ናይ የሱስ ህጻናት/Gods children🌼🌻🌼
Open in Telegram
#UGBCSS Gospel broadcasts for Children and their Familys ! #የሱስ ግና ጸዊዑ፥ መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኦም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕጻናት ናባይ ይምጽኡ ሕደጉ፡ እይትኸልክልዎም። (ሉቃስ 18፡16) ~UGBCSS Addis Abeba
Show more215
Subscribers
-124 hours
-17 days
+330 days
Posts Archive
#ሰላም ንዓኹም ይኹን ወለዲ!
ከም'ቲ ብዝተፈላለየ ግዜ ክግለጽ ዝጸንሐ፡ ካብ ሰኑይ ነሓሰ 28 ዝጀመረ፡ ክረምታዊ መደብ ናይ ህጻናት ሎሚ ውን ብረድኤት ኣምላኽ ቀጺሉ ውዒሉ ነይሩ። ንዝቅጽላ ዘለዋ ክልተ መዓልታት ውን (ክሳዕ ዓርቢ መስከረም 1) ክቅጽል እዩ።
ነዚ ክዉን ንምግባር፡ ብዝተፈላልየ መልክዕ ተገልግሉ ዘለኹም ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም እናበልና፡ ክሳዕ ምዝዛም ዕዮ፥ ኣእዳውኩም ከተጽንዑ ብምሕረት ኣምላኽ ነትሓሳስብ።
#ገለ_ካብ_ዓይኒ_ካሜራታትና! 😁👇👇👇
