Interesting Facts 💡
Open in Telegram
This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned! Creator @Kaleab_kibrom 📨
Show moreThe country is not specifiedThe category is not specified
1 461
Subscribers
No data24 hours
No data7 days
No data30 days
Posts Archive
1 461
Repost from N/a
🌼 እንኳዕ ኣብፀሐኩም ናይ ቻናልና ቤተሰብ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ልተመረፃ 4 ቻናላት ሒዝናልኹም መፂና ኣለና
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 Funny thoughts / ቐልድታት 🤣
👉 @tegaru_thoughts 😂
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 መዓልቶም ብሰሓቕ ንምጅማር 😂
👉 @Menderatmekelle1
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 ሓዱሽ ነገር ወዲያዉ ዝልቀቖሉ
👉 @ateent70 ⚡️
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 ደረጀኦም ዝሓለዉ ኽዳን ጫማ 💯
👉 @nayena_online_shopping1
━━━━━━━━━━━━━━━━
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ mehmet ozyure ይበሃል። እዚ ግለሰብ ቱርኳዊ እንትኸውን ናይ ኣፍንጩኡ ንውሓት ድማ 8.8 cm እዩ 🤧።
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣብ ኣውሮፓዊት ሃገር ኢስቶንያ ኣብ ናይ ኹሉ ሰብ መንበሪ ገዛ ናይ wi-fi ኣቕርቦት ዘሎ እንትኾን እቲ ዝገርም ነገር ግን ካብቲ መንበሪ ገዛ ብተወሳኺ ኣብታ ሃገር ኣብዘለዉ ጫካታት ውሽጢ እውን ነፃ ናይ wi-fi ኣገልግሎት ኣሎ እዩ።
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
Repost from Cinelux Photography
ን 200 ሰብ ዋዋዋዋዋ 🔥😲⚡️ ረአይዎ
https://youtu.be/Mj4OLkmd1Gg?si=BCEkl3z0ibuvQgog
Join us ~~~ @Mekellegeramipic
1 461
👉ገረምቲ ዝኾኑ ኦርጂናል ጫማታትን ኽዳውንቲ ብቕናሽ ዎጋ ንምዕዳግ ቻናልና ይቐላቐሉ።
👉ምንም ዘይደኸምኹም ናብ ዘለኹሞ ነብፅሕ ኢና
👉save your time and money
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣብ ዚምባቡዌ ዝርከቡ ሰባት ናይ እግሮም ኣፃብዕቲ ብኣሽሓት ብዝቑፅር ዶላር ምሻጥ ጀሚሮም እዮም"ይብል እቲ ፀብፃብ።
🍥 እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብ መንግስቲ ገፅ ምንም ዓይነት ናይ ስራሕ ዕድል ክፍጠረሎም ከምዘይኸኣለ እዩ ዝሕበር።
🍥 እቲ ዓብዪ ናይ እግሪ ኣፃብዕቲ = 40,000$ ኣከባቢ እንትኸውን
እተን ኣናእሽተይ ኣፃብዕቲ ድማ ብ =20,000$ ኣከባቢ ይሽወጣ።
ናይ ሰውነት ክፍሊ ብዘሕዝን ኹነታት ይሸውጥ ኣሎ 😭።
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣብ 2016 ኣ.ፈ ናይ ጣልያን ፍርዲ-ቤት ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ጎደና ተሓዳደርቲ ሰባት እንተጠሚዩዎም ንእሽተይ መጠን ዘለዎም ምግቢ ምስራቕ መብቶም ንክኾን ዘኽእል ሕጊ ደንጊጉ ነይሩ እዩ።😁
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣብ 2016 ኣ.ፈ ናይ ጣልያን ፍርዲ-ቤት ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ጎደና ተሓዳደርቲ ሰባት እንተጠሚዩዎም
