Tigrigna music ደርፊታት ትግርኛ
Kanalga Telegram’da o‘tish
East african mussic
Ko'proq ko'rsatishMamlakat belgilanmaganToif belgilanmagan
1 221
Obunachilar
+124 soatlar
+267 kun
+18130 kun
Postlar arxiv
yt1s_com_Fiseha_Hailay_Ruhus_Awdeamet_New_Ethiopian_Tigrigna_Music.mp36.90 MB
yt1s_com_Niguse_Abadi_Asnanu_ንጉሰ_ኣባዲ_ኣስናኑ_Tigray_Music_2022_Official.mp37.18 MB
www_yt1s_to_Eritrean_music_Legend_Yemane_G_Michael_Barya_Men_Kab.mp38.82 MB
መን ካብ መን ብ የማነ ባርያ
ጸበባ በዚሑ ተኾሚሩ ጸይቂ ኣዳራሻት ናይ ሓሶት ጸቺጡዋ ንሓቂ ግብሮም ከይቕላዕ ታሪኽ ከይንበብ ' ዝጻወድያ ይምህዙ ሓቂ ከይትዛረብ
ፍትወት ስጋ ዓለም ስሰዐ ዝሓደሮ እምብዛ ትምክሕቲ ኮረሻ ዝመቀሮ, 'ዓይ ንዓይ ክብል ጸይቂ ዘየሕፍሮ, ኣይጸገበን ኮታ ምሓጥ ብጎሮሮ -
ብሰንኪ ጨካን ኩናት ሕድሕድ ደቂ ሃገር ብብዝሒ ክስውኡ ገለ ዶብ ክሳከር'|
በሰንኪ ጨካን ኩናት ሕድሕድ ናይ ደቂ ሃገር ብብዝሒ ክስውኡ ገለ ዶብ ክሳገር ሓራ ዝነበረ መቃለሲ ባይታና ፪
መፍቶኡ ጸላኢ ንግዳም ተደርቢና | ተስፋ ዝቐረጸ ኮታ ዝቐበጸ ኢዱ ንጸላኢ ምስላም መረጸ | ብጓሂ
እምብዛ ሓሰውቲ በዚሖም ስሱዓት)።
ድሕሪት መሊሶ'ሞ መንኩርኮር ውጹዓት
ሺ ተስፋ ናይ ውጹዓት ፡ ኣብ ክንዲ ንስምረት | (ነጺሆም ዝቃለሱ)።ባዶ ኣትሪፎዐመጪ | (ሓድሕድ ክናኸሱ
መን ካብ መን ይበልጽ መን ካብ መን ይልብም (ጻጓብ ልዕሊ መን ክውርዚ]2 (ዕንቅሪቢት ተመን)2 ተናኻሳይ መርዚ'
ጸበባ በዚሑ ተኾሚሩ ጸይቂ ኣዳራሻት ናይ ሓሶት ጸቺጡዋ ንሓቂ ; ግብሮም ከይቕላዕ ታሪኽ ከይንበብ | መጻወድያ ይምህዙ ሓቂ ከይትዛረብ
ፍትወት ስጋ ዓለም ስሰዐ ዝሓደሮ እምብዛ ትምክሕቲ ኮረሻ ዝመቀሮኗ ንዓይ ንዓይ ክብል ጸይቂ ዘየሕፍሮ፭ ኣይጸገበን ኮታ ምሓጥ ብጎሮሮ |
ስሰዐ ኣዕዊሩዎ እምብዛ ሃሪፉ ንዓይ ንዓይ ዝብል ንብጻ'ዩ ኣግዲፉ ናይ ስልጣን ቅድድም ኮረሻ ሃሪፉ ' ንዓይ ንዓይ ዝብል ንብጻ'ዩ ኣግዲፉ-
% ስሱዕ ሃንጎሊማ ጸይቂ ዝሓለፎ ናይ ክፍኣት ሓረስታይ ተንኩል ዝመልአ ቆፎ- ሰንካም ሓደገኛ ግዕዘ መታለሊ ዳርጋ ዘይተወልደ'ዩ ንሃገሩ ዘይሓሊ ፣ ንሓዉ ዘይሓሊ
ወይለይ መሲልዎም ገና ዘይለበ ዓሻ ከም ትማሊ - ገና ኣይፈለጡዎን ኩሉ ወዲ ሃገር እንታይ ከም ዝደሊ ዐ ።
መን ካብ መንይበልጽ መን ካብ መን ይልብም ኣብ ልዕሊ መን ክውርዚጋቼ (ዕንቅሪቢት ተመን)2። / ተናኻሳይ መርዚ።
Join me and over 20 million users who love Revolut.
Sign up with my link below: https://revolut.com/r/tesfannrsrx
Check out this free app — It Pays to Walk 🚶 https://sweatco.in/hi/tesfay785409
yt1s_com_ዜማ_ነፃነት_ኣሸናፊ_ጫካ_zema_netsanet_New_Tigrgna_Music_official.mp35.23 MB
