en
Feedback
FRAME INTERIOR DESIGN mekelle/መቐለ

FRAME INTERIOR DESIGN mekelle/መቐለ

Open in Telegram

📌 FRIENDS FRAME | Interior Design & Training 🏠 Interior Design & Architectural Solutions 📚 Short Course: Interior Design & Software Training 📍 Mekele, 📞+251-942648660 / +251-985782265 🤖 Contact us: @friendsservices_bot

Show more
861
Subscribers
No data24 hours
-37 days
-830 days
Posts Archive
. ኢንተርየር ዲዛይን ምግባር ማለት ምምልኻዕ ማለት ኣይኾነን፤ ነቲ ቦታ ምሳኻ ክስማዕማዕን ክረዳዳእን ዝኽእል ዓርኪ ምግባር ማለት እምበር። መጺኦም ይርከቡና ፥ ከም ሽምናውን ፥ ንዅሉ ቦታዅም ምቹው
. ኢንተርየር ዲዛይን ምግባር ማለት ምምልኻዕ ማለት ኣይኾነን፤ ነቲ ቦታ ምሳኻ ክስማዕማዕን ክረዳዳእን ዝኽእል ዓርኪ ምግባር ማለት እምበር። መጺኦም ይርከቡና ፥ ከም ሽምናውን ፥ ንዅሉ ቦታዅም ምቹውን ንዕዖም ዝስማዕማዕ ገይርናውን ዲዛይን ክንገብረሎም ኢና። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

🎉✂️ Grand Opening Alert! Step inside our fresh new barber shop where style meets comfort. Check out our sleek interior design that’s as sharp as our cuts! 💈✨ Come for the trim, stay for the vibe! Don’t forget to like, share, and follow for more amazing design journeys! 🌟 #GrandOpening #BarberShop #InteriorDesign #frameinteriordesign #Frameinteriordesignmekelle https://vm.tiktok.com/ZMA6kRS51/

