en
Feedback
Interesting Facts 💡

Interesting Facts 💡

Open in Telegram

This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned! Creator @Kaleab_kibrom 📨

Show more
The country is not specifiedThe category is not specified
1 461
Subscribers
No data24 hours
No data7 days
No data30 days
Posts Archive
መግለፂ ጊዝያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ🫢 @sebiaenderta

መግለፂ ጊዝያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ🫢 @sebiaenderta

✅ @hakitatalem 〽️ ጥንታዊ ግብፃውያን ናይ ዝሞተ ሰብ ሰውነት ንከይበሳበስ (ንከይበላሾ) 'መሚፌክሽን' ዝበሃል መድሓኒት ኣለዎም ። 〽️እቲ ዝገርም ነገር ድማ በዚ መንገዲ ካብ ዝተገነዙ ሰባ
@hakitatalem 〽️ ጥንታዊ ግብፃውያን ናይ ዝሞተ ሰብ ሰውነት ንከይበሳበስ (ንከይበላሾ) 'መሚፌክሽን' ዝበሃል መድሓኒት ኣለዎም  ። 〽️እቲ ዝገርም ነገር ድማ በዚ መንገዲ ካብ ዝተገነዙ ሰባት ናይ 'ቱታንክሁሙን' ዝተብሃለ ፈርኦን ብልዕቱ ጠጠው ምስበለ እዩ።🙂 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

⚡️🔥 Tigrigna Promotion 🔥⚡️ ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ቻነልና ሎምዓንቲ እቶም ብሉፃት ናይ ትግርኛ ቻነላት ሒዝናልኩም መፂና ኣለና join ብምባል ተሓወሱና:: ⭐️ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ 3.4k subscribers Join now🌕 ⭐️ ብርዒ ትግርኛ 2.8 subscribers Join now 🌕 ⭐️ ትግርኛ meme 2.7k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ኤክስትራ ስፖርት ትግርኛ 2.3k subscribers Join now 🌕 ⭐️ DW info 1.4k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ሓቅታት ዓለም 1.4k subscribers Join now 🌕 ✨Sponsor 👉  Online Marketing&Advertising 🌕   ☺️ Join now ዝብል ብምንካእ ናብዘን ብሉፃት ቻነል ተሓወሱ 🔥

Repost from N/a
Ⓜናቻናል ጥቆማⓂ ━━━━━━━━━━━━━━━ አብ መቐለ ካብ ለለዋ 5 ና ቀልዲ ቻናላት እታ ሓንቲ ክቀላቀሉ ይደልዩዶ ብበዝሒ ሜምበራን ብቀልዳን እትፍለ ቻናል እያ እመኑኒ እታ Join ትብል ብቻ ይንክእዋ ━━━━━━━━━━━━━━━ JOIN JOIN JOIN 👈 ━━━━━━━━━━━━━━━

✅ @hakitatalem 〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትሪእዎ ዘለኹም ገዛ ናይ ሓደ ቤተሰብ ገዛ እንትኸዉን ዝርከበሉ ቦታ ድማ ኣብ ናይ ኔዘርላንድ እና ቤልጂየም ድንበር እዩ። 〽️ በዚ መሰረት ድማ ፍርቁ ገዛ
@hakitatalem 〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትሪእዎ ዘለኹም ገዛ ናይ ሓደ ቤተሰብ ገዛ እንትኸዉን ዝርከበሉ ቦታ ድማ ኣብ ናይ ኔዘርላንድ እና ቤልጂየም ድንበር እዩ። 〽️ በዚ መሰረት ድማ ፍርቁ ገዛ ናይ ኔዘርላንድ እንትኸውን ፍርቁ ድማ ናይ ቤልጅየም እዩ። 〽️ imagine  ቑርሲ ንምብላዕ ኣብ ቤልጅየም ንምድቃስ ኔዘርላንድ🤧 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

🎪 Mekele meme 🎪 ✴️እብዚ ቻናል ዝተመራረፁን እዋናዊን ናትግርኛ ቀልድታት ብምስልን ቪድዮን ትዝናነይሉ ቻናል እዮ ፡፡ ❖ አብ ማንም ለይተሰምዑ ሓደሽ ቀልድታት ❖ amazing quote ❖
🎪 Mekele meme 🎪 ✴️እብዚ ቻናል ዝተመራረፁን እዋናዊን ናትግርኛ ቀልድታት ብምስልን ቪድዮን ትዝናነይሉ ቻናል እዮ ፡፡ ❖ አብ ማንም ለይተሰምዑ ሓደሽ ቀልድታት ❖ amazing quote ❖ yo mama