ንእሽተይ መጠን ዘለዎም ምግቢ ምስራቕ መብቶም ንክኾን ዘኽእል ሕጊ ደንጊጉ ነይሩ እዩ።😁
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
👉ገረምቲ ዝኾኑ ኦርጂናል ጫማታትን ኽዳውንቲ ብቕናሽ ዎጋ ንምዕዳግ ቻናልና ይቐላቐሉ።
👉ምንም ዘይደኸምኹም ናብ ዘለኹሞ ነብፅሕ ኢና
👉save your time and money
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ብ 2019 ኣ.ፈ ሓደ መንነቱ ዘይተፈለጠ ግለሰብ ኣብ ኢዶ ቦንብ ዝሓዘ ብምምሳል ብ ሓንቲ ኣቮካዶ ካብ ናይ ኽልተ ናይ እስራኤል ባንኪታት 30ሽሕ shekels (500,000 ብር)ሰሪቑ ክስወር ኽኢሉ ነይሩ እዩ።
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
Repost from N/a
ሰላም ተኸታተልቲ ቻናልና 🥳🥳
ኣብ መቖለ ካብ ለለዋ ልዕሊ 50 ቻናላት ብዘለወን በዝሒ subscriber እና ብኣቀራርባ ልተመረፃ 4 ቻናላት ሒዝናልኹም መፂና ኣለና
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 You wanna laugh? 🤣
👉 @tegaru_thoughts 😂
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 መዓልቶም ብሰሓቕ ንምጅማር 😂
👉 @Menderatmekelle1
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 ሓዱሽ ነገር ወዲያዉ ዝልቀቖሉ
👉 @ateent70 ⚡️
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 ደረጀኦም ዝሓለዉ ኽዳን ጫማ 💯
👉 @nayena_online_shopping1
━━━━━━━━━━━━━━━━
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ዳርጋ ብሙሉኦም ኮርያውያን ምንም ዓይነት ናይ ብብት ጨና ዘይብሎም ሰባት እዮም 🤧።
🍥 እዚ ክኾን ዝኸኣለ ድማ "abcc11" ዝተብሃለ ናይ ብብት ጨና ዘኸትል ጂን ኣብ ውሽጦም ስለ ዘየለ እዩ።
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ድልድል ናይ ዓለምና እቲ ዝሓፀረ ዓለም-ለኻዊ ድልድል እዩ።
🍥 እዚ ድልድል 3.2 ሜትር ብቻ እኝትኸውን ካብ ፖርቹጋል ናብ ስፔን ይወስድ።
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
Repost from N/a
ሰላም ተኸታተልቲ ቻናልና 🥳🥳
ኣብ መቖለ ካብ ለለዋ ልዕሊ 50 ቻናላት ብዘለወን በዝሒ subscriber እና ብኣቀራርባ ልተመረፃ 4 ቻናላት ሒዝናልኹም መፂና ኣለና
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 You wanna laugh? 🤣
👉 @tegaru_thoughts 😂
━━━━━━━━━━━━━━━━
መዓልቶም ብሰሓቕ ንምጅማር 😂
👉 @Menderatmekelle1
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 ሓዱሽ ነገር ወዲያዉ ዝልቀቖሉ
👉 @ateent70 ⚡️
━━━━━━━━━━━━━━━━
🍥 ደረጀኦም ዝሓለዉ ኽዳን ጫማ 💯
👉 @nayena_online_shopping1
━━━━━━━━━━━━━━━━
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣላን ማርኮቪትዝ ዝተብሃለ ግለሰብ ብ 2013 ኣ.ፈ ንዝፈተሓ ሰበይቱ ንምንዳድ ክብል ኣብ ኣሜሪካ ሚችጋን ኣብ ዝርከብ ናይ ገዝኣ ፊትንፊት ናይ ባዕሉ ገዛ ብምግዛእ ብምቕፃል ድማ ብ ናይ መደቀሲኣ መሽኮት ገፅ ናይ ማእኸል ኢድ ሓወልቲ ኣስሪሑ እዩ።
🍥 ኹሉ ግዘ ገፃ ናብዚ መሽኮት ብዘዘረት ቑፅሪ ድማ እቲ ሓወልቲ F*** u ይብላ።😁
