en
Feedback
Interesting Facts 💡

Interesting Facts 💡

Open in Telegram

This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned! Creator @Kaleab_kibrom 📨

Show more
The country is not specifiedThe category is not specified
1 461
Subscribers
No data24 hours
No data7 days
No data30 days
Posts Archive
✨ኣነቃቃሒ ትግርኛ ቃላት ፎቶታት ታሪካት🦅 ✨ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ብ PDF📚 ✨ህይወት ታሪክ ዕዉታት ሰባት🏆 ✨ናይ ስነ ልቦና ምክርታት📌📌 ✨ጎበዝ ተዛራቢ ትኮን💛❤️ ✨ብከመይ Confidenc
✨ኣነቃቃሒ ትግርኛ ቃላት ፎቶታት ታሪካት🦅 ✨ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ብ PDF📚 ✨ህይወት ታሪክ ዕዉታት ሰባት🏆 ✨ናይ ስነ ልቦና ምክርታት📌📌 ✨ጎበዝ ተዛራቢ ትኮን💛❤️ ✨ብከመይ Confidence ተዕቢ💪 ካልኦት ዝተፈላለዩ ጠቀምቲ ነገራት ትረክብሉ ናይ ትግርኛ ቻናልኩም እዩ ይተሓወሱና ክጠቅመኩም እዩ፡፡ 👇👇👇👇👇👇👇 @NayAwetMengedi🦋✨ @NayAwetMengedi✨🦋 @NayAwetMengedi✨🦋

ናይ 62ዓመት ሰበይቲ ምስ 9 ዓመት ህፃን ሰብኣያ😂። ✅ @interstingfactstk 〽️62ዓመት ዝገበረት ሄለን ሻንቡንጉ ናይ 9 ዓመት ህፃን ክትምርዖ ኽኢላ እያ። 〽️እዚ ከይኣኽላ ድማ ን ተዓ
ናይ 62ዓመት ሰበይቲ ምስ 9 ዓመት ህፃን ሰብኣያ😂። ✅ @interstingfactstk 〽️62ዓመት ዝገበረት ሄለን ሻንቡንጉ ናይ 9 ዓመት ህፃን ክትምርዖ ኽኢላ እያ። 〽️እዚ ከይኣኽላ ድማ ን ተዓደምታ  ኸምዚ ዝስዕብ በለቶም "ፍቕሪ ናይ ዕድመ ገደብ ኣይብሉን ንዓየ ዝፀርፉ ሰባት ሓቀኛ ፍቕሪ ኣጋጢምዎም ስለዘይፈልጥ እዩ"🤭 〽️እስኹም ኸ እንታይ ይመስለኩም? 〽️ድሕሪ እዚ መርዓ ዝህልዮም ናብራ ሓሲብኩሞ ዲኹም🤭🤭😂 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ@interstingfactstk

〽️ናይ ሰበይቱ ጭቕጭቕ ምስ በዘሖ ባንኪ ዝዘረፈ ሰብኣይ😂 ✅ @interstingfactstk 〽️lawerence ripple ይበሃል እዚ ሰብ እዚ ሓደ መዓልቲ ናብ ባንኪ ብምኻድ ይዘርፍ እሞ ፖሊሳት
〽️ናይ ሰበይቱ ጭቕጭቕ ምስ በዘሖ ባንኪ ዝዘረፈ ሰብኣይ😂 ✅ @interstingfactstk 〽️lawerence ripple ይበሃል እዚ ሰብ እዚ ሓደ መዓልቲ ናብ ባንኪ ብምኻድ ይዘርፍ እሞ ፖሊሳት እስካብ ዝመፁ ኮፍ ኢሉ ይፅበዮም። 〽️በዚ ዝተገረሙ ፖሊሳት ድማ ንምንታይ ኸምኡ ከምዝገበረ እንትጥይቕዎ ካብ ናይ ሰበይተይ ጭቕጭቅ እስርቤት ይሕሸኒ ብምባል ነዚ ተግባር ምፍፃሙ ነገሮም። 〽️ በዚ ዝተገረመ ፍርድቤት ድማ ን 6 ወርሒ ኣብ ገዛ ውሽጢ ምስ ሰበይቱ ንከሕልፎ ወሲንሉ። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ። @interstingfactstk