. ትካልና ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይንን ኣርክቴክቸርን ፡ ርሑስ በዓል ኣሸንዳ ክኾነልዅም ይምነየልዅም / ይምነየልኽን ! #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignC
. ትካልና ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይንን ኣርክቴክቸርን ፡ ርሑስ በዓል ኣሸንዳ ክኾነልዅም ይምነየልዅም / ይምነየልኽን ! #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. ናይ መደቀሲ ገዛውትና - በርን ዓራትን ቪው ርክብ ፥ መንቐሳቐሲ መጠን ቦታን ፥ ናይ ቲቭን ኻልኦት ፈርኒቸራትን ኣቐማምጣ ስታንዳርድ ንመልኸት ! #interiordesign#Frameinteriorde
. ናይ መደቀሲ ገዛውትና - በርን ዓራትን ቪው ርክብ ፥ መንቐሳቐሲ መጠን ቦታን ፥ ናይ ቲቭን ኻልኦት ፈርኒቸራትን ኣቐማምጣ ስታንዳርድ ንመልኸት ! #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. 👉 📅 ነሓሰ 5 ጀሚሩ . . . 👉 📍 ኣድራሻ - ሮማናት ኣደባባይ ላዳ ታክሲ ደዉ መበሊ ብዘሎ ኮብልስቶን እትዉ ኢልካ ፡ ፊት ንፊት ፅጌሬዳ ቑርስ-ቤት ኣብ ዝርከብ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ
. 👉 📅 ነሓሰ 5 ጀሚሩ . . . 👉 📍 ኣድራሻ - ሮማናት ኣደባባይ ላዳ ታክሲ ደዉ መበሊ ብዘሎ ኮብልስቶን እትዉ ኢልካ ፡ ፊት ንፊት ፅጌሬዳ ቑርስ-ቤት ኣብ ዝርከብ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ። 👉 ንተወሳኺ ሓበሬታ በዚ ርኸቡና👇👇📲 ስ/ቑ - 0942648660 ፤ 0985782265 ፤ #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. ትሕቲ Stair ደዛይን ንዝግበሩ Wc ፡ ሙቸቱን ተጠቓምነቱን ሓፍ ዘብ ፡ ሕዚ ኣብ መብዛሕትኡ ገዛውትና ዲዛይን እንትንገብር ዝፍጠሩ ችግራት ዝፈትሕ ፡ ዓቐን ዲዛይን ይመልኸቱ ! #interiord
. ትሕቲ Stair ደዛይን ንዝግበሩ Wc ፡ ሙቸቱን ተጠቓምነቱን ሓፍ ዘብ ፡ ሕዚ ኣብ መብዛሕትኡ ገዛውትና ዲዛይን እንትንገብር ዝፍጠሩ ችግራት ዝፈትሕ ፡ ዓቐን ዲዛይን ይመልኸቱ ! #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. ኣብ ኽልተ ወርሒ ዝውዳእ ፡ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ፍልጠትን ሞያን ፡ ዝውንንሉ ሓጺር ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ክረምታዊ ስልጠና ! ትሕዝቶ 'ቲ ስልጠና ፦ መሰረታዊ ናይ ኢንጂነሪን ዝ/ዩ ፕላናት
. ኣብ ኽልተ ወርሒ ዝውዳእ ፡ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ፍልጠትን ሞያን ፡ ዝውንንሉ ሓጺር ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ክረምታዊ ስልጠና ! ትሕዝቶ 'ቲ ስልጠና ፦ መሰረታዊ ናይ ኢንጂነሪን ዝ/ዩ ፕላናት ናይ ምንባብ ኽእለት ፥ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን መሠረታዊ ፅንሰሓሳባት ፥ ዲዛይን መግበሪ ሶፍትዌራት ፥ ብ ኣርባዕተ ዲዛይናት ትምህርቲ ተሃኒፆም(ሓሳብ ዲዛይን ምግባር ኽእለት ፥ ብፈርኒቸር ዲዛይን ፡ ብናይ ሕልሚ ገዛኦም ዲዛይን ፥ ብናይ ዝ/ዩ ናይ ስራሕ ቦታታት ዲዛይን) ብምግባር ፥ ኣብ ኽልተ ወርሒ በዓል ሞያ ይዅኑ! 👉📅 ነሓሰ 5 ክጅምር እዩ(15 ተምሃሮ ጥራሕ ክንምዝግብ ኢና)👉📍 ኣድራሻ - ሮማናት ኣደባባይ ላዳ ታክሲ ደዉ መበሊ ብዘሎ ኮብልስቶን እትዉ ኢልካ ፡ ፊት ንፊት ፅጌሬዳ ቑርስ-ቤት ኣብ ዝርከብ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ። 👉 ንተወሳኺ ሓበሬታ በዚ ርኸቡና👇👇📲 ስ/ቑ - 0942648660 ፤ 0985782265 ፤ #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. ኣብ ውሽጢ ገዛና ዘለዉ መሳኩቲታት ፡ ብዝሓሸን ብዝበለፀን ፡ #ግልጋሎትን #ሰሓቢ_መልክዕን ክህቡና ዘኽእልዎም ዲዛይን እንገብረሎም መማረጺታት ንመልኸት።
. ኣብ ውሽጢ ገዛና ዘለዉ መሳኩቲታት ፡ ብዝሓሸን ብዝበለፀን ፡ #ግልጋሎትን #ሰሓቢ_መልክዕን ክህቡና ዘኽእልዎም ዲዛይን እንገብረሎም መማረጺታት ንመልኸት።

🏡✨ From Blueprint to Beauty! ✨🏗️ Join us on an incredible journey as we transform a vision into reality! In this video, watch the step-by-step process of designing and constructing a stunning residence that blends modern aesthetics with functional living. Don’t forget to like, share, and follow for more amazing design journeys! 🌟 #HomeDesign #ConstructionProcess #DreamHome #Architecture #BeforeAndAfter https://vm.tiktok.com/ZMS3AYhsB/

