en
Feedback
FRAME INTERIOR DESIGN mekelle/መቐለ

FRAME INTERIOR DESIGN mekelle/መቐለ

Open in Telegram

📌 FRIENDS FRAME | Interior Design & Training 🏠 Interior Design & Architectural Solutions 📚 Short Course: Interior Design & Software Training 📍 Mekele, 📞+251-942648660 / +251-985782265 🤖 Contact us: @friendsservices_bot

Show more
861
Subscribers
No data24 hours
-37 days
-830 days
Posts Archive
" . . . እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ህዝቢ ዝኸውን፥ #ዓብዪ_ሓጐስ ኣብስረኩም ኣለኹ እሞ ኣይትፍርሑ። ሎሚ መድሕን፥ ንሱውን #ክርስቶስ #ጐይታ፥ ኣብ ከተማ ዳዊት #ተወሊዱልኩም ኣሎ። . . . ” በሎም።" ሉቃ 2፥10-11፤ ትካልና #ፍሬም_ኣርክቴክቸርን_ኢንተርየር_ዲዛይንን ንኵልኻትኵም ኣመንቲ ክርስትንና ፥ እንኳዕ ናብ ጐይታናን መድሓኒትናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ልደት ብሰላም ኣብፀሐኵም ፡ እናበለ ርሑስ በዓል ልደት ንክኾነልኵም ፡ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ! ነዚ ብምምልኻት ፥ ናይ Residence Interior Design : Giveaway ኣዘጋጂና ኣለና። ምችዉን ሰሓባይን ቦታ ፥ ንፍጠር !

🎨Painting is just one piece of the puzzle! 🧩✨ Space layout, functionality, and lighting are essential for a well-designed home. Let’s dive deeper! #HomeDesign #Interiodesign

From Mekelle to Maychew: Exploring architectural and interior design for a stunning G+3 residence apartment building! 🏢✨ #DesignJourney #Architecture #InteriorDesign #architecturedesign

✨ From this ➡️ to this! Every design tells a story. We are Frame Interior Design and Architecture, turning visions into reality! 🏡💫  #InteriorDesign #FrameYourSpace #frameinteriordesign #መቐለ @FRIENDSinterior

" ጥቕሚ ኢንተርየር ዲዛይን እንታይ እዩ ? ሓደ ኢንተርየር ዲዛይን ዝተሰርሐ ገዛ ፥ ካብ ዘይተሰርሐ ዝሕሸሉ #ክልተ መሠረታዊ ነጥብታት ! " #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

Elevate your living experience with our stunning G+4 and G+3 residential designs! 🌟 From innovative layouts to elegant finishes, we create homes that inspire. Let's build your dream space together! #ResidentialArchitecture #DesignDreams #HomeDesign

Elevate your living experience with our stunning G+4 and G+3 residential designs! 🌟 From innovative layouts to elegant finishes, we create homes that inspire. Let's build your dream space together! #ResidentialArchitecture #DesignDreams #HomeDesign #mekelle

@frame_interior_design_and_architecture.
+5
@frame_interior_design_and_architecture.

👨‍💻👨‍💻Interior designer ክንፅውዓሉ ዝግብኣና ትክክለኛ ሰዓት 🕙 #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን#መቐለ#tiktokviral#Tigray #Mekelle #mekelle @FRIENDSinterior

Transforming spaces, one haircut at a time! ✂️✨ Dive into our latest barbershop interior design project, where style meets comfort. Watch as we bring elegance and functionality together for the ultimate grooming experience. Join us on this journey! #Frameinteriordesignmekelle #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን #መቐለ #BarbershopDesign #InteriorInspo #TikTokDesign"