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣላን ማርኮቪትዝ ዝተብሃለ ግለሰብ ብ 2013 ኣ.ፈ ንዝፈተሓ ሰበይቱ ንምንዳድ ክብል ኣብ ኣሜሪካ ሚችጋን ኣብ ዝርከብ ናይ ገዝኣ ፊትንፊት ናይ ባዕሉ ገዛ ብምግዛእ ብምቕፃል ድማ ብ ናይ መደቀሲኣ መሽኮት ገፅ ናይ ማእኸል ኢድ ሓወልቲ ኣስሪሑ እዩ።
🍥 ኹሉ ግዘ ገፃ ናብዚ መሽኮት ብዘዘረት ቑፅሪ ድማ እቲ ሓወልቲ F*** u ይብላ።😁
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
For any suggestions 👉@kaleabkibrom
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣላን ማርኮቪትዝ ዝተብሃለ ግለሰብ ብ 2013 ኣ.ፈ ንዝፈተሓ ሰበይቱ ንምንዳድ ክብል ኣብ ኣሜሪካ ሚችጋን ኣብ ዝርከብ ናይ ገዝኣ ፊትንፊት ናይ ባዕሉ ገዛ ብምግዛእ ብምቕፃል ድማ ብ ናይ መደቀሲኣ መሽኮት ገፅ ናይ ማእኸል ኢድ ሓወልቲ ኣስሪሑ እዩ።
🍥 ኹሉ ግዘ ገፃ ናብዚ መሽኮት ብዘዘረት ቑፅሪ ድማ እቲ ሓወልቲ F*** u ይብላ።😁
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
For any suggestion👉@kaleab_kibrom
1 461
✅ @hakitatalem
🍥 ኣላን ማርኮቪትዝ ዝተብሃለ ግለሰብ ብ 2013 ኣ.ፈ ንዝፈተሓ ሰበይቱ ንምንዳድ ክብል ኣብ ኣሜሪካ ሚችጋን ኣብ ዝርከብ ናይ ገዝኣ ፊትንፊት ናይ ባዕሉ ገዛ ብምግዛእ ብምቕፃል ድማ ብ ናይ መደቀሲኣ መሽኮት ገፅ ናይ ማእኸል ኢድ ሓወልቲ ኣስሪሑ እዩ።
🍥 ኹሉ ግዘ ገፃ ናብዚ መሽኮት ብዘዘረት ቑፅሪ ድማ እቲ ሓወልቲ F*** u ይብላ።😁
🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
✅ @hakitatalem
For any suggestion 👉@kaleab_kibrom
1 461
Repost from Cinelux Photography
⚡️🔥
Tigrigna Promotion 🔥⚡️
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ቻነልና ሎምዓንቲ እቶም ብሉፃት ናይ ትግርኛ ቻነላት ሒዝናልኩም መፂና ኣለና join ብምባል ተሓወሱና::
⭐️ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ 3.5k subscribers Join now🌕
⭐️ ብርዒ ትግርኛ 3.1 subscribers Join now 🌕
⭐️ ትግርኛ meme 2.7k subscribers Join now 🌕
⭐️ ኤክስትራ ስፖርት ትግርኛ 2.4k subscribers Join now 🌕
⭐️ ቀልድታት ትግርኛ 2.1k Subscribers Join now🌕
⭐️ DW info 1.4k subscribers Join now 🌕
⭐️ ሓቅታት ዓለም 1.7k subscribers Join now 🌕
☺️ Join now ዝብል ብምንካእ ናብዘን ብሉፃት ቻነል ተሓወሱ 🔥1 461
Repost from Cinelux Photography
⚡️🔥
Tigrigna Promotion 🔥⚡️
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ ቻነልና ሎምዓንቲ እቶም ብሉፃት ናይ ትግርኛ ቻነላት ሒዝናልኩም መፂና ኣለና join ብምባል ተሓወሱና::
⭐️ መቐለ ገራሚ ፒክቸርስ 3.5k subscribers Join now🌕
⭐️ ብርዒ ትግርኛ 3.1 subscribers Join now 🌕
⭐️ ትግርኛ meme 2.7k subscribers Join now 🌕
⭐️ ኤክስትራ ስፖርት ትግርኛ 2.4k subscribers Join now 🌕
⭐️ ቀልድታት ትግርኛ 2.1k Subscribers Join now🌕
⭐️ DW info 1.4k subscribers Join now 🌕
⭐️ ሓቅታት ዓለም 1.7k subscribers Join now 🌕
☺️ Join now ዝብል ብምንካእ ናብዘን ብሉፃት ቻነል ተሓወሱ 🔥