. #ነፃ_ዝኾኑ_ኮርነራት ገዛውትና ብኸመይ ዲዛይን ክንገብሮም ንኽእል ? ኣብ ውሽጢ ኢንተርየር ዲዛይን ፡ ዲዛይኒንግ ብዙሕ ጊዜ ኣትዅሮት ተዋሂቡሎም ዲዛይን ዘይግበሩ ፥ ናይ ገዛና መልክዕ ዘጥፉንን ዝቕንሱን ነገራትን እንተሃለዉ ኣብ ማእኸል ኽልተ ጫፍ መንደቕ ዘለዉ ኮርነራት ተጠቐስቲ እዮም። እንሆ ነዞም ቦታታት እዚኣቶም ዲዛይን ብምግባር ፥ ቦታንምዕባይ፣ ስእላዊን መልክዓውን ትርኢት ገዛና ንምውሳኽ ፥ ውልቃዊ ስታይላትና ብምንፅብራቕ ፥ ተጠቓምነቶም ንምዕባይን ዝሕግዙ፥ እንጥቐመሎም መሠረታውያን መፍትሒታት ፥ #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ኣቕሪቡልዅም ኣሎ ፦ 1. ናይቲ ገዛና Space & Functionality ናብ ዝለዓለ ደረጃ ከብፅሑ ብዝኽእሉ#መደርደሪ ኣሃዱታት(Shelving Units) ፥ #ስቶሬጅ( Storage) ፥ ናይ ስራሕቲ ጥበብ መቐመጢ ፥ ወይ መደርደሪ መጻሕፍቲ ወይ ነዋሕቲ ካቢኔታትምጥቃም ፥ ናይ #ገዛ_ኦፊስ(Home Office) ወይ ድማ #ንንባብ ዝኾውን ቦታ(Reading Nook) ፥ ብተወሳኺውን ከም #ባር_ካርት(Bar Cart) ብምጥቓም ጥቕሚ ዘለዎ ኵርናዕ መንደቕ ምፍጣርሓደ መማረጺ እዩ፤ 2. መመላኻዕቲ(Decorative Elements)ዝኾኑ ባእታታት ብምጥቓም ፥ ማለትውን #ስነ_ጥበብ_መንደቕ(Wall Art- ስነጥበባዊ ስርሓት፡ ብፍሬም ዝተቐርፁ ስእልታት፡ ወይ መስትያት ኻሊእውን ፍሬም ዘለዎም ስእልታት፣ ሕትመት ስነ-ጥበብን ኣነቓቓሒ ጥቕስታትን ብምሕዋስን ብምትእስሳርን መንደቕ ጋለሪ ምፍጣር) ፥ ንቲ ኵርናዕ መንደቕ ዝተፈለየ ቀለም ብምቕባእን ተለጣፊ ፓነላት መንደቕ ብምጥቓምን ፎኮስ ፖይንት ምፍጣር(Accent Walls) ፥ #መብራህቲ(Lighting - ኣቓልቦ ንላዕሊ ንምስሓብ ዝተፈላለየ ቁመትዘለዎ ተንጠልጣሊ መብራህቲ መንደቕን ናሕስን ምግጣም ኣብ ጠረጴዛውን ብምቕማጥ ዲዛይን ምግባር ኻሊእ መማረፂ እዩ። 3. ብተኽልታት ገዛታት(Greenery) - ኣብ ጠረጴዛ(ወይ ኣብ ዝኾነ ይዅን ፈርኒቸር) ዝቕመጡ ተኽሊታት(Plant Stand) ፥ ዝንጥልጠሉ ተኽሊታት(Hanging Planters) ፥ ኣብ መሬት ዝቕመጡ ነዋሕቲ ኣብ ተኽልታት Plants) ንባዶኩርናዕ ሓምላይ ክገብሩን ተፈጥሮ ቫይብ ክውስኹን ይኽእሉ እዮም እሞ። 4. ዝተፈላለዩ ኣቝሑ ገዛ ምቕማት(Furniture) - ምቹው መቐመጢ ቦታ ዝፈጥሩ ፥ ንመዕረፊ ዝሙችዉ ናይ ሶፋ ወንበር(Accent Chair: Corner Seating and Tables:) ምቕማጥ ‘ውን ኻሊእ መማረፂ ዲዛይን ኵርናዕ መንደቕ እዩ። ብተወሳኺውን ፥ ኸም መንጠልጠሊ ኽዳን ፥ ቦርሳን ቝልፍን ኻልኦት ኣናኡሽተይ ኣቝሑን ብምቕማጥን፥ ኻልኦት ዘይተጠቐሱ ብዙሓት መማረፂታትን ብምግባር ፥ ባዶ ዝነበሩ ኵርናዓት ክፍሊ ገዛውትና ዲዛይን ብምግባር ገዛውትና ሙችዉን ሰሓባይን ምግባር ይከኣል እዩ። “ ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ትካልና ፍሬንድስ ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይንን ኣርክቴክችርን መፂኦም ይጎብዩና ፥ ኢንተርየር ዲዛይነር ብምምሃር ኣብ ሓፂር ጊዜ ሰብ ብዙሕ ሞያ ይዅኑ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