መብዛሕቱ ቢዝነስ ዝሰርሕ ሰብ ፥ ዓበይቲን ሰፋሕትን ቦታታት እምበርኣናኡሽተይን ፀበብቲን ቦታታት ዲዛይን ዝግበሩ መሲሉ ኣይስመዖምን። ካብዙይ ዝተልዓለ ካብቶም ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብተሎክረኽ
መብዛሕቱ ቢዝነስ ዝሰርሕ ሰብ ፥ ዓበይቲን ሰፋሕትን ቦታታት እምበርኣናኡሽተይን ፀበብቲን ቦታታት ዲዛይን ዝግበሩ መሲሉ ኣይስመዖምን። ካብዙይ ዝተልዓለ ካብቶም ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብተሎክረኽብዎ ዝኽእልዎ ዋጋ ረሲዖም ፥ ሰፋሕትን ዓበይቲን ቦታታት ረኺቦም ዲዛይን ንምግባር ብምምናይ ጊዜኦምን ዓቕሞምን ፥ ኻልኦትብዙሕ ነገራት እዮም ዝስእኑ። ነገር ግና ብሞያና ካብ ዘስተውዓልናዮም ነገራት ውሽጢ ፥ ዓቕምናን ዘለና ሕፅረትቦታናን ዘገናዘቡ ዲዛይን ዝተገበሩ ኣናኡሽተይ ቦታታት ፥ ዲዛይን ካብ ዘይተገበሩን ዝተጋነኑ ሰፋሕቲ ካብ ዝኾኑ ቦታታት ንላዕሊዋጋ ለለዎም ኣትረፍትን ፥ ቐስ ብቐስ ናብ ዓበይቲ ትካላት ሙኻን ዓበይትን እዩም። ኣስተውዒልና ኸም እንርእዮ ‘ውን ብዙሓት ሰባትዉዝጥቐመሎም ቦታታት ኣብ ኸምዚኣቶም ዝበሉ ቦታታት እዩ። ቢዝነስዝውሰን ኣብ ምስፋሕን ምዕባይን ሕልሚ ወይ ትምኒት ኸይኾነስ ፥ እቲ ሕዚ ኣብ ኢድካ ዘለካ ኣናኡሽተይን ፀበብትን ቦታታት ብኣግባቡኽህቦ ዝኽእል ውፅኢት ብምጥቓም እዩ። እዙይውን ዘለና ቦታ ምስቲ እንደልዮ ሓሳብ ኣወሃሂድና ዲዛይን ምስ እንገብሮ እዩ። ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን መፂኦም ይጎብንዩና ፥ ዘለዎም ውን እዅል ሙኻኑ ይፍለጡ። ቦታዅም ናብ ቢዝነስን ፥ ብዙሕዋጋ ናብ ዘለዎ ሙቹውን ሰሓብን ቦታ ምስ ቐየርናዮ ከመስግኑና እዮም። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. " መንበሪ ገዝኦም ንከፍቅርዎ ዝግጁ ድዮም ? ሕልሞም ዘንፀባርቕን መነባብሮኦም ዘመሓይሽ ሙችዉን ሰሓባይን ቦታ ንሰራሕ ! " #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን #interiordesign#F
. " መንበሪ ገዝኦም ንከፍቅርዎ ዝግጁ ድዮም ? ሕልሞም ዘንፀባርቕን መነባብሮኦም ዘመሓይሽ ሙችዉን ሰሓባይን ቦታ ንሰራሕ ! " #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ .

