en
Feedback
ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂

ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂

Open in Telegram

ለስሕቁ , ፅሑፉት, ቁምነገር ፅሑፉት ቪድዮታት እና ፎቶታት ኣብ ልደበረኩም ምሳና ይኹኑ ብሰሓቅ ብቁምነገር ብኹሉ ነገር ኣብ ጎድንኹም ኢና 😂😂😂 @keyo26

Show more
512
Subscribers
-124 hours
-17 days
-130 days
Posts Archive
ብ ቆልዕትና ስንና ንሸርፍ ተለና ወለድና ልቆርቆሮ ሸንድዮ ምእንቲ ክወቅለልኻ ይብሉና ነይሮም ናዞም #ሰናናት ኸ ላብ ፎቅ ላሸንደይዎ ድዩ ኾይኖም 🤣😂😂🤣😂 ሼር 👉 @keyocomic

s*x ላገበሩ ከንፈራ ክስዕማ ይብልሎስ ዕረፍ ፍቅረኛ እኒኤኒ እዩ ኢላቶ ኢሎምዋ አረ ምትእምማን ትፀልእ🤔 🤣😂🤣😂 sher us 👉 @keyocomic

ና እስፖርት መምህር ብ ፈተና ፀሚዱ ክሕዘካ ተሎ ኣበበ በቂላ ጥራሕ እግሩ ኣብ #ሮም ከተማ ቀዳማይ ክወፅእ ተሎ ናቱ መጨረሻ ልወፀ ና ሰበይቱ ስም መን ትበሃል ነይራ 🤔 🤣😂🤣😂 ሼር 👉 @keyocomic

ፅቡቅ ዓርኪ ማለት ልክዕ ሀም #ረጆቶ እዩ ከይትወድቅ ደጊፉ ልሕዝ🤣😂🤣😂 @keyocomic

እስቲ ሲንግል ልኾንኽን ችካት ልናቀደም ፍቅረኛኽን ክተቅነኦኦ ምእንቲ ልኣየ ጥበሳኒ🤔 🤣😂🤣 sher uss 👉@keyocomic

ሓንቲ ዶክተር የፍቅረካ እየ ኢላ ደብዳቤ ፂሒፉትለይ ዙ ፅሑፍ ምንባብ ኣቢኒ #ፋርማሲ ል ፋርማሲ ተረድኡኒ ኢለ ይንከራተትለኹ 😆😂🤣 Join👉 @keyocomic Share  & Invite ur Friends

ና ኬጂ 3 ተምሃሪ ኮኦዩ ዛ ሚስ ክተሀርሶም ፍርናሽ ላዘጋጀየት ሪኢዋ ታይ ተትብል ቱ ቆልዓ ፁቡቅ ነይሩ ሚስ #ንቅሕም ድዩ 😳 ኣይይይ ጊዜ ሎሚ 🤔 sher uss 👉 @keyocomic

ወዲ ዓጋመ ዓርክኻ Dv በፂሕዎ ኸይዱ ታይ ኢኻ ትልእኸለይ ኸዚ ትብሎ ተለኻ ሜሴጅ 😳 🤣😂🤣😂 ሼር 👉 @keyocomic

ኢትዮጵያ ሰላምያ ልብል ኮንሰርት ላተኻየደ ኣታዊኡ ግን ብ ጦርነት ልልተፈናቀሉ እዩ አረ ኡይይይይ😂🤣😂 sher uss 👉 @keyocomic

ሓፂር ሰብ ሙኻን ለፅልእ እኮ ብና #ቱኩሻታት ረብሻለ ትነትዕ ትኽእል ኢኻ 🤔🤔 🤣😂🤣😂 sher us 👉 @keyocomic

ቀደም ጡኑሳት ኾይነን ሓመን ደስ ኢሉኒ ክቁሕም ልብላ ወለድታት ካብአን ልተወለዱ ሰባት ኮኦዮም ኸዚ ለሰንቲይይ ጭቃ ለጣፎይይ ኾይኖም ለለዉ 🤔🤔🤔 🤣😂🤣😂 sher us 👉 @keyocomic

የመና ድኽነተይ ሀም ልገደደኒ ልፈለጥኹ ናይ ባዕለይ ፎሲ ጨይንኒ #ስዓል ልሓዘኒ ነገር እዩ 🤔🤔 🤣😂🤣😂 sher us @keyocomic

ብ telegram ብቻ ዲኻ ተጫዋቲ ወይስ ብኣካል ለ ልበልኹሙኒ ሰባት ብ ኣካልማ ኑሮ ይጫወተንሎ ኮ 😳 😂🤣😂🤣 sher us 👉 @keyocomic

ደቂ ራያ ፍቅሮም ኣይዉዳኢ ልሓደ በዓል ዱኳን ኸይደ #me = ሰላምዶ ብሮ #እሱ = ብሮ የለይ እንሆ እርሳስ ዉሰድ 🤣😂🤣😂🤣😂 sher us 👉 @keyocomic

ብቻ ቱ ጊዜ ግራ እዩ ለእትወልኻ ኸዚ ኣብ ናይና ሰፈር ባዕሉ ካብ ኮሮና ልምክልኻል ኽሻብ ትማሊ #ማስክ ጌሩ እዩ ላዘረ ነበረ ኸዚ ባዕሉ ኣጥፊኡ ሂወቱ ኣሕሊፋ 😭😭 ሼር 👉 @keyocomic

👉 #Keyo_art_hom_work ማነኛዉም ናይ ገዛ 3D እና 5D ስራሕትታት ኣድራሻ መቐለን ከባቢኣን ብ ስልኪ ቁፅሪ 0939721696/0979222289 ደዊሎም ምርካብ ይኽእሉ እዮም ሼር @keyo
+4
👉 #Keyo_art_hom_work ማነኛዉም ናይ ገዛ 3D እና 5D ስራሕትታት ኣድራሻ መቐለን ከባቢኣን ብ ስልኪ ቁፅሪ 0939721696/0979222289 ደዊሎም ምርካብ ይኽእሉ እዮም ሼር @keyocomic

Keyo art hom werk ማነኛዉም ናይ ገዛ 3D እና 5D ስራሕትታት ኣድራሻ መቐለን ከባቢኣን ብ ስልኪ ቁፅሪ 0939721696/0979222289 ደዊሎም ምርካብ ይኽእሉ እዮም
+2
Keyo art hom werk ማነኛዉም ናይ ገዛ 3D እና 5D ስራሕትታት ኣድራሻ መቐለን ከባቢኣን ብ ስልኪ ቁፅሪ 0939721696/0979222289 ደዊሎም ምርካብ ይኽእሉ እዮም

ምስ ሰበይተይ ኻልኣይ መዓልቲ ተሪኤካ #ክቀትለካ እየ ልብል text መፂኡኒ ኸዚ ኣነ ለጨንቀንሎ ናመንኤን ስብኣይ ሀምልለኣኸለይ እዩ 🙊🙆🙊 👉😂😂😂😂😂 ሼር 👉 @keyocomic

#እሱ= hi የፍቅረኪ እየ #እሳ=ዋይ ፍቅረኛኸ #እሱ= ኣይ እሳ ኣይተፍቅረኪ 🤣😂🤣😂🤣 ሼር 👉 @keyocomic

የመና ቆንጆ ካብ ሙኻነይ ልተልዓለስ ጣንጡለ ዓይና ዓሚታ እያ ትነኽሰኒ 🤣😂🤣😂 sher us 👉 @keyocomic

ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂 - Statistics & analytics of Telegram channel @keyocomic