uz
Feedback
ኦ እግዚኦ አርእየነ ትንሣኤሃ ለሃገሪትነ

ኦ እግዚኦ አርእየነ ትንሣኤሃ ለሃገሪትነ

Kanalga Telegram’da o‘tish

"ስንክሳር፡ድርሳን፡ተአምር፡ገድሊ፡ ትምህርቲ ማዕዳን ግጥምታትን መዝሙርን፡ ብድምጺ ዝስደደሉ ናይ ማሕበር መድኃኔዓለም ቅድስት ድንግል ማርያም ሊቀ ሰማዕታት ቅዱስ ጊዮርጊስ መስመር።" https://t.me/+qNrEflLmKsEzYjA0

Ko'proq ko'rsatish
1 826
Obunachilar
Ma'lumot yo'q24 soatlar
+17 kunlar
-1430 kunlar
Postlar arxiv
፲ ሰነ ከመይ ዝበለ ኣገልጋሊ፡ክኾነልኩም፡ትደልዩ

፰ ሰነ ኣብ ገዛ ርእስካ ፈትናን ድያብሎስን ምጽዋዕ

፯ ሰነ ሰንሰለት ጽድቂ እንታይ ዩ ሰንሰለት ሰይጣን ከ?

፳፬ (24) ሰኔ ኣቦና መባዐ እግዚእ ናይ ተንቤን

፲፰ (18) ሰኔ ኣቦና ነቢይ እዝራ ናይ ኢትዮጵያ - እመጓ

፳፫ (23) ሰኔ ኣቦና ወልደ ሱራፊ ናይ ኣውስትራልያ

፬ ሰነ ካብ ዓቅምካ ንላዕሊ ዝኮነካ ፈተና ብምንታይ ትሰግሮ? “ህይወተይ ብጓሂ፣ ዓመታተይ ብእህህታ ተወዲኡ፣ ሓይለይ ብኣበሳይ ላሕሊሑ፣ ኣዕጽምተይውን ማህሚኑ እዩ እሞ፣” — መዝሙር ዳዊት 31፥10

+1
record.ogg28.64 MB

፪ ሰነ ኣግባብ ጥምቀት ብኸመይ ይካየድ

ተአምረ ቅድስ ሥላሴ

፴ ግንቦት ሕቶ ካብ ህዝቢ

፲፰ (18) ሰኔ ኣቦና ነቢይ እዝራ ናይ ኢትዮጵያ - እመጓ