. ፓተርን(Pattern) ኣብ ውሽጢ ኢንተርየር ዲዛይን ፦ #ብመስመር፥ #ብመብራህቲ ፥ #ብከለር ፥ #ብቴክሲቸር ፥ #ብፎርምን ፥ #ብፈርኒቸትን ፥ ኻልኦትን ተጠቒምኻን ፥ ምስ ናይቲ ገዛ #ኮንሰፕት(ክህልዎዝደለናዮ ድባብ ገዛ) ተኣሳሲሩ ብዝተፈላለዩ ሜላታት #ኣቐማምጣ ዝፍጠር፤ ናይ ዲዛይን ፥ ሰእሊ ፥ ሓሳብ ፥ ኣብስትራክት ፥ ምድግጋም እዩ። ፓተርን(Pattern) ኣብ ናይ ቦታታት ገዛና #ቕመምን ፥ ክረአዩ ናይ ዘይንደልዮም ነፃ ቦታታት #ሽፋንን ፥ ዓይንና እነዕርፈሉ ኣቓልቦና ዝስሕብ #መልኽዕ ፥ ሓፈሻዊ ናይ ገዛና ኣፒራንስ ዘዕቢ #ንድፊ_ኣብስትራክር ፥ ብመሠረታዊነት ኣብ ብዙሕ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ቦታታት ኣብ ጨርቓ ጨርቒ ፥ ናይ መንደቕ መሬትን ከቨሪንግታት ፥ ስእሊታታን ፥ መብራህትን ፥ ፈርኒቸራትን እንጥቐሞን እንርእዮን ሓደ መሠረታዊ ኢለምንት ኢንተርየር ዲዛይን እዩ። ፓተርን(Pattern) ፦ ኣብ ገዛውትና ዲዛይን እንትንገብር ፥ #ብመጠኑን_ዓቐኑን(scale and proportion) #ኮንትሮልድ ዝኾነ ፡ ምስቲ ናይ ገዛና ጠቕላላ ንድፊውን ተኣሳሲሩ ዝኸይድ ክኾን ኣለዎ፤ ምኽንያቱ ፓተርን ዘይብሉ ገዛ ፥ ትርኢቱ ደባሪ ዝኾነን ካራክተር ዘይብሉን እንትኾን ፥ ፓተርን ልዕሊ መጠን ዝበዝሖን ገዛ ድማ ንዓይኒ ብጣዕሚ ቢዚን ዘይሙችዉን ንክኸውን እዩ ዝገብሮ’ሞ። ንኸምዚኦምን፥ ኻልኦትን ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ሓሳባት ንምርካብ ፥ ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ምርጭኦም ይግበሩ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ .

. ፓተርን(Pattern) ኣብ ውሽጢ ኢንተርየር ዲዛይን ፦ #ብመስመር፥ #ብመብራህቲ ፥ #ብከለር ፥ #ብቴክሲቸር ፥ #ብፎርምን ፥ #ብፈርኒቸትን ፥ ኻልኦትን ተጠቒምኻን ፥ ምስ ናይቲ ገዛ #ኮንሰፕት(ክህልዎዝደለናዮ ድባብ ገዛ) ተኣሳሲሩ ብዝተፈላለዩ ሜላታት #ኣቐማምጣ ዝፍጠር፤ ናይ ዲዛይን ፥ ሰእሊ ፥ ሓሳብ ፥ ኣብስትራክት ፥ ምድግጋም እዩ። ፓተርን(Pattern) ኣብ ናይ ቦታታት ገዛና #ቕመምን ፥ ክረአዩ ናይ ዘይንደልዮም ነፃ ቦታታት #ሽፋንን ፥ ዓይንና እነዕርፈሉ ኣቓልቦና ዝስሕብ #መልኽዕ ፥ ሓፈሻዊ ናይ ገዛና ኣፒራንስ ዘዕቢ #ንድፊ_ኣብስትራክር ፥ ብመሠረታዊነት ኣብ ብዙሕ ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ቦታታት ኣብ ጨርቓ ጨርቒ ፥ ናይ መንደቕ መሬትን ከቨሪንግታት ፥ ስእሊታታን ፥ መብራህትን ፥ ፈርኒቸራትን እንጥቐሞን እንርእዮን ሓደ መሠረታዊ ኢለምንት ኢንተርየር ዲዛይን እዩ። ፓተርን(Pattern) ፦ ኣብ ገዛውትና ዲዛይን እንትንገብር ፥ #ብመጠኑን_ዓቐኑን(scale and proportion) #ኮንትሮልድ ዝኾነ ፡ ምስቲ ናይ ገዛና ጠቕላላ ንድፊውን ተኣሳሲሩ ዝኸይድ ክኾን ኣለዎ፤ ምኽንያቱ ፓተርን ዘይብሉ ገዛ ፥ ትርኢቱ ደባሪ ዝኾነን ካራክተር ዘይብሉን እንትኾን ፥ ፓተርን ልዕሊ መጠን ዝበዝሖን ገዛ ድማ ንዓይኒ ብጣዕሚ ቢዚን ዘይሙችዉን ንክኸውን እዩ ዝገብሮ’ሞ። ንኸምዚኦምን፥ ኻልኦትን ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ሓሳባት ንምርካብ ፥ ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ምርጭኦም ይግበሩ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ .

