/j/87485542300?pwd=BhHj49KEMfgl0nvFC9anuoVyY6CNCy.1 Meeting ID: 874 8554 2300 Passcode: 871417

ሎሚ ሓሙስ ዝነበረና ግዜ ኣዝዩ ብሉጽ ነይሩ፣ ንኹላትኩም ሎሚ ዝተሳተፍኩም ቤተሰብ Idealife ካብ ብልቢ ነመስግን። ካብ ሕሉፍኩም ብምልቓቕ ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ሕጂ ወስኑ 👇👇👇👇👇👇�
ሎሚ ሓሙስ ዝነበረና ግዜ ኣዝዩ ብሉጽ ነይሩ፣ ንኹላትኩም ሎሚ ዝተሳተፍኩም ቤተሰብ Idealife ካብ ብልቢ ነመስግን። ካብ ሕሉፍኩም ብምልቓቕ ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ሕጂ ወስኑ 👇👇👇👇👇👇👇 ✨️ንሱር በተኻዊ ለውጢ ተዳሊኹም ኣለኹም'ዶ? ንመበል 18 ዙር ዝካየድ ሱር በተኻዉ ለውጢ ንኹለንትናዊ ዕብየት ናይ 6 ሰሙን ስልጠና ረቡዕ ዕለት 29 ክጅምር'ዩ። ኣብዚ ስልጠና ንምምዝጋብን ንዝያዳ ሓበሬታን ናብ +251935066570 በዚ ብ telegram ደውሉልና። ⏰️ ሕጂ ወስኑ!

ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Success Coach i
ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Success Coach is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic: ምስጢር ዘላቒ ለውጢ Time: Jul 23, 2026 09:00 PM Nairobi Join Zoom Meeting https://us06web.zoom.us/j/84019634470?pwd=aJAyuW1esY1Tb1guZx7I8grLnAtuJ1.1 Meeting ID: 840 1963 4470 Passcode: 872908

ሰላም ብሉጻት ናይ 17 ዙር መመረቕታ ጀሚሩ'ሎ፣ ኣብዚ ናይ መመረቕታ ግዜ ድማ ንኹላትኩም ብኽብረት ንዕመኩም፣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Succ
ሰላም ብሉጻት ናይ 17 ዙር መመረቕታ ጀሚሩ'ሎ፣ ኣብዚ ናይ መመረቕታ ግዜ ድማ ንኹላትኩም ብኽብረት ንዕመኩም፣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Success Coach is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic: Graduation (17th batch) Time: Jul 22, 2026 08:45 PM Nairobi Join Zoom Meeting https://us06web.zoom.us/j/81043344400?pwd=TaVqhSokVOa9iA2dcO9STze5aaqW2a.1 Meeting ID: 810 4334 4400 Passcode: 502472

ዕድመ! ሰላም ብሉጻት ቤተሰብ idealife ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ሎሚ ረቡዕ ናይ 17 ዙር ተማሃሮ idealife መመረቕታ ክህልወና'ዩ፣ ኣብዚ ንመበል 17 ዙር ዝተኻየድ ናይ Online ስ
ዕድመ! ሰላም ብሉጻት ቤተሰብ idealife ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ሎሚ ረቡዕ ናይ 17 ዙር ተማሃሮ idealife መመረቕታ ክህልወና'ዩ፣ ኣብዚ ንመበል 17 ዙር ዝተኻየድ ናይ Online ስልጠና ዝነበርና ናይ ዓወት ጉዕዞ ምሳና ሓቢርኩም ንኽትጽምብልዎ ንዕድመኩም። ሊንክ ሰዓት 9:00 PM ብኣቆጻጽራ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ኮነ ኣብዚ group ክንሰደልኩም ኢና፣ ዕድሜና ኣኽቢርኩም ነዚ ጽንብል ስለ ተድምቑልና ኣቐዲምና ነመስግን። ኣኽበርትኹም፦ Idealife team

ሰላም ብሉጻት ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ድማ ምስ ካብ ሕማቅ ወልፍታት ብምግልጋል ካብ ጸላም ናብ ብርሃን ህይወቱ ዝቐየረ ብሉጽ መንእሰይ ኣሕመድ ሓወና ክኸውን'ዩ። ህይወትኩም ንምቕያር ዘኽእለኩም ውሳነ ንኽትውስኑ ዝሕግዘኩም ቪድዮ'ዩ፣ ናብ ኩሉ ደላዪ ለውጢ ንኽባጻሕ ሓደራ SHARE SHARE SHARE ንግበሮ፣ ሰናይ ምክትታል 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 https://youtu.be/lOku1sfZxAU

