en
Feedback
Interesting Facts 💡

Interesting Facts 💡

Open in Telegram

This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned! Creator @Kaleab_kibrom 📨

Show more
The country is not specifiedThe category is not specified
1 461
Subscribers
No data24 hours
No data7 days
No data30 days
Posts Archive
Welcome to  Telegram where two idiots fall in love and break up without seeing each other 🤣 Join us @tegaru_thoughts

me: *Smiling while chatting* and now ma mom thinks that am in a relationship.💀 @tegaru_thoughts

ገዛና ሌባ ኣትዩስ ልውሰድ ምስ-ሰኣነ Shower ወሲዱ ኸይዱ 🥹 @tegaru_thoughts

Join @tegaru_thoughts right now 🌐 ! Funny thoughts 🤣 Inspirational musics🎧🎧 Memes😂 u wanna laugh? እመነኒ ሱቕ ኢልኻ ዛ 📌@tegaru_thoughts ትብል ንኽአያ A place where you can laugh all day long!!!@tegaru_thoughts@tegaru_thoughts

✅ @hakitatalem ይፈልጡ ዶ ? ናይ ነብሪታት ዳሕረዋይ እግሮም ጠንካራ ካብ ሙዃኑ ዝተልዓለ ሞይቶም እናሃለው ከምኡ 'ዉን ብጥይት ተወቒዖም ናደመዩ እናሃለዉ 'ዉን ጠጠው ኢሉ ናይ ምቕራይ ዓቕሚ
@hakitatalem ይፈልጡ ዶ ? ናይ ነብሪታት ዳሕረዋይ እግሮም ጠንካራ ካብ ሙዃኑ ዝተልዓለ ሞይቶም እናሃለው ከምኡ 'ዉን ብጥይት ተወቒዖም ናደመዩ እናሃለዉ 'ዉን ጠጠው ኢሉ ናይ ምቕራይ ዓቕሚ ኣለዎ። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

✅ @hakitatalem 〽️ ኣብዚ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ኣላርም clock ብ 1787 ኣ.ፈ ብ levi hutchins ዝተብሃለ ኣሜሪካዊ ዝተሰርሐ እንትኸውን ኣብ ዓለምና እቲ ናይ መጀመርታ ኣለርም
@hakitatalem 〽️ ኣብዚ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ኣላርም clock ብ 1787 ኣ.ፈ ብ levi hutchins ዝተብሃለ ኣሜሪካዊ  ዝተሰርሐ እንትኸውን ኣብ ዓለምና እቲ ናይ መጀመርታ ኣለርም እዩ። 〽️ እዚ ኣላርም ድማ ልክዕ 4:00 ሰዓት እንትኾን ብቻ እዩ ዝፅውዕ ነይሩ። 〽️ ቕድሚ 4 am ይኹን ድሕሪ 4 am ናይ ምፅዋዕ ዓቕሚ የብሉን〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

Join @tegaru_thoughts right now 🌐 ! Funny thoughts 🤣 Inspirational musics🎧🎧 Memes😂 u wanna laugh? እመነኒ ሱቕ ኢልኻ ዛ 📌@tegaru_thoughts ትብል ንኽአያ A place where you can laugh all day long!!!@tegaru_thoughts@tegaru_thoughts

〽️ከምዝፍለጥ ግብፂ ካብቶም ኣዝዮም ታሪኻዊ (ጥንታዊ) ቕርስታት ዝርከቦም ዓዲ እታ ሓንቲ እያ። 〽️ኣብ ናይ ግብፂ ፒራሚዳት እና ጥንታዊ ቤተ መንግስትታት ውሽጢ ዝርከቡ ቕርፅታት ገሊኦም ን ቡዙሓት
〽️ከምዝፍለጥ ግብፂ ካብቶም ኣዝዮም ታሪኻዊ (ጥንታዊ) ቕርስታት ዝርከቦም ዓዲ እታ ሓንቲ እያ። 〽️ኣብ ናይ ግብፂ ፒራሚዳት እና ጥንታዊ ቤተ መንግስትታት ውሽጢ ዝርከቡ ቕርፅታት ገሊኦም ን ቡዙሓት ሳይንቲስታት ጥንታዉነቶም ናብ ክርክር ዘእትው እዮም። 〽️ን ኣብነት ኣብዚ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ቕርፂ ናይ ዘመናዊ ኣቕሓ ተሸካሚ ሄሊኮፕተር መልክዕ ዝሓዘ ይመስል። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ። @hakitatalem