.ነፃ ዝኾኑ ኮርነራት ገዛውትና ብኸመይ ዲዛይን ክንገብሮምንኽእል ? ኣብ ውሽጢ ኢንተርየር ዲዛይን ፡ ዲዛይኒንግ ብዙሕ ጊዜ ኣትዅሮት ተዋሂቡሎም ዲዛይንዘይግበሩ ፥ ናይ ገዛና መልክዕ ዘጥፉንን ዝቕንሱን ነገራትን እንተሃለዉ ኣብ ማእኸል ኽልተ ጫፍ መንደቕ ዘለዉ ኮርነራት ተጠቐስቲ እዮም። እንሆ ነዞም ቦታታት እዚኣቶም ዲዛይን ብምግባር ፥ ቦታንምዕባይ፣ ስእላዊን መልክዓውን ትርኢት ገዛና ንምውሳኽ ፥ ውልቃዊ ስታይላትና ብምንፅብራቕ ፥ ተጠቓምነቶም ንምዕባይን ዝሕግዙ፥ እንጥቐመሎም መሠረታውያን መፍትሒታት ፥ #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ኣቕሪቡልዅም ኣሎ ፦ 1. ናይቲ ገዛና Space & Functionality ናብ ዝለዓለ ደረጃ ከብፅሑ ብዝኽእሉ ፥ #መደርደሪ ኣሃዱታት(Shelving Units) ፥ #ስቶሬጅ( Storage) ፥ ናይ ስራሕቲ ጥበብ መቐመጢ ፥ ወይ መደርደሪ መጻሕፍቲ ወይ ነዋሕቲ ካቢኔታትምጥቃም ፥ ናይ #ገዛ_ኦፊስ(Home Office) ወይ ድማ #ንንባብ ዝኾውን ቦታ(Reading Nook) ፥ ብተወሳኺውን ከም #ባር_ካርት(Bar Cart) ብምጥቓም ጥቕሚ ዘለዎ ኵርናዕ መንደቕ ምፍጣርሓደ መማረጺ እዩ፤ 2. መመላኻዕቲ(Decorative Elements)ዝኾኑ ባእታታት ብምጥቓም ፥ ማለትውን #ስነ_ጥበብ_መንደቕ(Wall Art- ስነጥበባዊ ስርሓት፡ ብፍሬም ዝተቐርፁ ስእልታት፡ ወይ መስትያት ኻሊእውን ፍሬም ዘለዎም ስእልታት፣ ሕትመት ስነ-ጥበብን ኣነቓቓሒ ጥቕስታትን ብምሕዋስን ብምትእስሳርን መንደቕ ጋለሪ ምፍጣር) ፥ ንቲ ኵርናዕ መንደቕ ዝተፈለየ ቀለም ብምቕባእን ተለጣፊ ፓነላት መንደቕ ብምጥቓምን ፎኮስ ፖይንት ምፍጣር(Accent Walls) ፥ #መብራህቲ(Lighting - ኣቓልቦ ንላዕሊ ንምስሓብ ዝተፈላለየ ቁመትዘለዎ ተንጠልጣሊ መብራህቲ መንደቕን ናሕስን ምግጣም ኣብ ጠረጴዛውን ብምቕማጥ ዲዛይን ምግባር ኻሊእ መማረፂ እዩ። 3. ብተኽልታት ገዛታት(Greenery) - ኣብ ጠረጴዛ(ወይ ኣብ ዝኾነ ይዅን ፈርኒቸር) ዝቕመጡ ተኽሊታት(Plant Stand) ፥ ዝንጥልጠሉ ተኽሊታት(Hanging Planters) ፥ ኣብ መሬት ዝቕመጡ ነዋሕቲ ኣብ ተኽልታት Plants) ንባዶኩርናዕ ሓምላይ ክገብሩን ተፈጥሮ ቫይብ ክውስኹን ይኽእሉ እዮም እሞ። 4. ዝተፈላለዩ ኣቝሑ ገዛ ምቕማት(Furniture) - ምቹው መቐመጢ ቦታ ዝፈጥሩ ፥ ንመዕረፊ ዝሙችዉ ናይ ሶፋ ወንበር(Accent Chair: Corner Seating and Tables:) ምቕማጥ ‘ውን ኻሊእ መማረፂ ዲዛይን ኵርናዕ መንደቕ እዩ። ብተወሳኺውን ፥ ኸም መንጠልጠሊ ኽዳን ፥ ቦርሳን ቝልፍን ኻልኦት ኣናኡሽተይ ኣቝሑን ብምቕማጥን፥ ኻልኦት ዘይተጠቐሱ ብዙሓት መማረፂታትን ብምግባር ፥ ባዶ ዝነበሩ ኵርናዓት ክፍሊ ገዛውትና ዲዛይን ብምግባር ገዛውትና ሙችዉን ሰሓባይን ምግባር ይከኣል እዩ። ዝሓሸ ግልጺ ንክኾነልኵም ኣብነት ገይርና ዘቕረብናዮም ናይ ኢንተርየር ዲዛን ምስልታትብምስትውዓል ረኣይዎም። “ ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ትካልና ፍሬንድስ ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይንን ኣርክቴክችርን መፂኦም ይጎብዩና ፥ ኢንተርየር ዲዛይነር ብምምሃር ኣብ ሓፂር ጊዜ ሰብ ብዙሕ ሞያ ይዅኑ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

