en
Feedback
ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂

ሰሓቅ ጨዋታ ምስ ቀዮ(ⓚⓔⓨⓞ)😂

Open in Telegram

ለስሕቁ , ፅሑፉት, ቁምነገር ፅሑፉት ቪድዮታት እና ፎቶታት ኣብ ልደበረኩም ምሳና ይኹኑ ብሰሓቅ ብቁምነገር ብኹሉ ነገር ኣብ ጎድንኹም ኢና 😂😂😂 @keyo26

Show more
512
Subscribers
-124 hours
-17 days
-130 days
Posts Archive
ደስተኛ ኮይንኻ ትነብር ልገብሩ 5 ትእዛዛት 1=ምስ ተስሕቀካ ጓል ኹን 2=ምስ ጊዜ ትህበኻ ጓል ኹን 3=ምስ ትንከባኸበካ ጓል ኹን 4=ምስ ተፍቅረካ ጓል ኹን ዋንኡ እናናመጨረሻ ሕቶ ግን *ዘን 4አጓላት ባዕለን ንባዕለን ሀም ለይፋለጣ እርግጠኛ ኹን @keyocomic

እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልኹለኹም ሓይልታት ትግራይ 🙏🙏🙏 ሼር 👉 @keyocomic
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልኹለኹም ሓይልታት ትግራይ 🙏🙏🙏 ሼር 👉 @keyocomic

ና ወንድላጤ መከርኡ ቡዙሕ እዩ 😂😂😂😂 ሼር 👉 @keyocomic
ና ወንድላጤ መከርኡ ቡዙሕ እዩ 😂😂😂😂 ሼር 👉 @keyocomic

ኣቱም ሰባት ና መቐለ በዝሒ ህዝቢ 800.000 እዩ ተባሂሉ ታማ እዩ ዕዳጋ ሎሙዓንቲ ኸይደ 2 ሚልየን ልኾን ለግነኹ 🤔🤔🤔🤔 ሼር 👉 keyocomic

ናገዛና መርሐቂ ሲስተም ኣናጩ❎ መርዑት✅ 🤔🤔🤔 Sher 👉 @keyocomic

ቀበሌ መታወቅያ ክተዉፅ ኸይድኻ ነባሪ ዲኻ ክብሉኻ ተለዉ ኣይይ ሞዋቲ እየ 😳😳 ሼር 👉 @keyocomic

Merry ChristMas ኢለ text ሊኢኸላስ ዉይ ዝሓወይ ኣነ ሜሪ ኣረጋዊ እየ ተጋጊኻ ኢኻ ኢላ መሊሳትለይ 😭😭😭 ሼር 👉 @keyocomic

👳‍♂፡ " ካባየ ልበለፀ ወድስ ሪእኺ ትፈልጢ ዶ? " ኢሉ ይጥይቃ 🧕፡ ሱቅ ኢላ ፀኒሓ ኣይፈልጢ ትብሎ። 👳‍♂፡ " እሺ ልሐሸ ወዲኸ ? " ይብላ 🧕፡ ኸዝለ " ኣይፈልጢ " ትብሎ 👳‍♂፡ " እሺ ሀማየ ትሑት ደስ በሃሊ ቁመኑኡ ኸ? " 🧕፡ " ኣይፈልጢ ኮ ኢለካ " 👳‍♂፡ " ሀመይ ኢልኺ ለይትፈልጢ ይብላ 🧕፡ "ምሳየ ልሃለኻ ሀመይለ ልኻሊእ ሰብ ክርኢ ፍቅሪ ኮ #ዕዉር እዩ ወለላይ ብለይ እስኻስ ኻሊእ ወዲ ሪአ ኣይፈልጢለ ክርኢለ ኣይደሊ ትብሎ። አረ ፈጣሪ ኣቦይ ልኣየለ ሀምዚኣ ልበለት ቸከስ 🤲🥰 #share 👉 @keyocomic

ኣነኮ ልገርመኒ ሽንትቤት ክምጠጥ ተሎ ና ግቢ ተኻረይቲ ኹሎም ደዉ ኢሎም ልሪኡ ነገር ታይ ላኾኑ ኡዮም ል ስንብት ድዩ ወይስ ና ኣንጀት ነገር ኾይንዎም እዩ 🤔🤔🤔🤔 ሼር 👉 @keyocomic