📌ለውጢ ንምንታይ'ዩ ከቢድና? ሰላም ብሉጻት ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ድማ ንምንታይ ለውጢ ከም ዝኸበደናን ዘላቒ ዝኾነ ለውጢ ንኸነምጽእ'ከ እንታይ ክንገር ከም ዘለናን ንዝብል ብሰፊሑ ክንርእዮ ኢና፣ ሰናይ ምክትታል ብሉጻት። 👇👇👇👇👇👇👇 https://youtu.be/Uj0OPoJlzG0

ተባዕ ኩን! መቸም ንመብዛሕትና ካብ ዘሸግረና ነገር፡ ከይብሉኒ ምባል'ዩ። ኣብ ናይ ሎሚ ቪድይ ድማ ብኸመይ ንከይብሉኒ ዝብል ኣተሓሳስባ ደው ኣቢልና ብትብዓት ነብስና መሲልና ክንከይድ ከም ዘለና ክንርኢ ኢና፣ Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ፣ እዚ ቪድዮ ናብ ብዙሕ ደላይ ለውጢ ክባጻሕ ድማ SHARE SHARE SHARE ንበሎ ብሉጻት። ሰናይ ግዜ ብሉጻት! 👇👇👇👇👇👇👇 https://youtu.be/2zYhZOQu7oU

💪 ናይ 2 ወርሒ Challenge ሰላም ብሉጻት ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ድማ ትኹረትና ብምሕላው ኣብ ገዛእ ርእስና ንምስራሕ ናይ 2 ወርሒ challenge ክህልወና'ዩ፣ ኣብዚ challenge ብዛግባእ ብምስታፍ ድማ ነብስኹም ንኸተዕብዩን ሓቢርና ነዚ Challenge ንኽንወስዶን ጀባእ ንብለኩም፣ ሰናይ ናይ ለውጢ ግዜ! 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 https://youtu.be/0MBc_PYGBws

በይንኻ ምዃን ሓይሊ'ዶ ጽምዋ? ሓዳሽ ቪድዮ ኣብ YouTube ሰዲድናልኩም ኣለና ፣ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘለና ናጻ ስልጠና ክሳብ ንራኸብ ምስዛ ቪድዮ ክገድፈኩም SHARE SHARE SHARE SHARE 👇
በይንኻ ምዃን ሓይሊ'ዶ ጽምዋ? ሓዳሽ ቪድዮ ኣብ YouTube ሰዲድናልኩም ኣለና ፣ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘለና ናጻ ስልጠና ክሳብ ንራኸብ ምስዛ ቪድዮ ክገድፈኩም SHARE SHARE SHARE SHARE 👇👇👇👇👇👇👇👇👇 https://youtu.be/X8gsxM35L48

ናይ ልብኻ ደኣ እምበር ናይ ኣፍካ ጸሎት ኣይኮነን ዝምለሰልካ፣ ናይ ልቢ ጸሎት ድማ ኣብ ተግባር'ዩ ዝርአ፣ ከምዚ ክገብር'የ ምባል ገዲፍካ፣ ነቲ ክትገብሮ ትሓስብ ዘለኻ ነገር ከተተግብሮ ጀምር።
ናይ ልብኻ ደኣ እምበር ናይ ኣፍካ ጸሎት ኣይኮነን ዝምለሰልካ፣ ናይ ልቢ ጸሎት ድማ ኣብ ተግባር'ዩ ዝርአ፣ ከምዚ ክገብር'የ ምባል ገዲፍካ፣ ነቲ ክትገብሮ ትሓስብ ዘለኻ ነገር ከተተግብሮ ጀምር።

ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Success Coa
ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ጀሚሩ'ሎ፣ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife Success Coach is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic: ኣታዊታትካ ብኸመይ ተዕቢ? Time: Jul 2, 2026 09:00 PM Nairobi Join Zoom Meeting https://us06web.zoom.us/j/86744902479?pwd=TRjCIHs9ksJv2Bau6BSP0tAuaShynF.1 Meeting ID: 867 4490 2479 Passcode: 136515

