en
Feedback
ሰራዊት ትግራይ

ሰራዊት ትግራይ

Open in Telegram

https://vot-online.com TDF / Voice of Tegaru / Official Telegram Channel. https://www.youtube.com/c/HAQIMEDIA

Show more
The country is not specifiedThe category is not specified
7 743
Subscribers
-224 hours
-167 days
-7430 days
Posts Archive
ተጋዳላይ _____ ብ እምነት ብ ፅንዓት ብ ሓቦ ብ ትብዓት ብ ሓልዮት ብ ተወፋይነት ብ ዓብይኡ ድማ ብ ሂወት ተፈቲንኻ ዝርከብ ዓብዪ ማዕረግ ትግራዋይነት። ክብርን ሞገስን ንኹሉኹም ተጋደልቲ ትግራይ ። 💞🙏

አገዳሲ ሓበሪታ! ኮሎኔል ማሩ ደመቀ ይበሃል ናብ ማይካድራ ብሰፈራ ካብ ጋይንት ብ 1978 ምስ ወለዱ ዝመፀ እዩ። ትግርኛ ልዕሊና ዝክእል ናይ ህወሓት/ ኢህአዴግ ተጋዳላይ ዝነበረ እዩ ክሳብ ወራር ት
አገዳሲ ሓበሪታ! ኮሎኔል ማሩ ደመቀ ይበሃል ናብ ማይካድራ ብሰፈራ ካብ ጋይንት ብ 1978 ምስ ወለዱ ዝመፀ እዩ። ትግርኛ ልዕሊና ዝክእል ናይ ህወሓት/ ኢህአዴግ ተጋዳላይ ዝነበረ እዩ ክሳብ ወራር ትግራይ ኮይኑ ውሽጢ ፈላጢ ናይ መንግስቲ ትግራይ እዩ ነይሩ። እዚ ጥራይ ግን እይኮነን አብ ምዕራብ ትግራይ ዝዓበዩ ትግርኛ ዝመለኩ ብሄር ትግራይ እናበሉ ካሊእ ውሽጣዊ ስርሒት ዝነበሮም። እዚ ኮለኔል ማሩ ደመቀ ብ TMH ጋዜጠኛ Haile Michael ኮሎኔል ማሩ ኢሉ ካብቶም ምርኳት አዘዝቲ 104 ኮማንዶ ክፍለ ጦር ናይ ሎጅስቲክ ሓላፊ እዩ አብ ጎብየ ከባቢ እዩ ተማሪኩ ክብል ዘጊብዎ አሎ። እቲ ዝገርም ሙሉእ ሽሙ አይተፀርሐን መንነቱ እውን ብዙሕ ዝፈለጥዎ አይመስለኒን ከም አገላልፃ ጋዜጠኛ ሓይለ! ብዛዕባ እዚ ወዲ ማይከድራ ኮሎኔል ማሩ ደመቀ ሙሉእ ሓበሪታ ዝምልከተኩም አካላት ብውሽጢ ርከቡኒ! አብዚ ብዙሕ ልፀሓፉ ዘይግበኦም ብዛእባ እዚ ኮለኔል ን ኔትወርክ ካብ ደህንነት ክሳብ ቤተ መንግሥት ስለ. ዘሎ ብውሽጢ ንዝምልከቶ ምእንተ ብህፁፅ ክረክቡና ናይ ዝምልከቶም ብጥንቃቀ ክሕልዉ ሓደራ ይብል። #ሀገረ_ትግራይ_ብቅልፅምና ! #TDF 💪💪💊💊✊✊ #ትግራይ_ትስዕር !!! Meles Tigraway

photo content
+2

#ኤርትራውያን ጀነራል ምግበይ ሞይቱ ኢሎም ዘዛውርዋ ዘለዉ ካብ ሕሱም #ፍርሒ ድሌቶም ዝተላዕለ እዩ።ጽቡቕ ጌሩ እዩ #ዘፍርሖም።በቲ ዝተዛረቦ ተሪር ቃል ሕነ ክፈዲ ዝኽእል ንሱ ጥራሕ ኢሎም ስለ ዝኣም
#ኤርትራውያን ጀነራል ምግበይ ሞይቱ ኢሎም ዘዛውርዋ ዘለዉ ካብ ሕሱም #ፍርሒ ድሌቶም ዝተላዕለ እዩ።ጽቡቕ ጌሩ እዩ #ዘፍርሖም።በቲ ዝተዛረቦ ተሪር ቃል ሕነ ክፈዲ ዝኽእል ንሱ ጥራሕ ኢሎም ስለ ዝኣምኑ እዩ። ኣብ ልዕሊ ጸላእቱ ዘይለሳለስ ብጸላእቲ ኩሉ ግዜ ተጸላኢ እዩ። የምበርብዶም ኣሎ እዩ ጅግናና።

