cookie

We use cookies to improve your browsing experience. By clicking «Accept all», you agree to the use of cookies.

avatar

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት™+

📌ስፖርታዊ ሓበሬታታት ብትግርኛ ዝቕርብሉ ቻናል እዩ። ንሓበሬታ፣ ሪኢቶን ፕሮሞሽንን በዚ ይፅሓፉልና.. @DoItKnow1 @ExtraSportbot

Show more
Advertising posts
3 139
Subscribers
+924 hours
+297 days
+15430 days

Data loading in progress...

Subscriber growth rate

Data loading in progress...

OFFICAL፡ ኮል ፓልመር ናይ ቼልሲ ብሉፅ ተፃዋቲ እዚ ሲዝን ብምኻን ተመሪፁ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
Show all...
OFFICAL: ፓስካል ግሮዝ ናይ ብራይተን ብሉፅ ተፃዋቲ እዚ ሲዝን ብምኻን ተመሪፁ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
Show all...
OFFICAL፡ ዣን ፊሊፕ ማቴታ ናይ ክሪስታል ፓላስ ብሉፅ ተፃዋቲ እዚ ሲዝን ብምኻን ተመሪፁ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
Show all...
🇪🇺 ኣውሮፓ ቻምፒዮንስ ሊግ መልሲ ፀወታ 04:00 | ሪያል ማድሪድ vs ባየር ሙኒክ                        Agg[2-2]
Show all...
👍 4🔥 1
ወነንቲ ቢጫ ሕብሪ ቦርስያ ዶርትሙንድ ድሕሪ 11 ዓመታት ናብ ፍፃመ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሓሊፎም። 👉 ኣብ 2ይ እግሪ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኣብ ፓርክ ዲ ፕሪንስ ኣምሪሖም ምስ ፒ ኤስ ጂ ዝገጠሙ ቦርስያ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ብዝኮነ ውፂኢት ተዓዊቶም። ዶርትሙንድ ዝተዓወቱላ ሽቶ ማት ሃምልስ ኣብ መበል 50 ደቂቃ ኣመዝጊቡ እዩ። 👉 በዚ መሰረት ቦርስያ ዶርትሙንድ ብድምር ውፂኢት 2 ን 0 ኣብ ልዕሊ ፒ ኤስ ጂ ብምዕዋት ናብ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሓሊፎም ኣለው።
Show all...
👍 1🔥 1
🇪🇺 ኣውሮፓ ቻምፒዮንስ ሊግ                   ⏰ ተዛዚሙ        ፒኤስጂ 0-1 ዶርትሙንድ                           #ሃምልስ 50'⚽️ [ Agg 0-2 ]
Show all...
🇪🇺 ኣውሮፓ ቻምፒዮንስ ሊግ                   ⏰ ዕረፍቲ        ፒኤስጂ 0-0 ዶርትሙንድ                [ Agg 0-1 ]
Show all...