📌 ሎሚ ሓሙስ'ውን ከም ወትሩ 💡*ኣርእስቲ፦ ኣታዊታትካ ብኸመይ ተዕቢ?* ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ሎሚ'ውን ክቕጽል'ዩ፣ ኣብዚ ብናጻ ሞባይልኩም ጥራይ ብምጥቃም ኣእምሮኹም እትምግብሉ ናጻ ናይ
📌 ሎሚ ሓሙስ'ውን ከም ወትሩ 💡*ኣርእስቲ፦ ኣታዊታትካ ብኸመይ ተዕቢ?* ናይ ወትሩ ሓሙስ ናጻ ስልጠና ሎሚ'ውን ክቕጽል'ዩ፣ ኣብዚ ብናጻ ሞባይልኩም ጥራይ ብምጥቃም ኣእምሮኹም እትምግብሉ ናጻ ናይ Online ስልጠና ንምስታፍ ከም ወትሩ ሊንክ ኣብዚ ክንሰደልኩም ኢና። ⏱️ሰዓት፦ 9:00 PM ብኣቆጻጽራ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ 📍ቦታ፦ ብ zoom ኣብ ዘለኹሞ ሞባይልኩም ጥራይ ብምጥቃም 📌መእተዊ፦ ናጻ link ኣብ ሰዓቱ ኣብዚ ግሩፕ ክንሰደልኩም ኢና። ናብ ኩሉ ደላይ ለውጢ ንኽባጻሕ ሓደራ SHARE SHARE SHARE SHARE ንበሎ ⏰️ ኣላርምኹን መሊእኩም ብንቕሓት ተጸበዩና

📌 8 መዓልታት ተሪፍዎ ንመበል 17 ዙር ዝካየድ ሱር በተኻዊ ለውጢ ንኹለንተናዊ ዕብየት ናይ ONLINE ስልጠና ሰንበት ዕለት 31/05 ክጅምር'ዩ፣ ኣብዚ ንተኸታተልቲ 2 ኣዋርሕ ዝካየድ ናይ ONL
📌 8 መዓልታት ተሪፍዎ ንመበል 17 ዙር ዝካየድ ሱር በተኻዊ ለውጢ ንኹለንተናዊ ዕብየት ናይ ONLINE ስልጠና ሰንበት ዕለት 31/05 ክጅምር'ዩ፣ ኣብዚ ንተኸታተልቲ 2 ኣዋርሕ ዝካየድ ናይ ONLINE ስልጠና ንምምዝጋብን ንዝያዳ ሓበሬታን ናብ +251935066570 በዚ ብ telegram ደውሉልና

ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ክላስ ጀሚሩ'ሎ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife SC is inviting you to a scheduled
ሰላም ብሉጻት ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ፣ ክላስ ጀሚሩ'ሎ ሊንክ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇 khaled Idealife SC is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic: Orientation (Batch 17) Time: May 21, 2026 09:00 PM Nairobi Join Zoom Meeting https://us06web.zoom.us/j/83685569837?pwd=ipTyflEi6bBK9n90SaWw7hzlKEhLTP.1 Meeting ID: 836 8556 9837 Passcode: 556427

🔴 ንሎሚ ሓሙስ ሎሚ ሓሙስ ዕለት 21/05/26 ንመበል 17 ዙር ናይ ዝካየድ ሱር በተኻዉ ለውጢ ንኹለንትናዊ ዕብየት ናይ Online ስልጠና ሓፈሻዊ መብርሂ (Orientation) ክህልወና'ዩ፣ እዚ
🔴 ንሎሚ ሓሙስ ሎሚ ሓሙስ ዕለት 21/05/26 ንመበል 17 ዙር ናይ ዝካየድ ሱር በተኻዉ ለውጢ ንኹለንትናዊ ዕብየት ናይ Online ስልጠና ሓፈሻዊ መብርሂ (Orientation) ክህልወና'ዩ፣ እዚ ንተኸታተልቲ ክልተ ኣዋርሕ ዝካይድ ስልጠና ከመይ ከም ዝመስልን ኣብዚ ስልጠና እንቐስሞም ጥበባት ህይወትን ብሰፊሑ ሎሚ ክንዝቲ ኢና። ⏱️ሰዓት፦ 9:00 PM ብኣቆጻጽራ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ 📍ቦታ፦ ኣብ ዘለኹሞ ሞባይልኩም ጥራይ ብምጥቃም ብ Online zoom ሊንክ ከም ወትሩ ኣብ ሰዓቱ ኣብዚ ግሩፕ ክንሰደልኩም ኢና Stay tuned!