.It is a human desire to make a better and comfortable world for us which is evidenced #in_how_we_organized_spaces_that_we_in
+6
.It is a human desire to make a better and comfortable world for us which is evidenced #in_how_we_organized_spaces_that_we_inhabit. And the #aesthetic that we make for them. Interior design is the #art and #science of understanding people’s #behavior to create #functional_spaces within a building. Interior design is taking a #holistic_view of the way that #individuals_use and #enjoy_the_spaces that they inhabit. #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

Transforming Spaces From Dull to Delightful ☕✨ #BeforeAndAfter #CafeMakeover #interior_design #interior_design_ስልጠና #Frameinteriordesignmekelle For design 📞 0985 782 265 : 0942648660 https://vm.tiktok.com/ZMSsDt7BN/

📌መጀመርያ ዲዛይን ድሕሪኡ ኮንስትራክሽን👌 ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብዚ ፀሓፉልና👉 📲 ስ/ቑ - 0942648660 ፤ 0985782265 ፤ 📍 ኣድራሻ - ሮማናት ኣደባባይ ላዳ ታክሲ ደዉ መበሊ ብዘሎ ኮብልስቶን እትዉ ኢልካ ፡ ፊት ንፊት ፅጌሬዳ ቑርስ-ቤት ኣብ ዝርከብ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ። #design #FRAMEinteriordesign #interiordesignmekelle #3Danimation #Lumion #ArchiCAD

