cookie

We use cookies to improve your browsing experience. By clicking «Accept all», you agree to the use of cookies.

avatar

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት™+

📌ስፖርታዊ ሓበሬታታት ብትግርኛ ዝቕርብሉ ቻናል እዩ። ንሓበሬታ፣ ሪኢቶን ፕሮሞሽንን በዚ ይፅሓፉልና.. @DoItKnow1 @ExtraSportbot

Show more
Advertising posts
3 224
Subscribers
+524 hours
+257 days
+11830 days
Posting time distributions

Data loading in progress...

Find out who reads your channel

This graph will show you who besides your subscribers reads your channel and learn about other sources of traffic.
Views Sources
Publication analysis
PostsViews
Shares
Views dynamics
01
So excited for this man 😯
1030Loading...
02
ዕለተ ቀዳም ምሸት 4:00
3350Loading...
03
🇺🇸 የአሜሪካ ሜጀር ሊግ ሶከር ጨዋታ        ⏰Full-Time ኢንተር ሚያሚ 1-3 አታላንታ ዩናይትድ #ሜሲ 62' @Bisrat_Sport_433et @Bisrat_Sport_433et
3620Loading...
04
ኮንፈረንስ ሊግ ፍፃመ ፀወታ            ⏰ Full time ኦሎምፒያኮስ 1-0 ፊዮረንቲና ኦሎምፒያኮስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮንፍረንስ ሊግ ኮይና።
3430Loading...
05
BREAKING‼️ ቪንሰንት ኮምፓኒ ክሳብ 2027 ኣብ ጀርመን ምስ ባየርን ሙኒክ ውዕሉ ፈሪሙ እዚ ደማ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሙኻኑ ተረጋጊፁ ኣሎ።
4750Loading...
06
OFFICIA: ጋንታ ባርሴሎና ን ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ሓዱሽ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ሾይማ።
5370Loading...
07
ዋይን ሩኒ "🗣 ሕልመይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ወይ ኤቨርተን ምስልጣን እዩ።" ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን ብናይ 3 ዓመት ኮንትራት ንናይ ሻምፒዮን ሺፕ ጋንታ ፕላይ ማውዝ አርግሊ ከሰልጥን ተስማዕሚዑ።
5280Loading...
08
ሎሚ ዝሳለጡ ፀወታታት 🇪🇺 ኮንፈረንስ ሊግ ፍፃመ ፅወታ 04:00 | ኦሎምፒያኮስ vs ፊዮረንቲና 🇺🇸 ኣሜሪካ ሜጀር ሊግ ሶከር ለይቲ 08:30 | ኢንተር ሚያሚ vs አታላንታ ዩናይትድ
5460Loading...
09
ኣብ ዱባይ ዝተጀመረ ዓመታዊ ሽልማት ሶከር ግሎብ ሎምዓንቲ ኣብ ጣልያን ተኻይዱ። ኣብ 2010 ዝተመስረተ ሽልማት ኩዕሶ እግሪ ግሎብ፡ ኣብ ዓለም ኩዕሶ እግሪ፡ ንላዕለዎት ተፃወትቲ፡ ኣሰልጠንቲ፡ ክለባትን ወከልትን ዘኽብር ዓመታዊ ውድድር ኮይኑ ። ኣብ ዱባይ ዝካየዱ እዞም ሽልማታት፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ኩዕሶ እግሪ ንዝተረኽቡ ብሉፃት ዓወታት ዘጉልሑ ኮይኖም፡ ዓለማውያን ኮኾባትን ላዕለዎት ተሳተፍትን ዝስሕቡ እዮም። ሎምዓንቲ ኣብ ዝተኻየደ እዚ ስነስርዓት ሽልማት ደማ ✅ ብሉጽ ተፃዋታይ ደቂ ተባዕትዮ ኣዉሮፖ፡ ኪልያን ሙባፔ ✅ ብሉፅ ክለብ እዚ ዓመት፡ ማንችስተር ሲቲ ✅ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ኣዉሮፓ፡ ዣቪ ኣሎንሶ(ባየር ሊቨርኩሰን) ✅ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ፕሪመርሊግ ኢንግሊዝ: ማይክል ኣርቴታ ✅ ጋንታ ሴስክ ፋብሪጋስ ኮሞ 1907 ንሽልማት ምምላስ ዓመት ተሸሊማ። 🔥🇮🇹 ኢጣልያዊት ጋንታ ድሕሪ 20 ዓመት ናብ ሰረኣ ደይባ። ✅ ላሚነ ያማል ሽልማት ብሉፅ ዝቕልቀል ተፃዋታይ 2024 ተዓዊቱ። ✅ ዋና ኣሰልጣኒ ጂሮና ኤፍ ሲ ሚሸል ሳንቸዝ ንብሉጽ ኣሰልጣኒ ናይዚ ዓመተ ስፖርት ላሊጋ 23/24 ተዓዊቱ።
6040Loading...
10
ወዲ 27 ዓመት ናይ መስመር ኣጥቃዓይ ቲሞ ቨርነር ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ካብ ጋንታ ሌፕዚግ ብልቃሕ ን 6 ወርሒ ድሕሪ ናብ ቶተንሃም ምፍራሙ ንተወሳኪ ሓደ ዓመት ውዕሉ ከምዘናውሐ ተገሊፁ።