ካብ ዓለምና እቲ ብዕድመ ዝነኣሰ ቐታሊ ሰብ 😱 ✅ @interstingfactstk 〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትሪእዎ ዘለኹም ቖልዓ amarjeet sada ዝበሃል እንትኸውን ካብ ዓለምና እቲ ብዕድመ ዝነኣሰ
ካብ ዓለምና እቲ ብዕድመ ዝነኣሰ ቐታሊ ሰብ 😱@interstingfactstk 〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትሪእዎ ዘለኹም ቖልዓ amarjeet sada ዝበሃል እንትኸውን ካብ ዓለምና እቲ ብዕድመ ዝነኣሰ ቐታሊ ሰብ እዩ። 〽️ናይ መጀመርያ ሰብ ምቕታል ስርሑ ዝጀመሮ ብ 7 ዓመቱ ናይ ኣኩኡ ወዲ ብምቕታል እንትኸውን ብምቕፃል ድማ ን ገዛእ ሓፍቱን ንናይ ጎሮቤት ቐልዓን ክቐትል ኽኢሉ እዩ። 〽️ብ 8 ዓመቱ ብ ፖሊስ ተታሒዙ ንምንታይ ከምዝቐተለ እንትጥየቕ ኹርዕ ብምባል ዝመለሶ መልሲ ሰሓቕ ብቻ ነይሩ። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ። @interstingfactstk

✅ @interstingfactstk 〽️ዶ/ር barry marshal "h.pylori" ዝበሃል bacteria ናይ ጨጎራ ቑስለት ከምዘስዕብ ብ ፅንዓት ዋላ እንተረጋገፀ ግን bacteria ኣብ ጨጎራ ሕማም
@interstingfactstk 〽️ዶ/ር barry marshal "h.pylori" ዝበሃል bacteria ናይ ጨጎራ ቑስለት ከምዘስዕብ ብ ፅንዓት ዋላ እንተረጋገፀ ግን  bacteria ኣብ ጨጎራ ሕማም ናይ ምስዓብ ዓቕሚ የብሉን ተባሂሉ ስለ ዝእመን ተቐባልነት ኣይረኸበን ነይሩ። 〽️ዶ/ር barry ግን ተስፋ ኣይቖረፀን። ነገር ግን እዚ ፅንሲ ሓሳብ ኣብ ሰባት ሙከራ ምግባር ዝተኸልኸለ ብሙዃኑ ነቲ bacteria ባዕሉ ብምስታይ ኣብ መዓልትታት ናይ ጨጎሩኡ ምቑሳል ከርኢ ኽኢሉ እዩ። 〽️ ካብ ኹሉ ዝገርም ነገር ግን ነቲ ባዕሉ ዝፈጠሮ ቑስሉ ብ Anti biotic ኣቢሉ ምሕካሙ እዩ። 〽️በዚ ተግባሩ እዚ ድማ ናይ nobel prize ተሸላሚ ክኾን ኽኢሉ እዩ።👏 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ። @interstingfactstk