🎪 Mekele meme 🎪 ✴️እብዚ ቻናል ዝተመራረፁን እዋናዊን ናትግርኛ ቀልድታት ብምስልን ቪድዮን ትዝናነይሉ ቻናል እዮ ፡፡ ❖ አብ ማንም ለይተሰምዑ ሓደሽ ቀልድታት ❖ amazing quote ❖
🎪 Mekele meme 🎪 ✴️እብዚ ቻናል ዝተመራረፁን እዋናዊን ናትግርኛ ቀልድታት ብምስልን ቪድዮን ትዝናነይሉ ቻናል እዮ ፡፡ ❖ አብ ማንም ለይተሰምዑ ሓደሽ ቀልድታት ❖ amazing quote ❖ yo mama

✅ @hakitatalem 〽️ ኢራን ኩላሊት ብሕጋዊ መንገዲ ዝሽወጠለ ብሕታዊት ሃገር እያ። 〽️ ናይ ኢራን ዜጋ ዘለዎ ሰብ ኩላሊቱ መንግስቲ ብዝዘርገሖ ሕጋዊ መንገዲ ክሸጥ ይኽእል እዩ 〽️ነዚ ዝቕፅል
@hakitatalem 〽️ ኢራን ኩላሊት ብሕጋዊ መንገዲ ዝሽወጠለ ብሕታዊት ሃገር እያ። 〽️ ናይ ኢራን ዜጋ ዘለዎ ሰብ ኩላሊቱ መንግስቲ ብዝዘርገሖ ሕጋዊ መንገዲ ክሸጥ ይኽእል እዩ 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

ለለ መፃና መፃና መፃና 😀 😀ኣዳሜ:መን ኢኹም ለለ ንስኹም ? 😀ኣኞኹም @tegaru_thoughts ንበሃል😉 😀ብዘይገደብ ክስሕቑ ይደልዩ ዶ ? 😀ታማ ይገብርለዉ 😳🤭 ሱቕ ኢሎም ዛ @tegaru_thoughts ትብል ይንኽኡዋ ቐልድና ኸም ናይ ኢትዮ ቴሌኮም ፓኬጅ ዝውዳእ ኣይኾነይ። ቐልድና ኸም ኣባይ ግድብ ክውዳእ እዩ ናበልኻዮ ዘይውዳእ እዩ። 😂😂 🔹 hold up_hold up ብስሓቕ ምሻን ግን ኣይፍቀድይ 😂 #ስጋኻ_ስጋኻ ▶️ @tegaru_thoughts ▶️ @tegaru_thoughts ▶️ @tegaru_thoughts

✅ @hakitatalem ደቂ-ሰባት ምስ ዛፍ ብ ፍቕሪ ክወዳቑን ከምኡ'ውን ን ዛፍ ፍሉይ ናይ ግብረ-ስጋ ድሌት ከርእዩ ይስትውዐሉ እዮም 😱። እዚ ናይ ሳይኮሎጂ ችግር ድማ 'dendrophilia' ይ
+1
@hakitatalem ደቂ-ሰባት ምስ ዛፍ ብ ፍቕሪ ክወዳቑን ከምኡ'ውን ን ዛፍ ፍሉይ ናይ ግብረ-ስጋ ድሌት ከርእዩ ይስትውዐሉ እዮም 😱። እዚ ናይ ሳይኮሎጂ ችግር ድማ 'dendrophilia' ይበሃል። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

More joka
More joka

@hakitatalem 〽️ squid game ኣብ ሓፂር ግዜ ካብ ዝተፈተዉ ተኸታታሊ ፊልም እቲ ሓደ እዩ። 〽️ እቲ ዝገርም ነገር ድማ ኣብዚ ናይ ፊልም ሓደ ክፋል ብጌጋ ንሰከንዳት ኣብ ምስሊ ስልኪ ቑ
@hakitatalem 〽️ squid game ኣብ ሓፂር ግዜ ካብ ዝተፈተዉ ተኸታታሊ ፊልም እቲ ሓደ እዩ። 〽️ እቲ ዝገርም ነገር ድማ ኣብዚ ናይ ፊልም ሓደ ክፋል ብጌጋ ንሰከንዳት ኣብ ምስሊ ስልኪ ቑፅሪ ተራእዩ እዩ። 〽️ ድሕሪ እዚ ድማ እቲ ፊልም ምስተለቐቐ ሓደ መዓልቲ እንተይመለኦ ልዕሊ 4000 ሰባት ናብቲ ስልኪ ቑፅሪ በዓል ቤት ዝኾነ ሰብኣይ ናደወሉ ተኸኽ ኣቢሎሞ እዮም ። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ። @hakitatalem

እንዃዕ ን መበል 1444 ናይ ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) በዓል ብሰላም ኣብፅሐኩም! Dear Muslims family's happy holiday. may allah grant all of your wishes this eid and i hope this holiday will bring more good things to you ❤️ Eid Mubarak! @hakitatalem

You know whats worse than break up When you woke up in the morning and your phone wasn't charging 😩😂 Join us @tegaru_thoughts

