cookie

Sizning foydalanuvchi tajribangizni yaxshilash uchun cookie-lardan foydalanamiz. Barchasini qabul qiling», bosing, cookie-lardan foydalanilishiga rozilik bildirishingiz talab qilinadi.

avatar

#My_Generation_for_My_Society / #MGMS/ #ናተይ_ትውልዲ_ንማሕብረሰባዊ_ለዉጢ/#ናትማለ

#My_Generation_for_My_Society / #MGMS/ #ናተይ_ትውልዲ_ንማሕብረሰባዊ_ለዉጢ/#ናትማለ ዓላምኡ ኣብ ትግራይ ማሕበረሰባዊ ለውጢ ከምፅኡ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት ንምንጣፍ ዝተመስረተ ግሩፕ እንትኸውን። ካብኣቶም እቲ ማልት ብትልሚ ሒዛቶ ዘላ ዳስ ናይ ምፍራስ ውራይ ብናይ ግሩፕና ምሉእ ኣስተዋፅኦ ሓደ ቤት ት/ቲ ናብ ምዕሩይ መምሃሪ ንምቅያር ዕላማ ጌሩ ዝንቀሳቀስ ግሩፕ እዩ። @MGMS

Ko'proq ko'rsatish
Mamlakat belgilanmaganTil belgilanmaganToif belgilanmagan
Reklama postlari
170
Obunachilar
Ma'lumot yo'q24 soatlar
Ma'lumot yo'q7 kunlar
Ma'lumot yo'q30 kunlar

Ma'lumot yuklanmoqda...

Obunachilar o'sish tezligi

Ma'lumot yuklanmoqda...

ከመይ ሓዲርኩም ኣሕዋት። ብምኽንያት 'ቱ ኣብ ትግራይ ዘጋነፈ ፀገም ተረሓሒቅና ቀኒና እና። እቱ ኹነታት እናተጋደደ ይኸይድ ስለዘሎ ህዝብና ኣብ ምድሓን ክንገብሮም ኣብ እንኽእሎም ሰብኣዊ ሓገዛት እንተትንማኸር እንታይ ይመስለኩም? እቱ ህልዊ ኹነታት ኣዝዩ መሰከፊ እዩ ዘኒሆ'ሞ ንመኻኸረሉ
Hammasini ko'rsatish...
Hammasini ko'rsatish...
Log in to Facebook | Facebook

Log in to Facebook to start sharing and connecting with your friends, family and people you know.