. #Pattern_ፓተርን ፦ ናይ ገዛውትና ኢንተርየር ከም ቕመም ስለ ዝኾነ ፥ ኵሎም ክፍሊታት ናይ ፓተርን ንክኢት(touch) ክህልዮ ኣድላዪ እዩ። #interiordesign#Frameinteriorde
. #Pattern_ፓተርን ፦ ናይ ገዛውትና ኢንተርየር ከም ቕመም ስለ ዝኾነ ፥ ኵሎም ክፍሊታት ናይ ፓተርን ንክኢት(touch) ክህልዮ ኣድላዪ እዩ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. ኢንተርየርዲዛይን ንቢዝነስና ኣገዳሲ ዝኾነሉ ኣርባዕተ መሰረታው ንጥብታት 1. ኢንተርየር ዲዛይን ናይ ካምፓኒና ብራንድ ብምንፅብራቕ ፥ ኣብ ዓማዊልና ናይ እንኳዕ ደሓን መፃኣእዅም ስምዒትን ኣብ ናይ ካምፓሚና ብራንድ ፡ ዘለዎም ዋጋ ንክዓቢ ይገብር፤ (Brand Identity & Customer Experience.) 2. ብፅቡቕ ዅነታት ዝተነደፈናይ ስራሕ ቦታ ፥ ናይ ሰራሕተኛታት ዕግበትን ፡ ንተወፋይነት ስራሕን ምህርታውነትን ፥ ሙችውን ዘለዓዕልን ሃዋህው ይፈጥር ፥ናይ ምውፃእ ዝንባልኦም ውን ይቕንስ፤ (Employee Morale & Productivity.) 3. ናይ ቢዝነስቦታና ዓላምን ጎልን መሠረት ገይሩ ዝተሰርሐ ውፅኢታዊ ዲዛይን ፡ ዝሓሸ ፍሰት ስራሕን ርክብን ብሙምችቻውን ፥ ዝሓሸ ምንቕስቓስኣየርን ሙቐትንውን ክህልዎ ብምግባርን ፡ ፋንክሽንን ተጠቓምነት ቦታናን ኽብ የብል፤ (Space Optimization &Functionality.) 4. ብበዓል ሞያ ዝተሰርሑ ዘመናዊ ዲዛይናት ፥ ኸም ድላይና ገይርና ንምስራሕ ዘኽእሉ መልቲ-ፋንክሽናል ዝኾኑ ፥ ተዓፃፃፍነትን ተለመድቲ(Flexibility& Adaptability) ቦታታት ብምፍጣር ፥ ንግዲና ንነዊሕ ጊዜ ዝፀንሕን ዕዉት ኢንቨስትመንት(Return on Investment) ክኸውን ንምግባር ኣድላዪ እዩ። ንኸምዚኦምን፥ ኻልኦትን ናይ ኢንተርየር ዲዛይን ሓሳባት ንምርካብ ፥ ትካልና #ፍሬም_ኢንተርየር_ዲዛይንን_ኣርክቴክቸርን ምርጭኦም ይግበሩ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ

. ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ፡ ብሰላም ፥ ብጥዕና ፥ ብደስታ ፡ እንኳዕ ኣብፀሐኵም ፥ ኣብፀሐና! ትካልና ፍሬም ኢንተርየርስ ፥ ዘመኑ ናይ ሰላምን ፍቕርን ፥ ሰብ ገዛን ቢዝነስን ኾይንዅ
. ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ፡ ብሰላም ፥ ብጥዕና ፥ ብደስታ ፡ እንኳዕ ኣብፀሐኵም ፥ ኣብፀሐና! ትካልና ፍሬም ኢንተርየርስ ፥ ዘመኑ ናይ ሰላምን ፍቕርን ፥ ሰብ ገዛን ቢዝነስን ኾይንዅም ኣባና ገራሚ ዲዛይን እተግብሩሉን ፥ ዘመን ክኾነልዅም ይምነ። #interiordesign#Frameinteriordesignmekelle#DesignCourse#furnituredesign#FurnitureSale#FurnitureDeals#furnituremekelle#interior_design_ስልጠና#interior_design#Mekelle#መቐለ