✅ @interstingfactstk 〽️nick vujicik ኣብ 1982 ዓ.ም ኣብ ኣውስትራልያ ተውሊዱ። ኣብዚ ምስሊ ከም እትሪእዎ ብዘይ ኢድን እግርን እዩ ተወሊዱ። 〽️ ክውልድ ተሎ ኣዲኡ ኣይሓቕፎን
@interstingfactstk 〽️nick vujicik ኣብ 1982 ዓ.ም ኣብ ኣውስትራልያ ተውሊዱ። ኣብዚ ምስሊ ከም እትሪእዎ ብዘይ ኢድን እግርን እዩ ተወሊዱ። 〽️ ክውልድ ተሎ ኣዲኡ ኣይሓቕፎን ክሪኦውን ኣይደልን ኢላ ነይራ ነገር ግን ናይ ኣዶ ኸብዲ ስለዘየጨክን ፀኒሓ ናይ ፈጣሪ ፍቓድ እዩ ኢላ ተቐበለቶ። 〽️ ኣብ ቤት ትምህርትን ኣብ ከባቢኡን ብዝበፅሖ ዝነበረ ጥቕዓት ንባዕሉ ንምጥፋእ ሞኪሩ ነይሩ። 〽️ ኣብዚ ሐዚ ግዜ Nick ኣብ ዓለም ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ motivational speakers እቲ ቐንዲ እዩ። 10 ዝኾኑ መፅሓፍቲ ድማ ፂሒፉ እዩ። 〽️ዝተሳኸዐ ናይ ሂወት ናብራ ዝነብር ዘሎ ናይ 4 ቖልዑት ኣቦ እዩ። 〽️ ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ። @interstingfactstk

🌿- ርሑስ በዓል ሆሳእና #dear subscribers Wishing you a happy palm day ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ ﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏ 〽️ @int
🌿- ርሑስ በዓል ሆሳእና #dear subscribers Wishing you a happy palm day ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ ﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏﹏ 〽️ @interstingfactstk 〽️

Part 2 @intestingfactstk 〽️ነዚ ኣመልኪቱ ድማ ናይ texas ሎቶሪ ማእኸል እዚ ዓወት Joan ብዕድል ኸምዝረኸበቶ ገሊፁ ነይሩ። 〽️ ነገር ግን ድሕሪኡ nathanial rich ዝተብሃ
Part 2 @intestingfactstk 〽️ነዚ ኣመልኪቱ ድማ ናይ texas ሎቶሪ ማእኸል እዚ ዓወት Joan ብዕድል ኸምዝረኸበቶ ገሊፁ ነይሩ። 〽️ ነገር ግን ድሕሪኡ nathanial rich ዝተብሃለ ሪፖርተር ነዚ ዝፃረር መርትዖ ኣቕረበ. 〽️ንሱ ድማ Joan ናይ Maths Phd ምርቕቲ ከምዝኾነትን ነዚ ናይ ሎቶሪ ኣሰራርሓ ቀመር ብዝገባእ ኣፅኒዓቶን ናበይ ከምዝከፋፈል መርሚራ ናይ 20 million dollar ተዓዋቲት ከምዝኾነት ገሊፁ። 😁 〽️Joan ኣብ ልዕሊ ናይ texas ሎተሪ ዝገበረቶ ነገር ድማ ሕጋዊ ተግባር እዩ።👏👏 ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ @interstingfactstk

〽️ብተኸታታሊ ኣርባዕተ ግዜ ናይ ሎቶሪ ዕደለኛ ዝኾነት ግለሰብ 😱😱። @interstingfactstk 〽️ ዕድል ዶ ወይስ ቀመር ? 〽️እዛ ግለሰብ እዚኣ joan ginther እትበሃል እንትኸውን ኣ
〽️ብተኸታታሊ ኣርባዕተ ግዜ ናይ ሎቶሪ ዕደለኛ ዝኾነት ግለሰብ 😱😱። @interstingfactstk 〽️ ዕድል ዶ ወይስ ቀመር ? 〽️እዛ ግለሰብ እዚኣ joan ginther እትበሃል እንትኸውን ኣርባዕተ ግዜ ናይ texas ሎተሪ ንምእማን ብዝኸብድ ኹነታት ናብ ትሕቲ ቑፅፅራ ኣእትያቶ እያ። 〽️ ኣብ መጀመርታ ናይ 5.4 million dollar ተዓዋቲት እንትኸውን ብጠቕላላ ድማ 20 ሚልዮን ዶላር ኣብ ትሕቲ ኢዳ ኣእትያ እያ። 〽️ኸምዚ ዓይነት ዕድል ኣብ ኣእላፍ ዓመት ሓደ ግዘ ብቻ እዩ ከጋጥም ዝኽእል። 〽️ነዚ እዩ ድማ ናይ Joan ዓወት ዕድል ድዩስ ወይ ቀመር ዝብል ናብ ሕቶ ዝኣተወ🤔። Part 2👇👇 @interstingfactstk

