en
Feedback
ናይ የሱስ ህጻናት/Gods children🌼🌻🌼

ናይ የሱስ ህጻናት/Gods children🌼🌻🌼

Open in Telegram

#UGBCSS Gospel broadcasts for Children and their Familys ! #የሱስ ግና ጸዊዑ፥ መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኦም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕጻናት ናባይ ይምጽኡ ሕደጉ፡ እይትኸልክልዎም። (ሉቃስ 18፡16) ~UGBCSS Addis Abeba

Show more
215
Subscribers
-124 hours
-17 days
+330 days
Posts Archive
ናይ ሎሚ ሰንበት 05/05/2024 ዓ.ም (መደብ ቤተክርስትያን ብስእሊ)
+9
ናይ ሎሚ ሰንበት 05/05/2024 ዓ.ም     (መደብ ቤተክርስትያን ብስእሊ)

2 #ልምምድ ሰላም ንዓኹም፡ ህጻናት ከምኡ ውን ወለዲ! ጽባሕ ረቡዕ፡ሰዓት 1፥30 ድ.ቀ  (7 ሰዓት ናይ ምሸት) 2ይ ክላስ፡፥ ልምምድ ናይ መዝሙር ኣሎና። ስለዚ ብግዜ ምእንቲ ክንውድእ፡ ኣብ ስዓትና ንረኸብ! N.B-  እዘን ኣብ ላዕሊ ተሰዲደን ዘለዋ መዝሙር፡ ብግብእ ኣጽኒዕክምወን ምጹ፥ - ከምኡ ውን ሎሚ #ዘይመጻእኩም፡ረብዕ ናይ መውዳእታ ምጹ። (ምስ ብዝሒ መደባትን ልምምዳትን ንገብሮ ዘለና ለውጥታት ኣቀዲምና #ይቅሬታ ንሓትት! )ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም!

#2ይ_ክላስ 2 #ልምምድ ሰላም ንዓኹም፡ ህጻናት ከምኡ ውን ወለዲ! ጽባሕሰዓት 5፥00 ድ.ቀ  (11 ሰዓት ናይ ምሸት) 2ይ ክላስ፡ ልምምድ ናይ መዝሙር ኣሎና። ስለዚ ብግዜ ምእንቲ ክንውድእ፡ ኣብ ስዓትና ንረኸብ! N.B-  እዘን ኣብ ላዕሊ ተሰዲደን ዘለዋ መዝሙር፡ ብግብእ ኣጽኒዕክምወን ምጹ። ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም!

#2ይ_ክላስ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ንካልኣይ ክላስ #ጥራይ ዝተኸፍተ ግሩፕ እዩ። ስለዚ ካልኣይ ክላስ ዝበልኩም ኣብዚ ግሩፕ ተጸንበሩ! ብሩኻት ኢኹም! https://t.me/ugbcssClass2

#NEW_Christmas_song #ናይ_ልደት_መዝሙር

ምሳሕ ሒዝኩም ምጹ 2 ክላስ

ካልኣይ ክላስ ከኣ ክላስ ኣለኩም ምሳሕ ሒዝኩም ምጹ ምስ  ተመሲሒኩም ምስ ሳልሳይ ክላስ ቀረጻ ኣለኩም ሰዓት 3 ፥00

ሻሎም ቅዱሳን ጽባሕ ካልኤቲ ቀረጻ video ኣላትና ሳልሳይ ክላስ ሰዓት 3፥00 ምጹ

ሰላም ስድራቤት ህጻናት ሳልሳይ ክላስ ናይ መዝሙር ቀረጻ ጽባሕን ድሕሪ ጽባሕን ኣለዎም ደቅና ስለዚ ኣብ video ደቅና ክረኣዩ ዘይንደሊ ምስ መምሃራን ተዘራሪብና ነትርፎም ማለት ዘይ ኣመንቲ ስድራ ተለዉ ንፈተና ክከውን ስለ ዝክእል በዚ ምክንያት ኢዩ ተባረኩ

New academic books(government published) Cr. @banuna

ሰላም ኣምላክ ነዓኩ Average ካብ 90 ዝኮንኩም ንመምሃርኩም ሓብሩ ሽልማትኩ ኣብ ቸርች ኢዩ፡ ሰንበት ከምኡ ውን ካብ 85 --- 89.99 ዝኮንኩም ሽልማትኩም ኣብ ክላስ ክትወሃቡ ስለ ዝኮንኩም ብተሌግራም ንመምሃራንኩም ስደዱልና። ካብ grade 1 ክሳብ 12 grade ተምሃሮ ኣካዳሚ