🧑‍🎨🧑‍🎨🧑‍💻🧑‍💻ኣብ ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይን ክረምታዊ ናይ ክልተ ወርሒ ስልጠና ምምሃር ኽንዲ ምንታይ ሞያዊ ለውጢ ከምፅአሎም ኸም ዝኽእል መፂኦም ይርኣዩ ! ኢንተርየር ዲዛይነር ናይ
🧑‍🎨🧑‍🎨🧑‍💻🧑‍💻ኣብ ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይን ክረምታዊ ናይ ክልተ ወርሒ ስልጠና ምምሃር ኽንዲ ምንታይ ሞያዊ ለውጢ ከምፅአሎም ኸም ዝኽእል መፂኦም ይርኣዩ ! ኢንተርየር ዲዛይነር ናይ ሙኻን ዓሚቕ ድሌቶም ፡ ብሓፂር ጊዜ ግሁድ ይግበሩ፤ መሰረታዊ ናይ ኢንጂነሪን ዝ/ዩ ፕላናት ናይ ምንባብ ኽእለት ፥ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን መሠረታዊ ፅንሰሓሳባት ፥ ዲዛይን መግበሪ ሰለስተ ሶፍትዌራት ፥ ብ ኣርባዕተ ዲዛይናት ትምህርቲ ተሃኒፆም(ሓሳብ ዲዛይን ምግባር ኽእለት ፥ ብፈርኒቸር ዲዛይን ፡ ብናይ ሕልሚ ገዛኦም ዲዛይን ፥ ብናይ ዝ/ዩ ናይ ስራሕ ቦታታት ዲዛይን) ብምግባር ፥ ኣብ ኽልተ ወርሒ በዓል ሞያ ይዅኑ! 👉📅 ሰነ 30 እዩ ክጅምር(15 ተምሃሮ ጥራሕ ክንምዝግብ ኢና) 👉📍 ኣድራሻ - ሮማናት ኣደባባይ ላዳ ታክሲ ደዉ መበሊ ብዘሎ ኮብልስቶን እትዉ ኢልካ ፡ ፊት ንፊት ፅጌሬዳ ቑርስ-ቤት ኣብ ዝርከብ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ። 👉ንተወሳኺ ሓበሬታ በዚ ርኸቡና👇👇📲 ስ/ቑ - 0942648660 ፤ 0985782265 ፤ #interiordesign #Frameinteriordesignmekelle #DesignCourse #furnituredesign #FurnitureSale #FurnitureDeals #furnituremekelle #interior_design_ስልጠና #interior_design #Mekelle #መቐለ