✅ @hakitatalem 〽️ብ ናይ ዓባይ ብሪታንያ ሕጊ መሰረት ጥንስቲ ሰበይቲ ኣብ ዝደለየቶ ቦታ ክትሸን ትኽእል እያ። 〽️ ተደልያ እውን ን ሓደ ናይ ፖሊስ ኣባል ጠጠው ኣቢላ ቖቢዕኻ ሃበኒ ክሸነሉ
@hakitatalem 〽️ብ ናይ ዓባይ ብሪታንያ ሕጊ መሰረት ጥንስቲ ሰበይቲ ኣብ ዝደለየቶ ቦታ ክትሸን ትኽእል እያ። 〽️ ተደልያ እውን ን ሓደ ናይ ፖሊስ ኣባል ጠጠው ኣቢላ ቖቢዕኻ ሃበኒ ክሸነሉ ክትብል መሰል ኣለዋ እዩ። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

✅ @hakitatalem 〽️ ብ 1977 ኣ.ፈ ናይ 'ኢቫንሲቬሌ ዩንቨርስቲ' ቕርጫት ኩዑሶ ቡድን ዝጉዓዙሉ ዝነበረ ኣውሮፕላን ተኸስኺሱ ኹሎም ናይ ቡድን ኣባላት ሂወቶም ሓሊፉ እዩ። 〽️ብዝገርም ዕድል
@hakitatalem 〽️ ብ 1977 ኣ.ፈ ናይ 'ኢቫንሲቬሌ ዩንቨርስቲ' ቕርጫት ኩዑሶ ቡድን ዝጉዓዙሉ ዝነበረ ኣውሮፕላን ተኸስኺሱ ኹሎም ናይ ቡድን ኣባላት ሂወቶም ሓሊፉ እዩ። 〽️ብዝገርም ዕድል ግን 'ዴቪድ ፋር' ዝተብሃለ ተጫዋቲ ኣብ ጉልበቱ ብዝበፅሖ ጉድኣት ካብቲ ጉዕዞ ብምቕራዩ ካብቲ መስካሕክሒ ሓደጋ ከምልጥ ኽኢሉ ነይሩ እዩ። 〽️ ግና ብዘሕዝን ኩነታት እቲ ሓደጋ ምስበፀሐ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዴቪድ ብመኪና ሓደጋ ሂወቱ ሓሊፋ እያ። ኣይትትረፊ ዝተብሃለት ነብሲ 😩 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

⚡️🔥 Tigrigna Promotion 🔥⚡️ ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ቻነልና ሎምዓንቲ እቶም ብሉፃት ናይ ትግርኛ ቻነላት ሒዝናልኩም መፂና ኣለና join ብምባል ተሓወሱና:: ⭐️ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ 3.4k subscribers Join now🌕 ⭐️ ብርዒ ትግርኛ 2.8 subscribers Join now 🌕 ⭐️ ትግርኛ meme 2.7k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ኤክስትራ ስፖርት ትግርኛ 2.3k subscribers Join now 🌕 ⭐️ DW info 1.4k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ሓቅታት ዓለም 1.4k subscribers Join now 🌕 ✨Sponsor 👉  Online Marketing&Advertising 🌕   ☺️ Join now ዝብል ብምንካእ ናብዘን ብሉፃት ቻነል ተሓወሱ 🔥