ክቡራት ተኻታተልቲ ዝልቀቑ ሓቅታት ወዲያው ንክትሪእዎ በይዘኦም "notification on" ወይ "unmute" ይበልዎ። ❤️ 🦋 @hakitatalem 🦋 ❤️
ክቡራት ተኻታተልቲ ዝልቀቑ ሓቅታት ወዲያው ንክትሪእዎ በይዘኦም "notification on" ወይ "unmute" ይበልዎ። ❤️ 🦋 @hakitatalem 🦋 ❤️

✅ @hakitatalem ይፈልጡ ዶ ? 〽️ ካብ ዓለምና ብ ሃፍቲ ካብ ዝፍለጡ ሰባት እቲ ሓደ ዝኾነ ኣሜሪካዊ ቢል ጌት ሃይስኩል ተምሃሪ እናሃለወ ናይ ቤት ትምህርቱ ኮምፒተር ሲስተም ሃክ ብምግባር ን
@hakitatalem ይፈልጡ ዶ ? 〽️ ካብ ዓለምና ብ ሃፍቲ ካብ ዝፍለጡ ሰባት እቲ ሓደ ዝኾነ ኣሜሪካዊ ቢል ጌት ሃይስኩል ተምሃሪ እናሃለወ ናይ ቤት ትምህርቱ ኮምፒተር ሲስተም ሃክ ብምግባር ን ባዕሉ ኣጓላት ናብ ዝበዘሖ ክፍሊ ንምምዝጋብ ሞኪሩ ነይሩ እዩ 🤭። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem ሼር / Share

⚡️🔥 Tigrigna Promotion 🔥⚡️ ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ቻነልና ሎምዓንቲ እቶም ብሉፃት ናይ ትግርኛ ቻነላት ሒዝናልኩም መፂና ኣለና join ብምባል ተሓወሱና:: ⭐️ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ 3.4k subscribers Join now🌕 ⭐️ ብርዒ ትግርኛ 2.8 subscribers Join now 🌕 ⭐️ ትግርኛ meme 2.7k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ኤክስትራ ስፖርት ትግርኛ 2.3k subscribers Join now 🌕 ⭐️ DW info 1.4k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ሓቅታት ዓለም 1.4k subscribers Join now 🌕 ✨Sponsor 👉  Online Marketing&Advertising 🌕   ☺️ Join now ዝብል ብምንካእ ናብዘን ብሉፃት ቻነል ተሓወሱ 🔥

✅ @hakitatalem 〽️ብ 1940 ኣ.ፈ ኣብ ኣውሮፓ እና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኣብዚ ምስሊ ከም እትሪእዎ ዓይነት bullet bras ዝተብሃለ ንቐድሚት ቀጥ ዝበለ ጡብ መትሐዚ ነይሩ። 〽️በቲ
@hakitatalem 〽️ብ 1940 ኣ.ፈ ኣብ ኣውሮፓ እና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኣብዚ ምስሊ ከም እትሪእዎ ዓይነት bullet bras ዝተብሃለ ንቐድሚት ቀጥ ዝበለ ጡብ መትሐዚ ነይሩ። 〽️በቲ ግዜ ንሱ ኣዝዩ ዝፉቶ fashion ኸም ዝነበረ ብስፍሓት ይንገር። ጉድ ጉድ🙂 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem ናብ ኣዕርኽቶም ሼር ይግበሩታ👊

✅ @hakitatalem 〽️ናብ ድሕሪት ምልስ ኢልኹም ሰባት ካብ ድቃሶም ብምንታይ ይለዓሉ ነይሮም ሓሲብኹም ትፈልጡ ዶ ? 〽️ ቕድሚ Alarm clock ምምፅኡ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ knock-upper
+1
@hakitatalem 〽️ናብ ድሕሪት ምልስ ኢልኹም ሰባት ካብ ድቃሶም ብምንታይ ይለዓሉ ነይሮም ሓሲብኹም ትፈልጡ ዶ ? 〽️ ቕድሚ Alarm clock ምምፅኡ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ knock-upper ወይ ድማ መንኳሕኩሒ ዝተብሃለ ድርጅት ነይሩ። 〽️ ናይዚ ድርጅት ሰራሕተኛታት ኣብ ዝመደብኻሎም ሰዓት ገዛኻ ብምምፃእ ነቲ ማዕፆኻ ወይ መሽኮት ብዝተፈላለዩ መሳርሕታት ይድብድብዎ 📣።  ⛵️ከምዝተልዓልኻ ምልክት ተዘይሂብኻዮም ፈፂሞም ኣይንቀሳቐሱን ። 〽️ ድሕሪ ዝተወሰነ ዓመት እዚ ድርጅት ክፈርስ ኽኢሉ እዩ። ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ@hakitatalem