👨‍💻👨‍🎨#ኢንተርየር_ዲዛይነር_ሙኻን ሓደ ስራሕን ፡ ሓደ ፕሮፌሽንን ጥራሕ ኣይኾነን፤ ምኽንያቱ ኢንተርየር ዲዛይን ዝድህስሶም ብዙሓት ሞያታት ብምህላዎም ፡ ኢንተርየር ዲዛይን ዝተምሃረ ሓደ ሰብ ፡ ክሰርሖም ዝኽእል ብዙሓት ሞያታት እዮም። ኻብኣቶም እቶም ዋኖት ንምጥቓስ ዝኣኽል ፡- 1. #Interior_designing; ንዝተፈላለን ቦታታት ውሽጦምን ደግኦምን ብዝተፈላለዩ ዓይነትዲዛይናት ፡ ነቲ ዘድሊ ስምዒትን ፋንክሽንን ንክሙቺ ገይርኻ ፥ ቦትኦም ፥ ሕብሮም ፥ ፓተርንታት ፥ ቴክስቸር ፥ ፈርኒቸራት ፥ ፎርምታት ፥ መብራህቲታቶምን ፥ ኻልኦትን ዲዛይናት ብሶፍትዌር ተሓጊዝና ዲዛይን ምግባር እቲ ዋና ስራሕ ፕሮፌሽኑ እዩ። እዙይውንኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንሳልቲንግ ኦፊሳት ኣቲኻውን ምስራሕ ይከኣል እዩ። 2. #Set_designing; ኻሊእ ኢንተርየር ዲዛይን ዝተምሃረሰብ ክሰርሖ ዝኽእል ስራሕ ፡ ኣብ ፊልም ፐርስፔክቲቨ ፡ ኣብ መድረኽ ኪነ ጥበብ ትያትር ፡ ኣብ ሙዚቓ ናይ ትርኢት መድረኽ ፥ ኣብ ቓለ መጠይቕን ዝግበረሎም ቦታታት ፥ ኣብ ናይ ፎቶግራፊክ ኣንግል ቪው ፥ ኤግዚቪሽናትን ኻልኦትን ፥ ድሕረ ባይታኦም ነቲ ዘድሊ ትዕይንት ንክሙቺ ገይርኻ ፥ ቦትኦም ፥ ሕብሮም ፥ ፓተርንታት ፥ ቴክስቸር ፥ ፈርኒቸራት ፥ ፎርምታት ፥ መብ ራህቲታቶምን ፥ ዲዛይን ብምግባር ነዞም ኣብ ላዕሊ ዘለዎ ፕሮፌሽናት ዋና ኣስተዋፆ ክገብር ዝኽእል እዩ። 3. #graphics_and_animation; ናይ ዝተፈላለዩ ትካላት ሎጎን ብራንዲንግን ምስቲ ገዛኦም ኣዋሂድኻ ዲዛይን ምግባር ፥ ኣብ ናይ ግራፊክስ ዲዛይን ዘለዉ ዲዛይናት ፥ ኣብ ናይ ኣኒሜሽን ቪዲዮዲዛይን ዘለዉ ቦታታትን ናይ ህንፃ ውሽጡን ደገኡን ረንደርድ ቪድዮ ኣንሜሽናት ምስራሕውን ኻሊእ ሓደ ክፋሉ እዩ። 4. #Furniture design and #sales/marketing experience in a home materials and accessories shop. ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ዲዛይን መግበር ስራሕ ቦታታት ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ዲዛይን ብምግባርንን ኣብ ናይ ኣቑሑገዛ መሽጢ ቦታ ፡ ብዛዕባ ዅሎም ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ገዛ ማተርያላትን ፊንሺንግታትን እዅል ዝኾነ ኣፍልጦ ክህልየና ብምግባር ፥ ኣድለይትን ዘመኑን ዝሓለዩ ማተርያላት ብምምፃእ ግብኣት ንምህላው ዘመኑን ብምግባር ኣትራፊን ሙኻን ውን የኽእል እዩ። 5. #Décor_designing; ኻሊእ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ኮርስ ምምሃር ኣብ ዝተፈላለዩ ኢቨንትታት ዘመኖም ዝሓለዉ ፥ ውህደትን መልክዕን ዘለዎም ዲኾር ዲዛይን ንምግባርን ፥ ሓደሽቲ ናይ ዲኮር ዲዛይናት ኣቝሑ ንምስራሕን ፡ ፅቡቕ ዝኾነ ውህደትን ሰሓባይ ዝኾነ ዓይኒ ርእዮትን ንክህልወና ዝገብር እዩ።        ብሓፈሻ #ኢንተርየር_ዲዛይነር፥ ሙኻን ሓደ ስራሕን ፡ ሓደ ፕሮፌሽንን ኣይኾነን። ናብ ትካልና ፍሬም ኢንተርየር ዲዛይንን ኣርክቴክቸርን መፂኦም ፥ ኢንተርየር ዲዛይን ብምምሃር በዓል ብዙሕ ፕሮፌሽን በዓል ሞያ ይዅኑ።                                           #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን!                                       ሙቹውን ሰሓባይን ቦታ ንፈጥር !     #interiordesign #Frameinteriordesignmekelle #DesignCourse #furnituredesign #FurnitureSale #FurnitureDeals #furnituremekelle #interior_design_ስልጠና #interior_design #Mekelle #መቐለ

. ኣብ ሓፂር ጊዜ ውሽጢ ፡ #ኢንተርየር_ዲዛይን_ተማሂሩ ፡ ኢንተርየር ዲዛይነር ዝኾነ ሰብ ፡ ብዙይ ሞያ እዙይ #ኻልኦት_ተወሰኽቲ_ስራሕቲታት 'ታይ ክሰርሕ ይኽእል ? .
. ኣብ ሓፂር ጊዜ ውሽጢ ፡ #ኢንተርየር_ዲዛይን_ተማሂሩ ፡ ኢንተርየር ዲዛይነር ዝኾነ ሰብ ፡ ብዙይ ሞያ እዙይ #ኻልኦት_ተወሰኽቲ_ስራሕቲታት 'ታይ ክሰርሕ ይኽእል ? .