ናይ ቻነል ጥቆማ🚫 ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ ከባቢታት መቐለ ብዓይኒ ካሜራ... ልገራርሙ ቦታታት ብልገርም ፎቶ ኣለዓዕላ ኣብ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ ጥራሕ። Join ዝብል ብምንካእ መቐለ ብ ቴሌግራም ይጎብንዩዋ። ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ Join   👉 መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ

⚡️🔥 Tigrigna Promotion 🔥⚡️ ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ቻነልና ሎምዓንቲ እቶም ብሉፃት ናይ ትግርኛ ቻነላት ሒዝናልኩም መፂና ኣለና join ብምባል ተሓወሱና:: ⭐️ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ 3.4k subscribers Join now🌕 ⭐️ ብርዒ ትግርኛ 2.8 subscribers Join now 🌕 ⭐️ ትግርኛ meme 2.7k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ኤክስትራ ስፖርት ትግርኛ 2.3k subscribers Join now 🌕 ⭐️ DW info 1.4k subscribers Join now 🌕 ⭐️ ሓቅታት ዓለም 1.4k subscribers Join now 🌕 ✨Sponsor 👉  Online Marketing&Advertising 🌕   ☺️ Join now ዝብል ብምንካእ ናብዘን ብሉፃት ቻነል ተሓወሱ 🔥

ጆይን የይ ብሳሓቕ ምሻን አይፍቀዶን 😅😄😂 https://t.me/+9efaasPjSSthZGY0

Join @tegaru_thoughts right now 🌐 ! Funny thoughts 🤣 Inspirational musics🎧🎧 Memes😂 u wanna laugh? እመነኒ ሱቕ ኢልኻ ዛ 📌@tegaru_thoughts ትብል ንኽአያ A place where you can laugh all day long!!!@tegaru_thoughts@tegaru_tgoughts

✅ @hakitatalem 〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ ቱርካዊ እንትኸውን mehmet tok ይበሃል። 〽️ እዚ ሰብ እዚ ን 8 ዓመት ሽጋራ ምትካኽ የቋርፅ'ሞ ን ሽጋራ ዘውፅኦ ዝነበረ ገ
@hakitatalem 〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ ቱርካዊ እንትኸውን mehmet tok ይበሃል። 〽️ እዚ ሰብ እዚ ን 8 ዓመት ሽጋራ ምትካኽ የቋርፅ'ሞ ን ሽጋራ ዘውፅኦ ዝነበረ ገንዘብ ብምቑጣብ መኪና ይገዝእ። 〽️ነገር ግን ብዘሕዝን ኹነታት mehmet tok መኪና ድሕሪ ምግዝኡ ብ መኪና ሓደጋ ክመዉት ኽኢሉ እዩ〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

✅ @hakitatalem 〽️ናይ ጃፓን ዜግነት ብምሓዝ ካብ ታይታኒክ ምስማጥ ዝተረፈ ብሕታዊ ሰብ ኣብቲ ወቕቲ ካብ ስርሑ ተባሪሩ ነይሩ እዩ። 〽️ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብ ጃፓናውያን ልምዲ መሰረ
@hakitatalem 〽️ናይ ጃፓን ዜግነት ብምሓዝ ካብ ታይታኒክ ምስማጥ ዝተረፈ ብሕታዊ ሰብ ኣብቲ ወቕቲ ካብ ስርሑ ተባሪሩ ነይሩ እዩ። 〽️ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብ ጃፓናውያን ልምዲ መሰረት ምስዝሞቱ ሰባት ሓቢሩ ዘይሞተ ሰብ ከም ፈራሕ ስለዝቑፅር እዩ። 〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem

For any comments, suggestion and paid promotion you can reach me up using this account @kaleab_kibrom ክስተኻኸል ዝግብኦ ነገር እንተሃልዩ በዚ ክረኽቡኒ ይኽእሉ። @kaleab_kibrom Also don't forget to join my second channel @tegaru_thoughts 😁