5380Loading...
11
ስፔን ላሊጋ ናይ 2023/24 ውድድር ዘመን ብሉፃት ዕላዊ ገይራ። ጁድ ቤሊንግሃም ናይ ላሊጋ ብሉፅ ተፃዋቲ ናይ ጋንታ ጂሮና ኣሰልጣኒ ሜቼል ናይ ላሊጋ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይ ባርሴሎና ተፃዋቲ ላሚን ያማል ናይ ላሊጋ ብሉፅ መንእሰይ ተፃዋቲ ብምኻን ተሓሪዬም።
5510Loading...
12
ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ናይ ጋንታ ቼልሲ ዋና ኣሰልጣኒ ኮይኑ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ኮንትራት ተፈራሪሙ። Here We Go Fabrizio
6370Loading...
13
Media files
6760Loading...
14
ጋንታ ቼልሲ ንኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ክተፈርም ኣብ ጫፍ በፂሓ። Fabrzio Romano
7250Loading...
15
ኣሰልጣኒ ጋንታ ባየር ሊቨርኩሰን ዣቢ አለንስ ንክርስትያኖ ሮናልዶ ከፈርም ከምዝደሊ እናተገለፀ ይርከብ።
7280Loading...
16
ሰፔን ላሊጋ ተዛዚሙ
6831Loading...
17
ጣልያን ሴሪ ኤ ተዛዚሙ
6700Loading...
18
ማንቸስተር ሲቲ ዓወታ ኣብ ጎደናታት ኣክቢራ። The celebrations are continuing tonight in town for the Premier League trophy parade 🏆
7730Loading...
19
🚨 ከም ፀብፃብ Daily Mail Sport ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ክረምቲ ካብ ማንቸስተር ሲቲ ከምዝለቅቅ ገሊፁ።
6341Loading...
20
ሳዉዝኣምፕተን ን ሊድስ 1-0 ብምርታዕ ናብ ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ሓሊፎም።
6891Loading...
21
ክሊያን ሜባፔ ኣብ ፒኤስጂ 308 ፅዋታ 351 ናይ ጎል ተሳትፎ; 308 ፅዋታ 256 ጎሎች⚽️ 95 አሲስት🅰️ 🏆15 ዋንጫ ⭐️6x ናይ ፈረንሳይ ሊግ ኮከብ ጎል መቁፀሪ ⭐️5x ፈረሳይ ሊግ ኮከብ ተፃዋቲ ናይ ጋንታ ፒኤስጂ ኣብ ታሪክ ልዑል ጎል መቁፀሪ።
7051Loading...
22
ውፅኢታት ፅዋዕ ባንኪ ኣንበሳ መቐለ 70 እንደርታ 2-1 ምስ ራያ ዓዘቦ ዋልታ 3-1 ሓውዜን ኣክሱም 0-0 ዓድዋ ወልዋሎ 0-1 ስሑል ሽረ ፈራውን 2-1 ሲራክ
6800Loading...
Photo unavailableShow in Telegram
So excited for this man 😯
Show all...
Photo unavailableShow in Telegram
ዕለተ ቀዳም ምሸት 4:00
Show all...
👍 2
Photo unavailableShow in Telegram
🇺🇸 የአሜሪካ ሜጀር ሊግ ሶከር ጨዋታ        ⏰Full-Time ኢንተር ሚያሚ 1-3 አታላንታ ዩናይትድ #ሜሲ 62' @Bisrat_Sport_433et @Bisrat_Sport_433et
Show all...
ኮንፈረንስ ሊግ ፍፃመ ፀወታ            ⏰ Full time ኦሎምፒያኮስ 1-0 ፊዮረንቲና ኦሎምፒያኮስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮንፍረንስ ሊግ ኮይና።
Show all...
Photo unavailableShow in Telegram
BREAKING‼️ ቪንሰንት ኮምፓኒ ክሳብ 2027 ኣብ ጀርመን ምስ ባየርን ሙኒክ ውዕሉ ፈሪሙ እዚ ደማ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሙኻኑ ተረጋጊፁ ኣሎ።
Show all...
Photo unavailableShow in Telegram
OFFICIA: ጋንታ ባርሴሎና ን ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ሓዱሽ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ሾይማ።
Show all...
👍 1
Photo unavailableShow in Telegram
ዋይን ሩኒ "🗣 ሕልመይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ወይ ኤቨርተን ምስልጣን እዩ።" ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን ብናይ 3 ዓመት ኮንትራት ንናይ ሻምፒዮን ሺፕ ጋንታ ፕላይ ማውዝ አርግሊ ከሰልጥን ተስማዕሚዑ።
Show all...
🔥 2