ኣብ ዞባ ደብብ ትግራይ ዝነበረ ኣንበጣ ንክምከት ኣስተዋፃኦ ዝገበሩ ኣካላት ብማሕበር ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣኽሱም ሳባውያን ናይ የቅንየልና ምስክር ወረቀት ተበርክቲሎም፡፡ #ተክሊትሃይላይ #Henokony #ሄቨንማንጁስብርሃኑ #ጋዚጠኛጌታችውኣረጋዊ #ዮናስሃይሉ #ግርማይፀጋይ #ጌታችውሓጋዚ #ቺንጊቻቻ ትግራይ ሰብ ኣለዋ!ሕብረትና እዩ መልክዕና ፡፡ ሃይለ መሓሪ፳፻፲፫ ዓ/ም 𝐃𝐢𝐠𝐢𝐭𝐚𝐥 𝐖𝐞𝐲𝐚𝐧𝐞 ዲጂታል ወያነ
Hammasini ko'rsatish...
ዓድዋ (ካብ እንዳየሱስ ክሳብ ማይ ሽጉርቲ) ሕዚ፡ በዝሒ ዘለዎ ዕስለ-ኣንበጣ ኣትዩ ኣሎ። ኣብ ምህርቲ ከይዓርፍ፡ ዘዝኸኣልኩምዎ ሓግዙ። ልዕሊ ኹሉ ግን፡ ምሸት ናይ ኬሚካል ምንፃግ ስራሕ እንተዝስራሕ። @haphtom Berhe
Hammasini ko'rsatish...
#ሓፀቦ ኣምበጣ ብጣዕሚ እዩ ሓይሉ ዘሎ በይዛኻትኩም ርድኡና ግራትና ተወረርና እዩም ዝብሉ ዘለዉ ሓረስቶትና ! መንእሰይ ሓረስታይና ንብፀሓሉ #Share @abel berhe
Hammasini ko'rsatish...
ዓላትኩም እወ ጠፊእና ወደይ
Hammasini ko'rsatish...
ዓላትኩም ናትማለዊያን ድምፅኻትኩ ተፊኡ
Hammasini ko'rsatish...
ድሕሪ ወርሕይ መዓልታትይ ዞባ ደቡብ ካብ ዕስለ ኣንበጣ ነፃ ኣውፂእና መልሲ ናብ መቐለና.. ቐፂልና ናብ ተምቤን እገላ ሰለኽለኻ ዞባ ሰሜን ምዕራብ "
Hammasini ko'rsatish...
ኣነ ንማሕበረሰበይ እንታይ ገይረ? ናተይ ትውልዲ'ኸ እንታይ ይገብር ኣሎ? ዝብሉ ወሰንቲ ሕቶታት ዝሓተቱ ወለንታውያን ተጋሩ #ናተይ_ትውልዲ_ንማሕበረሰባዊ_ለውጢ (ናትማለ) ዝብል ምንቅስቃስ ብምምስራት ኣብ ትግራይ ዝረአዩ ዘለው ኩለንተናዊ ማሕበረሰባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ቆሪፆም ተላዒሎም ኣለው። ትምህርቲ ማሕበረሰባዊ ለውጢ ንምምፃእ እቱ ዝፈጠነ መንገዲ እዩ ኢሉ ዝኣምን ናትማለ TDA ትገብሮ ንዘላ ወፍሪ "#ካብ_ዳስ_ናብ_ምዕሩይ_ክላስ" ንምድጋፍ ክልተ ምዕሩይ ቤት ትምህርቲታት (8 ክላሳት ) ንምስራሕ ዛጊድ ልዕሊ 450,000 ቅርሺ ካብ ወለንታውያን ተጋሩ ካብ 200 ቅርሺ ብብርኪ "#ኣነ_ብዓቅመይ" ክሳብ ልዕሊ 50,000 ቅርሺ ብብርኪ "#ኣርኣያ_ትግራይ" ኣዋፂኡ ኣሎ። ሓረስታይ ትግራይ #ዕስለ_ኣንበጣ ዝብሃል ግዜ ዘይህብ ሕማቅ ወራሪ ምስገጠሞ ናትማለ ሙሉእ ትኹረቱ ናብ መኸተ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ብምዛር ካብ ግዱሳት ፈተውቲ ትግራይ ብናውቲን ብቅርሽን ብምውፃእ ዛጊድ ልዕሊ 1,005,148 (ሓደ ሚልዮንን ሓሙሽተ ሽሕን ሚኢትን ኣርብዓን ሸሞንተን) ቅርሺ ዝተኸፈሎ ን1000 ሄክታር ዝሽፍን 468 ሊትሮ PYRINEX 48% EC INSECTICIDE ኬሚካል ፣ 10 ሜትሮ ንጎኒ ን 7 ሜትሮ ንላዕልን ናይ ምንፃግ ዓቅሚ ዘለወን #13 Solo mistblower port 423 exp ዝኾና ሞተራይዝድ ስፕረይ ፣ 300 ማዕፂድ ብምግዛእ ን 129,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብን ቀጥታ ናብ ዞባ ማእኸል ን መንእሰይ ትግራይ ተሰዲዱ ኣሎ። ፃውዒት ናትማለ ተቀቢሎም ኣብዙ መኸተ #ወራር_ዕስለ_ኣንበጣ ብጉልበቶምን ብገንዘቦምን ዝሓገዙ'ኳ ብዙሓት እንተኾኑ ፤ ዝተወሰኑ ሰባትን ድርጅታትን ንምጥቃስ ዝኣክል:- 1. በዓል ዋና Hamling Trading Plc ዝኾነ ሓውና ሳሙኤል ሃይሉ ብመልክዕ ኬሚካል ፣ ሞተራይዝድ ስፕረይን ቀነስ ዋጋን ብጠቅላላ 628,048 ቅርሺ 2. ኣብ ካሊፎርንያ ዝነብር ሓውና ኤልያስ ብርሃነ ብመልክዕ ምተራይዝድ ስፕረይን ማዕፂድን ብጠቅላላ 43,000 ቅርሺ 3. በዓል ዋና Yemaha Construction Plc ዝኾነ ሓውና ሃይሉ ገ/ፃዲቅ ብጥረ ገንዘብ 30,000 4. ኣብ ካሊፎርንያ ዝነብር ሓውና ኣብይ ዘርኣብሩኽ ብመልክዕ ምተራይዝድ ስፕረይ 19,000 ቅርሺ 5. በዓል ዋና Tymes Steel Pipes Plc ዝኾነ ሓውና ጠዓመ ገብረ ብመልክዕ ሞተራይዝድ ስፕረይ 19,000 ቅርሺ 6. በዓል ዋና My Choice Ethiopia Tour ዝኾነ ሓውና ሃፍቱ መንገሻ ብመልክዕ ሞተራይዝድ ስፕረይ 19,000 ቅርሺ 7. ሓውና ኣንገሶም ተኽላይ ብመልክዕ ሞተራይዝድ ስፕረይ 19,000 ቅርሺ 8. ሓውና ያሬድ ኣብርሃ ብመልክዕ ሞተራይዝድ ስፕረይ 19,000 ቅርሺ 9. ሓውና ኣማኑኤል ሃደራ ብመልክዕ ሞተራይዝድ ስፕረይ 19,000 ቅርሺ 10. በዓል ዋና NOMY Engineering Plc ዝኾነ ሓውና መ/ር ዮናስ ተኽለሃይማኖት 15,000 ብመልክዕ መጓዓዓዚ . . . ወዘተ ብምንቅስቃስ ናትማለ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይን ጠጠው ዝበሉ ወለንታውያን ምስግና ይግበኦም።
Hammasini ko'rsatish...