en
Feedback
ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂

ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂

Open in Telegram

ለስሕቁ , ፅሑፉት, ቁምነገር ፅሑፉት ቪድዮታት እና ፎቶታት ኣብ ልደበረኩም ምሳና ይኹኑ ብሰሓቅ ብቁምነገር ብኹሉ ነገር ኣብ ጎድንኹም ኢና 😂😂😂 @keyo26

Show more
512
Subscribers
-124 hours
-17 days
-130 days
Posts Archive
ምንም ተኾነ ምንም ቱ መንገዲ እኳ ፁሩይ ተኾነ ጥራሕ እግርኻ ግን ከይትኸድ ዝሓወይ ለዉግዐካለኹ ስለ መንገዲ የኾነይ😜👍 ሼር us 👉 @keyocomic

ፈረንጂ ኮ ኣንሕና ሓበሻ ዙኹላይ ጋዜጣ📄 ሽንት ቤት ሒዝናዮ ንኣቲ ተለና ልነንብቦ ኮኦዩ ልመስሎ ።😂 . . . 🤔 ኣይይ ፈረንጂ መሕዘኒ ••●◉ 😂😂😂😂😂😂😂 @keyocomic

ልሃረስናሉ ዓራት እንድሕር ተመሊስና ንህርሰሉስ ልምንታይ ኢና ነንፅፎ 😂🤣😂🤣😂 ሓደ ሁኩይ ዓርከይ ልበለኒ 🤣😂🤣😂🤣😂 ሼር 👉 @keyocomic

8ይ ክፍሊ ዉጤት ለይመፀላ ልሞተላ ወጣት ሓደ ወድራያ ዓዉይይ ስብኣይ ኣብ ማሕረስ ዉዒሎም ገዝኦም ላተመለሱ ኣብቲ ገዝኦም በሪ ሰብ ተኣኪቡ ይሪኡ ሞ #ስብኣይ=ታይ እኒሆ ድዩ ልተፈጠረ ነገር ዙኹላይ ሰብ ተኣኪቡ ኒሆ ደቀዋ #ሓደ_ወዲ = ጓልኹም 8 ክፍሊ ወዲቃስ ላማይ ጠሊቃ ሞይታ #ስብኣይ=ዋይ እማ ትረኽባ ኣዉእዶ 9 እንሆ ኾይኑ ልተረድኦ 👍 ሼር @keyocomic

ኮካ ልተብሃለ ዓርከይ ስልኪ ይድዉለለይ እሞ #ኮካ= ሄሎ ቀዮ ገዛ ንዓሞ ምስ 16 ሰባት አዕርኼኽተይ እኒአኹ ቢራ ንሰቲ me=ታይ እኒኦ ድዩ ገዛኹም ታይ እዩ ዙኹላይ ሰብ #ኮካ= ኣይ ኣዉዚ ቢራስ ካብ 18 ብላዕሊ ልብል ፅሑፍ እኒሀዎ ሞ ሓደ ሰብ ስለ ልጎደለና እዩ #me=ኣነ ኣብ ስራሕ እየ ለለኹ ኻሊእ ሰብ ፀዉዕ😳 🤔🤔 🤣😂🤣😂🤣😂 sher us @keyocomic

ድኻ ኾይንኻ ልጓል ድኻ ተጥኒስኻያ ትክሕዳ ድኻ ኾይንኻ ልጓል ሃፍታም ተጥኒስኻያ ቤተሰባ ይክሕዱኻ 🤔🤔 ከንቱ ልኾነት ዓለም😭😭 ሼር 👉 @keyocomic

ቀይሕ ባሕሪ 👎 ቀይሕ ፀብሒ 👍 ሼር 👉 @keyocomic

ካብ ትግርኛ ቲክ ቶክ ልርኢ ፀብሒ #ዱባ ላደጋገምኹ ምብላዕ ይሕሸኒ 🤔 🤣😂🤣😂🤣 ሓደ ቆልዓ ላበለ ሰሚዐ እየ ሼር 👉 @keyocomic

መን መፅንዒ መንኸ ተፀናዒ 😭😭😭 ኸዚ እዩ ልፀልመተና ቸ ኸዚ እዩ ያጦርነት ዋጋ ልፈለጥና @keyocomic
መን መፅንዒ መንኸ ተፀናዒ 😭😭😭 ኸዚ እዩ ልፀልመተና ቸ ኸዚ እዩ ያጦርነት ዋጋ ልፈለጥና @keyocomic

ፅንዓት ልኹሉ ልህዝቢ ትግራይ 😭 መሕመሚ ጊዜ

ጊዜ ወርቂ እዩ ኣሪግኹም ቅድሚ ስንኹም ምዉዳእኹም ኸዚ ዋላ ብግዲ ስሓቁሉ 🤷 @keyocomic

ታእዩባ ኣነ ቤተክርስትያን ክስዕም ትኸድ ተለኹስ ልረሳዕኽዎ ደርፍለ ኮኦዩ ትዝ ልብለኒ 🤔 🦻👀 ሼር 👉 @keyocomic

ጫት ምቅሓም ክሓድጎ ይ ሓስብ እሞ ግን ትሓሳብ ልመፀለይ ላቅሓምኹ እዩ 🤔 🤣😂🤣😂 ሼር 👉 @keyocomic

ኣፈይ መኪናና መሬት ናብዓልኻ ክህልየካ እዩ ይብለኒ እስካብ ኸዚ ግን ድራረይ የበላዕኹ😏 🤣😂🤣😂 ሼር 👉 @keyocomic

ሓንቲ ቆንጆ ቸከስ ልሓደ ደኩተር ኣፍቂራ ኣጋጣሚ ሓሚማ ክትሕከም ላፍቱ ናዩ ሆስፒታል ክትሕከም ኸይዳስ #ደኩተር = ክምርምራ ኢሉ ኽዳንኺ ኣዉፅኢ ይብላሎስ እስኻለ ኣዉፅእ ያ ወይ ናሎሚ ፍቅሪ 🤔😂🤣🤣 ሼር 👉 @keyocomic

የኾነይ እስኺ ልጠፍአ ይጥፋእ ብለይ መታወቅያይ 😳😳😳 sher us 👉 @keyocomic

ልምንታይ እዩ ግና ቆናጁ ኣጓላት መፍርሒ ኣቦ ለለወን 🤔🤔🤔 ሼር 👉 @keyocomic

ለለ እዚኣስ ጓል ሕንቁቃት ካብ ሙኻና ልተልዓለት ና ጀበና ቡና ☕️ ልክትሰቲ ኢደይ አሕፅቡኒ የበለቲ ድያ 🤔 🤣😂🤣😂 ሼር us 👉 @keyocomic

ኣብ ቱርኪ ል ተኸታታሊ 6 መዓልቲ መሬት ምንቅጥቃጥ ዋላ ላጋጠመ #መብራህቲ ኣይትጠፍኢ ኣብ ዓድና ግን ዝናብ ወቂዑ ኢሎም የጥፍእዋ እሞ ዝናብ እኮ ምዝናብ ሓዲገሙዎ መብራህቲ እባ ልቀቁልና ተይልኻዮም ፅንሑ #ገመድ_ይድረቅ ሼር 👉 @keyocomic

2006 ዓ.ም ግዲ ሰላም ኽኾን ደልዩስ ኸዚ ምስ ሰበይተይ ተፋቲሐ ሼር 👉@keyocomic