ባለ ሶስት ፎቁ አውሮፕላን😱😱 ከአየር ንብረት የተዋደዱ ቴክኖሎጂዎችን ይጠቀማል የተባለው አውሮፕላን 755 ሰዎችን እንዲያሳፍር ዲዛይን ወጥቶለታል ኦስካር ቪናልስ የተሰኘ የአቪዬሽን ዲዛይነር "የሰ
ባለ ሶስት ፎቁ አውሮፕላን😱😱 ከአየር ንብረት የተዋደዱ ቴክኖሎጂዎችን ይጠቀማል የተባለው አውሮፕላን 755 ሰዎችን እንዲያሳፍር ዲዛይን ወጥቶለታል ኦስካር ቪናልስ የተሰኘ የአቪዬሽን ዲዛይነር "የሰማዩ አሳ ነባሪ" የሚል ቅፅል ስም የተሰጠውን ግዙፍ ባለሶስት ፎቁ (የቱሪስት፣ ቢዝነስ እና ፈርስት ክላስ) አውሮፕላን ካሟላው ነገር በመነሳት "በራሪ ሆቴል" የሚል ስያሜም ተሰጥቶታል። የሃይል ፍጆታውንም ከኤሌክትሪክ፣ ከፀሀይ ሀይል እና ከነዳጅ እንዲያገኝ ነው ዲዛይን የወጣለት። @interstingfactstk

ተወሳኺ ምስሊ ናይ ኣዴታት gangster 😂 (gulabi gang) @interstingfactstk
+1
ተወሳኺ ምስሊ ናይ ኣዴታት gangster 😂 (gulabi gang) @interstingfactstk

ኣዴታት gangster 😱😱 @interstingfactstk እዘን ኣብ ላዕሊ ምስሊ ዘለዋ ኣዴታት "gulabi gang" እናተብሃላ ይፅውዓ። 😂 〽️gulabi gang ብ "sampat pal devi"
ኣዴታት gangster 😱😱 @interstingfactstk እዘን ኣብ ላዕሊ ምስሊ ዘለዋ ኣዴታት "gulabi gang" እናተብሃላ ይፅውዓ። 😂 〽️gulabi gang ብ "sampat pal devi"እትበሃል ኣክቲቪስት ዝተመስረተ እንተኸውን። እዚ ዝተመስረተሉ ምኽንያት ድማ ኣብ ሰሜን ህንዲ ኣብ እትርከብ utar pradesh እትበሃል ክልል ዘለዋ ኣዴታት ኣብ ልዕሊአን ንዘበፅሐን ናይ ደቂተባዕትዮ መሰል ጥሕሰት ምስመረረን ነዚ ንምቁዋም ዝመስረተኦ ንምርኣዩ ብጣዕሚ መስሐቒ gang እዩ። 〽️እዘን እዴታት እዚአን ብደምቢ ዝሰልጠና እንትኾና ዋና መሳርሒአን ድማ በትሪ እዩ። 〽️ እዘን gang እዚአን ደቂተባዕትዮ ኣብ ሎዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዓብዪ ጥሕሰት እናፈፀሙ ተሪአን እክብ ኢለን ብምኻድ በቲ ካብ ኢደን ዘይፍለይ በትሪ ጌረን እግሮም ክሳብ ዝስበሩ ይወቕዖም🤣😂😂። ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ @interstingfactstk