ዓለም ሃገር ንክንኸውን ኣይትፈቅደልናን እያ፣ ንሕና ኸዓ ዓለም ክልል ክትገብረና ከምዘይንፈቅደላ ምንጋር እዩ። ናይዚ ኹሉ ትግራዋይ ሞትን መስዋእትን፣ መሰረታዊ ምኽንያቱ እንታይ እዩ እነተይልና፣ ክል
+1
ዓለም ሃገር ንክንኸውን ኣይትፈቅደልናን እያ፣ ንሕና ኸዓ ዓለም ክልል ክትገብረና ከምዘይንፈቅደላ ምንጋር እዩ። ናይዚ ኹሉ ትግራዋይ ሞትን መስዋእትን፣ መሰረታዊ ምኽንያቱ እንታይ እዩ እነተይልና፣ ክልል ኾይና ኢትዮጵያውያን ምዃናንና ጥራሕ እዩ። ኢትዮጵያዊያን ኮይንና ክሳብ ዝቀፀልና፣ ኣብ ትግራይ ልምዓት ዘይኮነስ በቢግዚኡ ሞትን መስውኣትን ክቅፅል እዩ! ብዝኾነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ ሸውዓተ ሕጉምን ከባቢኡን እዩ፣ 2011ዓ/ም ዝሰኣልክዎ። ዓወት ንሓፋሽ!

ትካል ገንዘብ ዓለም! ============== ትካል ገንዘብ ዓለም ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ቴክኒካዊ ድጋፍ ክገብር ምድላው ከምዝነበሮ ይፍለጥ። እቲ ትካል ካብቶም ዝህቦም ቴክኒካዊ ደገፋት ሓደ ፣ ኢትዮጵ
ትካል ገንዘብ ዓለም! ============== ትካል ገንዘብ ዓለም ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ቴክኒካዊ ድጋፍ ክገብር ምድላው ከምዝነበሮ ይፍለጥ። እቲ ትካል ካብቶም ዝህቦም ቴክኒካዊ ደገፋት ሓደ ፣ ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ ልቃሕ ንምምላስ ተፀጊማ ስለ ዘላ ናይ እፎይታ ግዘ ክናውሐላ ዘቅረበቶ ሕቶ ብምምርማር ውሳነ ንምሃብ እዩ። እዚ ከምዘለዎ ኾይኑ ፣እቲ ትካል ኣብ ዝተናውሐ ግዘ ፋይናንሳዊ ድጋፍ ንምግባር ዝዓለመ ድሌት ከምዘለዎን ነዚታት ዝምልከት ውሳነ ንምዕራፍ ኣብ ወርሒ መስከረም ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዘካይድን እውን ተፈሊጡ ኣሎ። IMF እቲ ዳግም ተፈጢሩ ዘሎ ኩናት ከምዘሻቅሎ እኳ እንተገለፀ ፣ ክገብሮ ንዝሓሰበ ደገፍ ግን ደው ዘብሎ ምክንያት ኣይመስልን። ንዝገብሮ ቴክኒካዊ ድጋፍ ይኹን ካልእ ኣግባብነት ከምዘይብሉ ክነቃልዕ ይግባእ። ቅድም ኢለ ኣብዚ ጉዳይ ንዘሕለፍኩዎ ሓበሬታ ናይ መልእክቲ ምዝባዕ ስለ ዝነበሮ ይቅሬታ ይሓትት። 🙏🙏🙏