#ናይ_ህጻናት_ስክሪን_ግዜ ንህጻናት ቴለፎን፡ ታብሌት ሂብካ፡ ተለቪዥን ብምውላዕ ከይትረበሽ ምግባር፡ ኣብ ኩሉ ሰብ ገዛ ከም መፍትሒ ኮይና ኣላ፡ ናይ ስክሪን ግዜ ኣብ ዕብየት ህጻናት እንታይ ጽልዋ ኣለዎ? እንታይ ጥቅሚ ኣለዎ? ብኸመይ ክንፈቕደሎም ኣሎና፧ ናይ ስክሪን ግዜ እንታይ እዩ? ናይ ስክሪን ግዜ ማለት ህጻናት ኣብ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒካዊ መሳርሒታት ከም ተለቪዥን፡ ቴለፎን፡ ታብሌትን ኮምፒዩተርን ዘሕልፍዎ ግዜ የመልክት። ክንደይ ዝኣክል ግዜ ይጠቀሙ? - ትሕቲ 2 ዓመት ንዝኾኑ ስክሪናት ክርእዩ የብሎምን! - ካብ 2-5 ዓመት፡ ካብ 1 ሰዓት ዘይበዝሕ ብወላዲ ዝተመርጸ! - ካብ 6-17 ዓመት ዝዕድሚኦም፡ብወላዲ ዝተመርጸ ፡ካብ 2 ሰዓት ዘይበዝሕ! ናይ ስክሪን ግዜ ምውሳኽ እንታይ ጉድኣት ኣለዎ? - ናይ ቋንቋን ናይ ምዝራብ ክእለቶምን ይንኪ - ናይ ትምህርቲ ናይ ምቕባል ዓቕሞም የጉድል። - እቲ ካብኡ ዝወጽእ ጨረርታ ንዓይኒ ጉድኣት ከስዕብ ይኽእል። - ናይ ድቃስ ጸገም(ምዝንባዕ) - ስምዒታትን ነብስኻን ክትቆጻጸር ዘይምኽኣል - ዘይተለምደ ባህሪ ምርኣይ - ምዝንባዕ ስርዓተ ኣመጋግባ - ኣብ ዕብየትን ክብደትን ኣካላት ጽልዋ የምጽእ። - ኣእምሮኦም ክርድኦ ዘይክእል ዝተፈላለዩ ነገራት ይቃልዑ። እኹል ናይ ስክሪን ግዜ እንታይ ረብሓ ኣለዎ? - ንትምህርቶም ከም ሓጋዚ ኮይኑ የገልግል። - ንመጻኢ ኣብ ቴክኖሎጂ ንዝግደሱ ህጻናት ብዙሕ ፍልጠት ይህብ። - ኣብ ገለ "Game" ጸወታታት ዝተፈላለየ ክእለት ከተማዕብል ይሕግዘካ። ብኸመይ ንቆጻጸሮም? 1) ወለዲ ንዲጂታልን ኤሌክትሮኒክስን ዘለዎም ኣፍልጦ ክውስኹ ይግባእ። ካብ ደቆም ንላዕሊ ወይ እንተወሓደ ክንዲ ናቶም ክፈልጡ ይግባእ። 2) ወለዲ ንደቆም ጽቡቕ ኣብነት ክኾኑ ይግባእ። 3) ብኸመይን እንታይን ክርእዩ ከም ዘለዎም ኣቐዲሞም ክርእዩን ክውስኑን ይግባእ። 4) ንህጻናት ዝጥቀሙሉ ሕግታት ክገብሩ ይግባእ። 5) ጥቅሙን ጉድኣቱን ብንጹር ክዛተዩ ይግባእ። 6) ካልእ መገድታት ጸወታታት ምድላው ንኣብነት ኣብ ገዛ ዝተፈላለየ ክእለት ስእሊ፡ ሙዚቃ ወዘተ ከማዕብሉ ዝኽእሉ መጻወቲታት ብምድላው ኣካላዊ ምንቅስቓስ ብምግባር ናይ ስክሪን ግዜ ምጉዳል ይከኣል እዩ። ዶክተር ቱሚም ጌታቸው (ሓፈሻዊ በዓል ሞያን ክኢላ ኩለመዳያዊ ምዕባለ ህጻናትን) [እዚ መልእኽቲ @BikuZega ምስ Tikvah Ethiopia ብምትሕብባር ኩሉ ግዜ #ሓሙስ ንወለዲ ዘቕርቦ ትምህርቲ እዩ። ] . ❤ t.me/tikvahmagazine

#ምስጋና ሰላም ውድ ወላጆች! #በመጀመሪያ የነበሩን 5 ቀን የህጻናት የክረምት ፕሮግራማችን #በትላንትናው እለት (አርብ) በምህረት እና በፀጋው በየሽርሽር ፕሮግራም ተጠናቋል። #ይህን እውን ለማድረግ
#ምስጋና ሰላም ውድ ወላጆች! #በመጀመሪያ የነበሩን 5 ቀን የህጻናት የክረምት ፕሮግራማችን #በትላንትናው እለት (አርብ) በምህረት እና በፀጋው በየሽርሽር ፕሮግራም ተጠናቋል። #ይህን እውን ለማድረግ በገንዘብና ጉልበት የትሳትፋችሁ ወላጆች እና በትምህርት ግዜ ያገለገላችሁን # መምህራንን_አገልጋዮችን፡ ዛሬ በድብቅ የዘራችሁትን ነገ በአደባባይ በደስታ ታጭዳላችሁ!!!!! ተባረኩ!!! ሌላ ደግሞ በነበረን ግዜ ሁሉ ከጠዋት እስከ ማታ ድረስ ጊዜያችሁን ሰውታቹ ከጠዋት እስከ ማታ ድረስ በማገልገል ያሳረፍቹን(የልጆች መዝሙርና ድራማን በመለማመድ፣ መርሐ ግብሩን በመምራት፣ ቤተ ክርስቲያንን በማጽዳት...) የነብራችሁ፣ # የኤጳፍራ_ቡድን (ታዳጊዎች) , እግዚአብሔር በዘመናችሁን ሁሉ እረፍት ይስጣችሁ፡ የቀረው የአገልግሎት ዘመንህ ይባረክ!!! #የወንጌል_አማኞች_ህብረት_ቤተክርስትያን_የልጆች_ክፍል_2015እእ ተጨማሪ- t.me/ugbcsscomments