@interstingfactstk 〽️ኣብ ጦርነት ውሽጢ ፈሊጥካ ሙዉት መሲልካ ምውዳቕ ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።😱😱😱 〽️ኣብ ጦርነት ተፋለምቲ ሓይልታት ነቲ ዓውደ ውግእ ንምስዓር ዝፋላለዩ ስልትታት ክ
@interstingfactstk 〽️ኣብ ጦርነት ውሽጢ ፈሊጥካ ሙዉት መሲልካ ምውዳቕ ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።😱😱😱 〽️ኣብ ጦርነት ተፋለምቲ ሓይልታት ነቲ ዓውደ ውግእ ንምስዓር ዝፋላለዩ ስልትታት ክጥቀሙ ንግንዘብ። ኾይኑ ግና ኣብ geneva ብዝወፀ ሕጊ መሰረት ምዉት ብምምሳልን ፀኒሕኻ ተሲእካ ኣብ ልዕሊ ተፋላሚ ሓይሊ ምቱካስ ፈፂሙ ዝተኸልኸለ ገበን እዩ። 〽️መብዛሕቲኡ ግዘ ድማ ወትሃደራት ንኸምዚ ዓይነት ጥቕዓት ንምክልኻል ዝተፈላለዩ ስጉምቲ ክወስዱ ንምልከት.. 〽️ሓደ ሓደ ወትሃደራት ኣብ ልዕሊ ዝወደቐ ሬሳ ንምርግጋፅ እንትትኩሱ 〽️ገለ ገሊኦም ድማ ዓረር ንዘይምውዳእ ካብ ምቱኳስ ይቑጠቡ 〽️ቁፅሮም ዘይናዓቑ ወትሃደራት ድማ ነቲ ሙዉት ኣካል ክብሪ ስለዘለዎም ፈፂሞም ኣይቱኩሱን።👏👏 የትም ያልተሰሙ ኣስገራሚ እውነታዎች ለማግኘት ከታች ያለውን ሊንክ በመንካት የ ቻናላችን ቤተሰብ ይሁኑ ። @interstingfactstk

@interstingfactstk የ ትልቁ ድህረገፅ match.com መስራች gary kremen በጣም እሚያስቀው እና ኣስገራሚው ታሪክ😂😂 🪬በ 1993 gary kremen የኑሮ ደረጃውን ለማሳደግ የ
+2
@interstingfactstk የ ትልቁ ድህረገፅ match.com መስራች gary kremen በጣም እሚያስቀው እና ኣስገራሚው ታሪክ😂😂 🪬በ 1993 gary kremen የኑሮ ደረጃውን ለማሳደግ የመሰረተው match.com የተባለ ድህረ ገፅ ኣላማው ጥንዶችን ለማገናኘት የተነሳ ነው።  እንዳሰበውም gary በጣም በ ኣጭር ግዜ ውስጥ በመላው ኣለም ተቀባይነት ኣግኝቶ ንበር። ታዲያ ኣስገራሚው ነገር የ gary kremen ባለቤት ትታው የሄደቺው ራሱ በሰራው ድህረገፅ ሌላ ወንድ በመተዋወቅ ነበር። 🤣😂😂 ከዚ ይብልጥ የሚያስገርመው ነግር ግን መስራቹ gary ስለተፈጠረው ሁኔታ እንዲህ ነበር የገለፅው.. "በእርግጥ ለማመን እሚከብድ ነው እውነትም ኣዝኛለው ነገር ግን ይሄ እሚያሳየው የሰራሁት ድህረገፅ በትክክል እየሰራ መሆኑን ነው እናም ኣላማዬን መትቻለው👏👏!" @interstingfactstk, join for more