ስልጠና ኮማንዶ ብልፅግና

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካይዶ ዘሎ ተኸታታሊ ደብዳብ ድሮን ፋሽስታዊነቱ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ኣብ ባይታ ዝገጥሞ ዘሎ ስዕረት ዘቐይር ኣይኮነን!! ----- እዋናዊ መግለፂ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ! ---- ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ብኩሎም ግንባራት ዝጀመሮ ወራር ብመስተንክራዊ ጅግንነትን ሓፂናዊ ፅንዓትን ሰራዊትና እናተመከተ ይርከብ። እዚ ጉጅለ ምስ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሰይጣናዊ ግንባር ፈጢሩ ትግራይ ንምጥፋእ ዘከካይዶ ዘሎ ቅሉዕ ወራር በቲ ዝሓሰቦ ልክዕ ክሰምረሉ ስለዘይክኣለን ኣብ ኩሎም ዓውደ ግንባራት ሰፍ ዘይብል ክሳራ ስለዝተሸከመን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ትኹረት ገይሩ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ደብዳብ ድሮ የካይድ ኣሎ። ንከተማ መቐለ ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ትግራይ ብዘካይዶ ዘሎ ተኸታታሊ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰላማውያን ሰባትን ትካላት መሰረተ ልምዓትን ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሑ ኣሎ። መንግስቲ ትግራይ በዚ ኣረሜናዊ ደብዳብ ህይወቶን ብዝስኣኑ ወገናትና መሪር ሓዘን ከምዝተሰምዖ እንትገልፅ ንስድራ ግዳያትን መላእ ህዝቢ ትግራይን ድማ ፅንዓት ይሃብኩም ይብል። ደም ንፁሃት ወገናትና ከንቱ ፈሲሱ ከምዘይተርፍን ገበነኛታት ክሳብ መወዳእታ ከምንፋረዶም እውን መንግስቲ ትግራይ በዚ ኣጋጣሚ ከረጋግፅ ይፈቱ። ህዝብን መንግስትን ትግራይ በዚ ኣረሜንያዊ  ወፍሪ ጀኖሳይድ ፋሽስታዊ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድንን መንግስቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ፍፁም ኣይንስኮንን። ብኣንፃሩ ሓድነትና ብዝበለፀ ኣጠናኺርና ክወሩና ንዝመፅኡ ኩሎም ሓይልታት ከከም ኣመፃፅኣኦም ብዝግባእ ብምምካት ዘላቒ ህልውና ትግራይን ህዝባን ውሑስ ንምግባር ርብርብና ኣሐይልና ከምንቕፅል ፈታውን ፀላእን ክፈልጦ ዝግባእ። ህዝብና ድማ ብልፍንታውያን ፀላእትና ኣብ ልዕሌና ዝተኣወጀ ወፍሪ ጀኖሳይድ ብዝግባእ መኪትና መሰል ዓርሰ ውሳነና ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ ነረጋግፅ ሕዚ እውን ዝጀመርካዮ ቃልሲ ህልውና ዝያዳ ኣበርትዕኻ ንክትቕፅል መንግስቲ ትግራይ ፃውዒቱ የቕርብ። ህዝብን መንግስትን ትግራይ ኣብ ልዕሌና ዝተኣወጀ ቅሉዕ ጀኖሳይድን ወራርን ብሰላማዊ መንገዲ ንክፍታሕ ዕላዊ ዝኾነ ፃውዒት ኣብ ዘቐረብናሉ እዋን እዚ ፋሽስታዊ ስርዓት ድማ ብኣንፃሩ ኣብ ክንዲ ንፃውዒትና ኣወንታዊ መልሲ ዝህብን ንመስርሕ ሰላም ቅሩብነቱ ኣብ ክንዲ ዘርእን ንከተማታት ትግራይ ተኸታታቲ ደብዳባት ድሮን ብምክያድ ንዘተ ሰላም ከምዝተሓሰመ ብተግባር ኣረጋጊፁ ኣሎ። ንሕና ግን ሕዚ እውን እንተኾነ እቲ ዝካየድ ዘሎ ደማዊ ኩናት ብሰላማዊ መንገዲ ዘላቒ ፍታሕ ንክረክብ ካባና ዘድሊ ኩሉ ንምግባር ድሉዋት ምዃንና ደጋጊምና ክነረጋግፅ ንደሊ። ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!! ትግራይ ትስዕር!! ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ 6 መስከረም 2015 ዓ/ም መቐለ https://tigraitv.com/ጉጅለ-ፋሽስት-ኣብይ-ኣሕመድ-ኣብ-ልዕሊ-ሰላ/

photo content
+1

በፀሊሞ ግንባር የመጣው የጠላት ሃይል ሙሉ በሙሉ ተደመሰሰ ፡፡ ---- ጀግናው የትግራ ሰራዊት በወሰደው የፀረ ማጥቃት አርምጃ ጠላት በፀሊሞ ግንባር 90 ስኴር ኪሎ ሜትር ባለው ስፋት ያሰለፈውን ከ 10 ሺዎች በላይ ሰራዊት ሙሉ በሙሉ ተደመስሷል፡፡ የትግራይ ሴንትራል ኮማንድ ኣባል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዛሬ በሰጡት መግለጫ እንዳሳወቁት ጠላት ትግራይን ሙሉ ለሙሉ ለመቆጣጠር የከፈተው መጠነ ሰፊ ጥቃት በጀግናው የትግራይ ሰራዊት ሙሉ በሙሉ ከሽፏል፡፡ ለዝርዝር መግለጫው ይጠብቁን