ይነበብ ጠቃሚ ‼️‼️‼️#ቁምነገር እዩ ኣብ ሓደ መንደር ስእሊ ላስኣለ ብኽባር ዋጋ ላሸጠ ልመሓዳደር #ስብኣይ ነበረ። ድሕር ልተወሰነ መዓልትታት ኣፍጢ መንደር ልነብር ሓደ ተፈላጢ እየ በሃሊ ሰብ ናፍቲ ስእሊ ልስእል #ሽማግለ ስብኣይ ወይዱ ሀምዚ ይብሎ እስኻስ ናይቲ መንደር ሃፍታም ስብኣይ ኢኻ ስእልታትኻ ብኽባር ዋጋ እላሸጥኻ ኢኻ ዙ ኹላይ ሀፍቲ ኣጥሪኻ ተባሂልኻ ግን #ድኻ ሰብ ትሕግዝ ሪኤካ ሰሚዐልኻ ኣይፈልጢ ልምንታይ ኢኻ ድኻ ለይትሕግዝ #ኣብርሃ_ዱንኳንእኳስ ብዓቅሙ #ኣስቤዛ ልቲ ድኻ ለሎ ሕ/ሰብ ብነፃ እዩ ልሕግዝ ይብሎ ቱ ሽማግለ ስብኣይ ደማ #ፈገግ ኢሉ ኻሊእ ምንም ዓይነት መልሲ የመለሰሉይ ቱ ተፈላጢ እየ በሃሊ ስብኣይ ልሰፈሮ ሙሉእ ድኻ ለይሕግዝ ሃፍታም እዩ ኣብ ሰፈርና ለሎ ላበለ ልሰፈር ሙሉእ ይነግሮም ድሕር ልተወሰነ መዓልቲ ቱ ሰኣሊ ሽማግለ ይሓምም እሞ ለላዕሎ ኸይዱ ልጥይቆ ሰብ ይስእን ድሕር ልተወሰነ ማዓልቲ ድማ ሂወቱ ይሓልፍ #ኣብርሃ_ዱኳን ልቶም ደኻትም ሰፈር #ኣስቤዛ ምዕዳል ይሓድጎ ናይ ሰፈር ደኻትም ሕ/ሰብ ታይ ኾንኻ ኢኻ #ምዕዳል ሓዲግኻዮ #ኣስቤዛ ይብልዎሞ ኣብርሃ ኣነማ ካበይ ከምፅእ ቱ ስኣሊ #ሽማግለ ስብኣይ እዩ ገዚኡ ዓድሎም ይብለኒ ነይሩ ይብሎም እና አሕዋተይ ልምፍራድ ኣይንቸኩል ብናይ ሓደ ሰብ ስሕተት ብዙሓት ወገናት ልምንታይ ይፅልሙቶም‼️ #share ሰሓቅ ምስ ቁምነገር ምስ ቀዮ @keyocomic

ሓደ ዓርክና ዉትድርና ክምዝገብ ኸይዱ #ሱኑ_ሸራፍ ልኾነ ኣይንምዝግቢ ምስ በልዎ ዋይ ዓደይ ክሕሊ ኢለ እየ መፂአ እንበይ መኣዝ ክፉሕቃ ኢለኹም 🤣🤣😂😂😂🤣😂 sher 👉 @keyocomic

መልክዕኻ መፅልኢ እኳ ተኾንኻ ተግባርኻ ግን ቅንዕና ልተመልኦ ተኾይኑ ያዉ ኸዝለ መልክዕኻ መፅልኢ እዩ 🤔 ሼር 👉 @keyocomic

ማዘር ዳመጥሓን እኽሊ ክተጥሕን ኸይዳ ሓንቲ ሰበይቲ በይዛኽን ታራ ኣሕልፋኒ ቸኩይለ እየ ይብላኣለዋስ ዋይ እሞ ኣነ ብለይቱ መፂአ እንኤኹስ ምዙ ጠሓኒ ፍቅሪ ሒዝኒ ኾይኑ ድዩያ @keyocomic