tig facts @interstingfactstk ♻️ብተለምዶ heel እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጫማ ዋላ ኣብዚ ሐዚ ግዜ ደቁ ኣንስትዮ ዝገብርኦ እንተኾነ ን መጀመርያ ግዜ ግና ን ደቂ ተባዕትዮ ተባሂሉ ዝተሰር
tig facts @interstingfactstk ♻️ብተለምዶ heel እናተብሃለ ዝፅዋዕ ጫማ ዋላ ኣብዚ ሐዚ ግዜ ደቁ ኣንስትዮ ዝገብርኦ እንተኾነ ን መጀመርያ ግዜ ግና ን ደቂ ተባዕትዮ ተባሂሉ ዝተሰርሐ እዪ። ♻️heel ጫማ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ 10 ክፍለ ዘመን ኣብ persia ንወትሃደራት ተባሂሉ ዝተሰርሐ ብዓይነቱ ፍለይ ዝበለ ጫማ ነይሩ። ♻️በዚ ሰዓት ንሱ ናይ Persia ወትሃደራት ኣብ ልዕሊ ጭቃ ንምጉያይን ቀስት ብ ዝተመጣጠነ ንምውርዋር ኣዝዩ ይጠቅሞም ነይሩ። ♻️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ናይ ቻናልና ቤተሰብ ይኹኑ 🔆 @interstingfactstk

Did u know that? ♻️Man hires a woman to slap him whenever he uses Facebook 😂 ♻️In 2012, Maneesh Sethi, an Indian-American en
+2
Did u know that? ♻️Man hires a woman to slap him whenever he uses Facebook 😂 ♻️In 2012, Maneesh Sethi, an Indian-American entrepreneur, hired someone to slap him every time he got on Facebook. ♻️He said .“I found I was wasting 19 hours a day, and it made me realize I suck at working by myself so I needed someone who would make me work. ♻️even after he employed that girl he didn't even stop checking Facebook😂, look at the picture 👆👆Sethi about to be smacked by his paid "slapper."😂 ♻️And too many peoples were reacting to Sethi's story including Elon Musk, the world’s richest man! Join for more facts @interstingfactstk

🛑10 interesting facts about u 🛑10 interesting facts about u 🛑10 interesting facts about u 1,you're reading this right now 2,you're realizing that is a stupid fact 4,you didn't notice i skipped three. 5, you're checking now 6,you're smiling 7,you're still reading this even though its stupid 9,you didn't realize i skipped 8 10,you're checking again and smiling about how you fell for it again 11,you're enjoying this 12, you didn't realize there are supposed to be ten facts,😂 Join for more hilarious facts👇👇👇 https://t.me/interstingfactstk

T.me/interstingfactstk 🛑did you know about this weird game ?😱😱😱 ⚡️Send Me to Heaven’ is a mobile game where you compete f
+2
T.me/interstingfactstk 🛑did you know about this weird game ?😱😱😱 ⚡️Send Me to Heaven’ is a mobile game where you compete for the top score by throwing your phone into the air as high as you possibly can. ⚡️The creator says he made it with the hope of destroying as many iphones as possible!😂 but apple banned it from the app store! ⚡️apple banned the game cause of encouraging behavior that could result in damage to the user’s device," ⚡Google Play reviews give it an average rating of 4 stars, but there are many 1-star complaints from angry players who think ‘the app broke their phone.’ T.me/interstingfactstk 👆👆Join for more hilarious facts!

T.me/Interstingfactstk Did you know that? cows hate country music😂 ⭕️ You’d think that cows would vibe with country music, b
+2
T.me/Interstingfactstk Did you know that? cows hate country music😂 ⭕️ You’d think that cows would vibe with country music, but actually it's not like that!   According to research, cows produce 3% less milk when listening to country music. The study was conducted on a Scottish herd of 45 cows, which were made to listen to classical music and country music. With classical music, their milk produce increased, with one particular cow making 1 liter more milk than usual. However, with country music, 44 cows were observed to yield 3% less milk.

Did you know that? The American rapper & producer eminem He thought of the “Slim Shady” character on the toilet!😱😱 The Amer
+2
Did you know that? The American rapper & producer eminem  He thought of the “Slim Shady” character on the toilet!😱😱 The American rapper 🎤Marshall Bruce Mathers better known by his stage name  "eminem" also known as one of the best controversial and best-selling artist of the early 21 st century. 🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧 After being inspired by the failure of his debut album Infinite, Eminem thought of his infamous alter-ego “Slim Shady” while sitting on the toilet.😂😂