ና መቐለ ና ንግዲ ሱማት 👉 #ሾግላጥ ዳ ጮግሪ 👉 #ማርሾ ዳ ፍራምረ መሸጢ 👉 #ጀፈል ኮፊ ሃዉስ 👉 #ቧኺት ዳ እስቲም 👉 #ደማካሴ ታይ እዩ ጥቅሙ ፋርማሲ 👉 #ገጢምናኩም ኣልጋ ቤት 👉 #ዲግሪ ሀም ኬፍኹም ኮሌጅ 👉 #ሒዝኩም ይኽድ መኪና መካረይይ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔 ሼር ጆይን 👉 @keyocomic

ሓበሻ ማለት እኮ ዓይኑ ከይርኢ #ሰማይ ሰማይ ላረአየ ላኸደ ታዓንቂፉ ወዲቁ ልሓምየኒ ሰብ እኒኦ ማለት እዩ ላበለ ልሰብ ለሳብብ ፍሉይ ፍጥረት እዩ 😂🤣😂 @keyocomic

#tik_tok ያዉ ኣሕዋተይ ኹለኹም አዕርኽተይ #ቲክ_ቶክ ጀምር ላበልኹም ልክጅምር ትደፋፍኡኒ ልነበርኹም ኣስታለየት ልትህቡኒ ነበርኹም ሀም ልበልኽምዎ መሰረት ቀረፃይ ምድላወይ ወዲአ ኣብዚ ሰሙን ዉሽጢ ልሰራሕኽዎ #ኮሜዲ ክለቅቅ ዝግጅተይ ወዲአ ይርከብ 👉keyo12 ኢልኹም #ሰርች ጌርኹም ናይ #ቲክ_ቶክ ኣካዉንተይ ምርካብ ትኽእሉ ኢኹም ናሂ =ጀሪ =ሪች= ኣሙ= ሃይልሽ= ጆ =ኮካ=መርከብ=diabi=Cozy =ቃሉ ልኹለኹም ኣሕዋተይን ኣዕርኽተይን ካብ ልቢ የመስግን 🙏🙏🙏 ሼር ብምግባር ኹሉ ምሳና ክስሕቅ ክጫወት ንግበር sher uss 👉 @keyocomic

🙆 #ካብ_ሶኒ_ክሻዕ_ሶኒ ሶኒ መዓልቲ ኣብ መንገዲ ሪአ ኣፍቂረያ ሰሉስ ሀም ለፍቅራ ኣግንየ ብኣካል ነጊረያ ረቡዕ እሺ ኢላ መሊሳትለይ ብትሕትና ሓሙስ ኣቅሪበላ ናይ ሓዳር ልመና ዓርቢ ልኣኸለይ ልገዛ ኢላትኒ ሽምግልና ቀዳም ተስማዕሚዕና ጀሚርና ዝግጅት መርዓና ሰንበት ብፋሉይ ዝግጅት ደስ ብልብል ተሞርዒና ሶኒ ቶማኒናስ ተፋቲሕና ድሮ ኣብ ሰሙንና 😭😭😭 😜😜😜😜😜 ሼር ጆይን 👉 @keyocomic

መፅሓፍቁዱስ =ጓል ኣንስተይቲ ኣይትዉቃዕ ቁርኣን = ጓል ኣንስተይቲ ኣይትዉቃዕ ፍርድቤት= ጓል ኣንስተይቲ ኣይትዉቃዕ #ጓል= ስብኣይ ተኾይንኻ በለኒ 🤔🤔 @keyocomic

ክሙርዐያ ኮ ወሲነ ነይረ እየ ቱ ንወልዶ ቆልዓ ቆንጪዉና ኢና ነዕብዮ ልስነስርዓት ምእንቲ ይብላለኹስ ጭፍረይ ክንቀለኒ እዩ 😳😳😳😳 ሼር ጆይን 👉 @keyocomic

ኮላሊትኻ ትሸጥ ኸይድኻ ኮላሊትኻ ጨጎራኻ ጉበትኻለ ተባላሽዩ እዩ ልምን ኣይኾኒ 🤔😭 ዋላ ልድዉለትለ ድዩ 🤣🤣🤣😂🤣 #sher_join 👉 #@keyocomic